Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

The Afwerkist I By Fetsum Abraham/ 3/4/2013 DEDICATION: I dedicate this article to brothers and sisters (Afwerkists) conditioned to remain victims of humiliation and manipulation by the super master of dictatorship Quote of the day: The mind can change life if it overcomes inhibition like fear can steal existence

READ MORE

“100 ፖሊስ ን 90 ኣኼበኛታት” ብብድሆ መንእሰያት ኤርትራ ሊድስን ከባቢኣን ዝባህረረ ልኡኽ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ትማሊ ሰንበት 3 ለካቲት ብልዕሊ 100 ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ሓለዋ እናተገብረሉ፡ ናይ 90 ሰባት ኣኼባ ኣካይዱ። ዝረኸቡዎ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ፡ ን12 ሰዓታት ንኹሉ መእተዊ ኣንጎሎታት ብቫንን ፖሊስን ዓጽዮም፡ ቅድሚ ልዕሊ

READ MORE

ስምረት  መንእሰያት  ኤርትራ  ንድሕነት  ሃገር  ጨንፈር  ጀርመን Eritrean Youth Solidarity For National Salvation Germany Branch___ ናብ ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጀርመን ንዕለት 23.03.2013  ዓመታዊ ጉባኤ ከነካይድ ስለዝኾንና ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ንኽትርከቡ/ባ ብኽብሪ ንዕድምኩም ::      ጉባኤ ዝጅመረሉ ሰዓት 14:00  ቦታ፣ Saalbau Niederrad Goldsteinstraße 33, 60528 Frankfurt am Main   Verbindung nach

READ MORE

ብዕለት 8-03-1908 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ እቲ ናይ መጀመርያ ሰላማዊ ሰልፊ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንመሰልን ፍትሕን ከም ዝጀመረ መዛግብት ታሪኽ ይሕብሩ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ግን ሎሚ ድሕሪ 105 ዓመታት፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ኣብተን ሓለፋ ኩለን ደቂ ሄዋን ዓለም፡ ሕሰምን መከራን፡ መውጋእትን

READ MORE

ረጋቢት ብስራት ጴጥሮስ ተኽሉ፡ (ሓላዪ) 27/02/2013 ኣውሊዕ ብስራት ዝሓዛ ምስ ዓርከ ምሓዛ ብዓል ኩንብራዛ ዝወጻ ካብ ገዛ፡ ብዓል ሎኻኺቶ፣ ብዓል ሽላ ተጸዋውዓ ዓድምኣ ኹላ ተሸባሸባ ምዓልቲ ኣኺላ ቅጽበት ተበገሳ ቶሎ ኢልክን ንቀላ፡ ናይ ዓይኒ ምስክር ኤርትራ ብዓል ንስሪ፣ ብዓል

READ MORE

ኣርከበ ግደፍ ብኾበሮ፡ ምስ ድሙቅ እምቡልታ ጥዑም ፋል ጥዑም’ዩ፡ ዋላ ናይ ሕሹዅታ ሎሚ እንተ ኣምለጥካ፡ ካብ ቀርኒ ናይ ኣርሓ መን ኾይና እያ ጽባሕ፡ ኣርከበ ዝፈርሓ ግርም ጽርበት ቃላት፡ ኽኢላ ወረጃ ቀውዒ ምስልምና፡ ኽረምቲ ኣውራጃ ትማሊ ንኣዶሊስ፡ ሎሚ’ከ ንባጽዕ ከምኡ ኢልካ ወጋናት ፈሊኻ ክትቀጽዕ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ፡ ንዝበለ ኣቤት ቐርብ ወረዳ ፡ ድሕሪኡ ንማይ-ቤት ኣብትርቲ ኢሰያስ፡ ለከ

READ MORE

ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉእዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ

READ MORE

መልቀስ ንኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ!!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ስዒድ ኮለነል ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ ኣንታ እንታይ ተረኽበ! ኣብ ኣስመራ ታንክታት ሰሪዒወን መጺኡ ብሓበራ ኣብ ፎርቶ ተሰቒለን ኣንቓዕረራ ይብሃል ነበረ ነስመራ መን! ይደፍራ። ንጉስ ኤርትራ በለ ክንመውት ብሓበራ ንኹላትና ይብጽሓና በብታራ ኣንቀጥቂጦም ናይ ህግደፍ ጭፍራ ኣይፋልካን ክትብሃል ውዒላ ሓዲራ ተባህለ ወዲ ዓሊ መጺኡ ዝብዓል ጹሩራ ናይ ጸላም ብዓቲ ከፈተላ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከም መተካእታ ናይቲ ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ተዳጕኑ ዘሎ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን፡ ንኣማሓዳሪት ከተማ ማጽዕ ነበር ፋና ተስፋማርያም፡ ከም ዝመዘዛ ብጎቦ ጎቦ እቲ ስርዓት ኣረጋጊጹዎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዜና ኣሰና ኣቐዲምና ኢሳይያስ ኣማሓዳሪት ዞባት ክትከውን ሓጽዩዋ ከምዘሎ ኣብ

READ MORE

ብቐዳምነት እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንግፍዐኛ ጕጅለ ህግደፍ ትቃወሙ ተቓለስቲ ኣሕዋት ምስጢር ስለ ዘይኮነ፡ ነቶም መሳኪን ደድሕር’ቲ ዝተፈንፈነ ስርዓት ኰለል ዝብሉ ዘለዉ ንመነቓቕሒ ተባሂሉ ከም ዝተጻሕፈ ክትግንዘቡለይ እፈቱ።ኣብ ታሪኽ ንድሕሪት ምልስ ምስ እንብል፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓምሳታት ከይተረፈ ደሞክራሲ ፈሊጡስ ኣብ ሃገራዊ ባይቶኡ ብስልጡን መንገዲ ይካታዕን

READ MORE

http://www.youtube.com/watch?v=gqDGIj36kf8&width=200&height=200 Samuel Berhane ( Medehamed Shatr), one of the instigators of the 'great escape' from  the infamous Wi'aa, PFDJ prison in Eritrea, tells the untold story of the prison break, in which himself along 456 inmates freed themselves from the harsh detention, in June 15, 2009.

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ በቲ አብ 21 ጥሪ 2013 ብዘጋጠሞ ህዝባዊ ናይለውሃልሃልታ ሰንቢዱ፡ ከም ኣመሉ  ንሰራዊት ብብብብብናይ ሓሶት መብጽዓታት ንምትላል ነቲ ዝርካቡ ቁጠባዊ ትሕዝትኡ መእመኒ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ክጥቀመሉ ናብ ሰራዊት ስለዘዝበሎ ፡ እቲ ድሮ ብክብርን ምረትን መነባብሮ ክሳቐ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ መነባብሮኡ ኣዝዩ ሓሲሙ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብሰንኪ’ዚ

READ MORE

ኣየ ህግደፍ ድሑር ክንደይከ ይቐልል በቲ ዝቖንቆነ ፖለቲካ *ዋጭል         *ንእሽቶ ህበይ ነዚ ዓቃል ህዝቢ ብተስፋ ከታልል ብሃብቲ መሬትና እኖሆ የሽካዕልል! ዘውዲ ናይ መላኺ ብናዕቢ ከይደፈር ድራማ ደሪስካ ህዝቢ ንኪጥበር ሓንሳብ ኣውቶቡሳት ንሓንሳብ ትራክተር ብዓይኒ ካሜራ ምስ ኣበለልና ተር፡ ማና ከም ዘምጽአ ድኻ ንኽድረር ሽሻይ ራሕሲ እናልካስ ብኸበሮ ይዝመር! ብስርሒት ፈርቶ ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ቃልሱ እናጓሃረ ኣብ ሓደ

READ MORE

ብ ወርሒ ሰነ 2009 ኣብ ዊዓ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ጠያይጢ እናተተኮሰሎም ጽኑዕ ሓለዋ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣብ ኣሰና ከም ዜና ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ኣብ ናይ ጽባሕ ሰኑይ ድምጺ ኣሰና መደብና፡ ንሓደ ካብ ወጠንትን መራሕትን ናይቲ ደማዊ ግን ከኣ ዕዉት ጅግንነታዊ ስርሒት- ሓርነት፡ መንእሰይ

READ MORE

 ሓወልቲ ሓርነት ታሪኽ ጅግንነትካ ብ መስፍን   ባህልቢ ኣንበሳ ፎርቶ ሓርማዝ ናይ ጾሮና ንዓኻ ኣጥፊፍእናስ ደቂስና ሓዲርና ወጊሑ ክንትስእ እንታይ ኣቐሚጥና ዋይ ልቢ ምስጠፍአ ኣየ ድንቍርና ዓይኑ ከይትርኢ ሕሰም ናይ ኣሕዋቱ እዝኑ ከይትሰምዕ ብኽያት ኣዴታቱ ናብ ዲክታተር ኣቕኒዑ ብረቱ ሰመርመር ኢልዎ መብጽዓ ብጾቱ ድሓን ኩኑ ኢሉና ኣምሪሩ ሓሞቱ ሓሪሩ ደብርህ ውፉይ ኰዀብ ሰማይ ቀኒዕካ ዘይጥመት ሓያል ጩራ ጽሓይ ምስጢራት

READ MORE

ኣብ ዝባን ደቂ ህዝቢ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ  ናይ ኢሳያስ ስርዓት፡ ብምንታይ’ዩ ካብ ናይ መንግስቱ ስርዓት ክፍለ ዚኽእል። እዚ ኣብ ኤርትራ  ዝግበር ዘሎ ቅዝፈት ኣብ ኣፍሪቃ’ውን መዳርግቲ የብሉን።ስለዚ እዞም ፍትሒ ዝሕላገትና፣ ዲሞክራሲ ዝኣርማና፡ ነዛ ኣብ ፎርቶ ዝተወለዐት ሽግ ከይትቅህም ፡ ነዚ ብእከይ ተግባራቱ ዚፍለጥ ናይ ኢሰያስ ስርዓት ብምሉእ ዓቅምና

READ MORE

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ                            10ይ ክፋል                23/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት እቲ ጎነጻዊ ቃልሲ ምስቲ ፖሊቲካውን ዲፕሎማስያውን ቃልሲ ተሳንዩ ዝኸደሉ መንገዲ ሓቢረ ነይረ። ኣብ ተመክሮ ናይቲ ንህግደፍ ዝወለደ ውድብ ህዝባዊ ግንባር እንተርኢና፣ እቲ ብዓንቶቦኡ’ውን ጽኑዕ ምትእስሳር ዘይነበሮ፣ ብሳበ ዝምራሕ ሲቪላዊ ጉጅለ፣ ኣብ 1976 ዓ.ም. ብወግዒ

READ MORE

ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንኢሳያስ ሕቖኡ ምስ ጎዘዞ፡ርእሱ ከቕንዕን ቆለኡ ክለዓልን ሰለስተ ቅነ ተጀሊጡ፡፡ኣብ በዓል ስርሒት ፈንቅል ከይተቐልቀለ ደሃይ ኣጥፊኡ ድሕሪ ምቕናይ ብ14 ለካቲት ፡ኣብ ቅድሚ እታ ብሕታዊ ዋኒኑ ተለቪጅን ተኾዲሙ፡ካብ በዓቲ ከምዝወጽአ ዝብኢ ኣዒንቱ ቀባሕባሕ እናበለ ተዋስኦ ጀሚሩ፡፡ንሱ ነቶም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ዝጠለቡ

READ MORE