Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ሊድስ ዝኣመሰላ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ብውቶቡሳት ንሓያለ ሰዓታት ዝወሓዙ ኣማኢት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንሳልሳይ ግዜ፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣዝዩ ቆራሪ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ከይዓጀቦም ኣብቲ ንስርሒት ፎርቶ

READ MORE

ደምዳሚ መግለጺ ባይቶ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ሽዱሽተ ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 17-20/02/2013 ኣካይዱ። ባይቶ ስምረት ኣብ ኣኼባኡ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንጥፈታቱ ገምጊሙ ካብ ኩሉ ክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ብምስማዕ ስፍሕ ብዝበለ ኣገባብ ዘትይሉ።  ብክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ምስ ገምገመ ናብ ናይ ዞባታት ወከልቲ ብምሕላፍ ካብ

READ MORE

ኢሳያስ ፍጥር ካብ ዝብል ምሕሳው መፋጥርቱ እዩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምህሳው ሓጥያት ወይ ጌጋ ምዃኑ ጠፊኡዎ ዘይኮነ ግን ኣብ ስልጣን መታን ክጸንሕ ከደናግር ስለ ዝደለየ ጥራይ። ብዝኾነ፡ ድሕርቲ ታሪኻዊ ፍጻሜ ስርሒት ፎርቶ፡ ንሰለስተ ቕነ ተሓቢኡ ድሕሪ ምቕናይ፡ ነቲ ኵነታት ብዝጥዕሞ መነገዲ ኣቃሚሙን ብሃሶት ላዕጢጡን

READ MORE

ብ21 ጥሪ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ሚኒስተሪ ዜና ብትብዓት ኣትዮም መረረ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተለቪዥን ብቐጥታ ብኣስመላሽ ኣብርሃ ከምዝንበብ ዝገበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዘሎ ሓቀኛ ኤርትራዊ ሓያል ፍናን ሓበንን ተስፋን ሂቦም እዮም። እዞም ሰባት እዚኦም ደኣ ብኸመይ

READ MORE

ኣብ ካርቱም 200 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን፡ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበረሎም ጻውዒት መሰረት፡ ብዕለት 19 የካቲት ብዛዕባ ኹነታት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ንምዝታይ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ካርቱም ንኣሰና ሓቢሮም።እቲ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ (ዩኒሴፍ) ከምኡ’ውን ዎርልድ ቺልድረን ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ኣብ ጉዳይ መንነት ወረቐት ስደተኛታት፡ ትምህርትን

READ MORE

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡

READ MORE

ሳላ እቲ ዲፋኖ! ሳላ እቲ *ዲፋኖ ስውእ ሓርነትና     *ገንሸል፡ ተባዕታይ በጊዕ ሳላ እዛ ፎርቶ’ወ ከፋቲት *መንቀና   *ዓብዪ ናይ ቀጽሪ ማዕጾ እቲ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰልና ወዮ ማይን ልችን ጃሕጃሕ’ኳ ኢሉልና! ውዕሎ ናይ ጀጋኑ እዛ ስርሒት ፎርቶ እዛ ክብርቲ ዕለት ከመይ ደሓን ትእቶ እቲ ብኩፖን ህግደፍ ዝተዓደለቶ ቁንጣሮ መሸላ ኣደ ዝለሰቶ መጎጎ ኣናዲያ ጣይታ ክትስንክቶ ብሒቚ ተሰኪማ ምዛር ገዲፋቶ! ሳላ

READ MORE

ኣብ ሓሞኽሽቲ ምልኪ፡ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትህነጽ ኢያ ነቲ  ኤርትራውያን ኣብ መዓስከር ሸገራብን ሲናይን ዝወርዶም ዘሎ ግፍዒ ንምኹናንን ንስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንምምጋስን ኣብ ኦስሎ ብ15ጥሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዘሐብን ነይሩ፡፡ ሰልፈኘታት ካብ 15ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣዋልድን ኣወዳትን  70 ዝረገጹ ኣቦታት ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኖርወይን ካብ ሽወደንን  ተጋዒዞም ኣብ ማእከል

READ MORE

http://www.youtube.com/watch?v=7Tpnw-9V40Q&width=200&height=200 Do you remember, Hiriyti, the amputee young woman, who was featured on Radio Assenna “Voices of Torture from Sinai”? Her anger and despair that she lived to face the ugly side of life as if her disability was not tough enough was evident throughout the

READ MORE

                                         ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።                          19-02-2013። ኣብ ብዓለሙ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከም ሕ/ሰብና ካብ ብጥንቱ ሓድሽ ፍጻመታት ንምስማዕ “ኣብ ጓይላ እንታይ ይበሃል ኣሎ“? ኢልካ ምጽንጻን እቲ ኣውራ ምንጪ መረጋገጺ ህሉዊ ኩነታት ነበረ። ጓይላ ብባህሪኡ መአከቢ መንእሰያት ስለዝኾነ ንእዋናዊ ፍልጠቶም፡ ብድፍረት ክድርጉሕዎ ይስምዑ። እቲ ቀንዲ ሰራጽነቱ ከኣ ብመሳጥነቱ

READ MORE

ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ እንደገና ተኣሲሩ። ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ (ወዲ ሓጂ) ምስቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብተኣሳሰረ ምኽንያት ዳግም ተኣሲሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ሚኒስተር ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ ኣብ ጽባሕ ናይቲ ብሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ተኣሲሩ ኳ እንተነበረ ኣብ

READ MORE

MEMORANDUM HANDED OVER TO: Mr. Max Vuyesle Sisulu, Speaker of the National Assembly of South Africa Mrs. Maite Emily Nkoana-Mashabane, Minister of International Relations and Cooperation  18 FEBRUARY 2013  IT IS TIME TO BREAK THE SILENCE  In our country, Eritrea things are going from bad to worse.   THIS IS AN APPEAL

READ MORE

EYSC-Bay Area አብነት አፍሪቃውያን መንእሰያት ተባሂሉ ሽልማት UBUNTU ረኺቡ። እዚ ሽልማት እዚ ዓመታዊ ብፓን አፍሪቃ ማለት (Priority Africa Net work) ዝዳለው ኮይኑ ንህቡባት ማሕበራትን ዉልቀሰባትን ዝወሃብ እዩ። ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ ነዚ ሽልማት ክበቅዕ ዝኸአለ አብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ንኽሰፍን ንዘካይዶ ዘሎ ዘይሕለል ጻዕርን

READ MORE

ኣብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ካብ ምሉእ ዓለም ዶላራት ን ዲክታተርያዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምቕባል ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ሓዋላ ዘሳልጥ ዝነበረ መጋበርያ  ዓብደልሓይ ዓብደልቓድር፡  ትማሊ ምሸት ብ ፖሊስ ስዑዲ ዓረብ ተታሒዙ ኣብ ማእሰርቲ ተዳጕኑ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ጅዳ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ቤትስፍየት ዙርያታት ዘለዎ ዓብደልሓይ ዓብደልቓድር፡ ካብቲ ኣብ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 8ይ ክፋል  ጭዉያ ኣቓልቦ ህዝቢ ብጉልባብ “ግዳማዊ ተጻብኦ” ሓደ ካብ ቀንዲ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና፤ ኣቓልቦ ህዝቢ ንግዳም ከም ዝግዕዝ ምግባር እዩ። "ሕቘን ከብድን ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢን ስርዓትን ምቅርራብ" ብዝብል ብሉይ ሜላ “ማሕበረሰብ ዓለም እናዘረየና’ሞ እንታይ ዘይገበርና!?” ዘስምዕ ቃና ዘለዎ ትሕዝቶታት

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-                                                                     ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።- ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና  ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት

READ MORE

በቶም ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ጨካናት በደዊን ኣብ ሲናይ ጅሆ ተታሒዞም ኣብ ሓደ ማሕዩር ይሳቐዩ ኣስታት 30 ኤርትራውያን፡ ብምቕጥቃጥን ሓዊ ምትኳስን ተሳቕዮም፡ ሓንቲ ሕርይቲ ዝተባህለት፡ ኣብ ዚሓለፈ መደብ፡ “ድምጺ ስቅያት ካብ ሲናይ” መደብ ራድዮ ኣሰና ኣዛራሪብናያ ዝነበርና ካብ ሸገራብ ኣብ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ዝተጨውየት ስንክልቲ (ቆራጽ

READ MORE

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ                        9ይ ክፋል             16/02/2013   ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ብዛዕባ ተኽእሎታት ብረታዊ ተቓውሞ፣ ብፍላይ ከኣ ነቲ ‘ኣበይን’ ‘ብኸመይን’ ዝብል ሕቶታት ብኸፊል መሊሰ ነይረ። ብዙሓት ሰባት ከም ዝብልዎ “ብጎነጽ ዝመጽእ ስርዓት ብጎነጽ ኢዩ ዝኸይድ፣ ስለዚ እቲ ብረታዊ ተቓውሞ ንባዕሉ ካልእ ወታደራዊ ስርዓት ስለ ዝፈጥር

READ MORE

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 16/2/2013 Norway ኖርወይ ብተኣምር ሰራሕቲ ቅያ ላዕሊ ታሕቲ ብጉልበት ብዎፈያ ተጓይያ ምእንተ ወጽዓ ኤሪትረያ ህዝብና ንምድሓን ሰልፊ አዳልያ ኣውቶቡስ ባቡር መካይን ብኣየር ተጓዒዙ ካብ ኣሻሓት ኪሎሜተር ቑሪ በረድ ተጻዊርኩም ንስለ ሃገር ገንዘብኩም ኣፍርዩ ዓቢ ቑምነገር ሕልና ከተቕስኑ ደስ ክብለኩም ኣምላኽ ረቢ ዝፈትዎ ሰሪሕኩም ጽባሕ ክንዕወት ብሳላ ጻማኹም ቕንዕናን ሓቦን ጽኑዕ ሓይልኹም ነቕናቒ የብሉን ስጡም ዕርድኹም ደቂ ኤረ ሓየት

READ MORE

ወየዶ! ኢለ ከልቅሰልካ!!!!!! የማነ ሓወይ ባዕለይ ከልቅሰልካ ዓሪፍካዶ ከምይከ ቀነኒኻ ለሚድካዮዶ እቲ ሓድሽ ገዛኻ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብድሕሬኻ ምኽኣል ስኢነዮ ናፍቖትካ ይሙን ሓወይ እምብዛ ተሃዊኽካ።   የማነ ሓወይ ዓቢ ናይ ገዛና ዝለዓለ ምሁር ካብ ኩላትና ታተ እናበል ዘዕበየና ኣፍ ክንከፍት ሃ ሁ ዘበለና ከይንስበ እናሓቖፈ ዘታተየና ብዙሕ ዝተመረቀ ካብ ገዛና።   ፕሮፈሰርዶ! ክብለካ መምህር ሓወይ ይመስለኒ ነይሩ ዝፈትወካ በይነይ ብዙሓት መጺኦም ኣብዚ ጎነይ ዝርዛሕ

READ MORE

ወጽዓ ሓፋሽ ህዝቢ ሕሰም ዝቐሰባ ለይቲ ተበጊሳ ካብ ጎልጎል ማዕረባ ታንኪ ወዲ ዓሊ ምልኪ ከይዓጀባ ተኣምር ሰሪሓ ኣብ ፎርቶ ደይባ! ስእላ’ሞ ረኣዩ እዛ ታንኪ ሓርነት ማዕረ ብዓል ጃጓር ሓወልቲ ጥዋለት ብግርማን መንፈስን ጸብለል ከም ዝበለት! እቲ ስውር መንፈሳ ዘይተሰወጠኩም ማዕረ’ተን ቀዳሞት ከመይ’ላ እንተ በልኩም ነጺሩለይ ኣሎ ባዕለይ ከብርሃልኩም ጽን ኢልኩም ስምዑኒ ምስጢር ክነግረኩም! ካብ ሓመድን እምኒን

READ MORE

ብምኽንያት ናይቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ስርሒት ፎርቶ) ዝተኣሰሩ መራሕትን ደገፍትን ኣብ ቪላጆ (ኣስመራ)፡ መቓብር እንዳ ምኪኤል ተደኵኑሉ ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ዝርከበሉ ቦታ፡ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ኩነታት ናይ

READ MORE