Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ዝወሓዙ መንእሰያት ዝበዝሑዎም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ነቲ ምዑታት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘካየዱዎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቓስ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፡ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምጽዋዕን፡ ሎሚ 1 ለካቲት፡ ኣብ ለንደን፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ

READ MORE

ጅግና ህዝቢ እንዲኻ! ጎይታ ስቡሕ መሬት ወዲ’ዚ ጋሽ ባርካ ኣንታ ሰረወታይ ጻዕዳ ጣፍ እቶትካ ኣንታ ወዲ ሰንሒት ፍሩታ መወጽካ ኣንታ ደንከለታይ ባሕሪ ዝቕናትካ ኣንታ ወዲ ሰምሃር ባጽዕ ዝወደብካ ኣንታ ኣከለታይ ሃብታም ቅርስታትካ ኣንታ ወዲ ሳሕል ሰውራና ዘዕቖብካ ኣንታ ሓማሴናይ *ቃቤላ ሃገርካ       *ዓንዲ ማእከል ኣስመራና ጻዕዳ ሓበን ዝንያትካ መንደላይ ነጊሱ ኣብዛ መረበትካ መርዙ እናነደፈ እንሆ የጥፍኣካ! እዚ ዕቡይ መላኺ

READ MORE

ወዲ ዓሊ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ’ታ ብዕለት 21 ጥሪ 2013 ኤርትራውያን ጀጋኑ ንሚኒስትሪ ዜና ስርዓት ህግደፍ ተቖጻጺሮም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ፖለቲካ ክፍትሑን ዝብል መልእኽቲ ብተለቪዥን’ቲ ስርዓት ዘመሓላለፉላ ታሪኻዊት ዕለት ዝተሰወአ ሓርበኛ ተጋዳለይን ናይ ለውጢ ተቓላሳይን ኢዩ። ወዲ ዓሊ ይኹን እቶም ምስኡ ዝነበሩ ብጾቱ ነቲ ንስርዓት ኢሰያስ

READ MORE

ጎይታ ረሽራሽ ጎይታ መዳፍዕ ዝደኸመ ኣሳሊዩ ዝርዓደ ኣትቢዑ ንጹር መርገጺኡ ጎባጥ ኣቕኒዑ ረዚን ቃላቱ ተዛሪቡ ኣስሚዑ፡ ዝቐምሰለ ተስፋ ኣጠጢዑ፡ጸላም ብፍሽኽታ ወሊዑ፡፡ ንሱዩ ሓርበኛ ምቾት ዘየስድዖ ጽኑዕ መትከሉ ነብሱ ኣሕሲሙ፡ንጥይት ንሓዊ ዝባኑ ቀሊዑ፡፡ ወዲ ዓሊ ኣንበሳ ልሳን ውጹዕ ግዋዚሙ ሓሕ ኢሉ ግፍዒ ከብቅዕ ምሉእ ሓሞት ንፍትሒ ንሰላም ተዋዲቑ ድምጹ ኣቃሊሑ ዓለም ኣነቓኒቑ ዕላማኡ ወቒዑ ቃልኪዳን ኣጽኒዑ፡፡ ኣርባዓ ዓመት ኣየዕረፈን

READ MORE

ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ደረጃ ናጽነት ፕረስ 2013፡ኤርትራ ኣብ መወዳእታ መበል 179 ተሰሪዓ፡፡እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ  ኤርትራ ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ሚኒስትሪ ዜናኣ ብዝተፈጸመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተናቐነቐት ጠቒሱ፡ እታ ሃገር ንህዝባ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ከምዝኾነትን ጋዜጠኛታት ኣብ ማሕዩር ከምዝሞቱ ትገብር ከምዘላን ኣፍሊጡ።እታ ንክልተ

READ MORE

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ንስርሒት ፎርቶ ሓይልታት ምክልኻል ብምድጋፍ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ቴልኣቪቭ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ ይሸባሸቡ ኣለዉ። [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Israel_demo1.pdf[/embed]

READ MORE

ጽባሕ ዓርቢ 1 ለካቲት ካብ 12፡30-17፡00 ካብ መላእ ዓዲ እንግሊዝ ዝተዋጽኡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደ፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቕሳስ ተባዓት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብምድጋፍን፡ ስርዓት ህግደፍ ስልጣን ለቒቑ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክተኣታቶን ዝጽውዕን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ለንደን

READ MORE

ኣምባሳደር ህግደፍ ዶክተር ኣርኣያ ደስታ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ International Community (ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ) ኣኼባ ጠሊቡ። ኣምባሳደር ህግደፍ ዶክተር ኣርኣያ ደስታ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ International Community (ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ) ተባሂሉ ናይ ዝፍለጥ ኣካል ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ከምዝጠለበ ምንጭታት ካብ ኒውዮርክ ሓቢሮም። ንሱ ነቲ ኣኼባ ንሎሚ 24 ሚያዝያ

READ MORE

ይሃምም ኣሎ ይጋልብ ኣሎ ሰርቢ ደም። እዚ ሰርቢ እዚ ክዘንብ ክሽብብ፡ ደናጉላ በረድ ደም ጸዲፉ ክፍግጸና፡ ብኡ ተጀፊዕና ደም ከነውሕዝ፡ ሩባታት ከኣ ብወሓይዝ ደም ክመልእ፡….. እዝስ ኣብ እዋን ምጾታት ዓለም’ምበር ኣባና ኣብ ደቂ-ኤርትራ ኣይክርአን ኢዩ ኢልካ ክሕሰብ ምተኻእለ። እንተኾነ እዚ ሰርቢ’ዚ ከይደለናዮ ኣይመጸን። ጸሊእና ዮ

READ MORE

ከመይ ትቕንዩ ክቡራት ኤርትራውያን! ሎሚ ሃገርና ኣብ ሓደ ወሳኒ መሰጋገሪ መድረኽ ትርከብ ኣላ። ኢሳያስ እቲ ንሃገርናን ህዝብናን ከም ሕሱም ዘድመየ፡ ንመንእሰያትና ባዕሉ ኣብ ዝጻሕተሮ ኵናት ዝጠበሰ፡ ናብ ሳሃራን መዓምቝ ባሕርን ዘጥሓለ፡ ንዓበይቲ ዓዲ ዝመቝሐ፡ ንኤርትራውያን ኣዴታት ዝዘለፈ ገበነኛ መራሒ ስለምንታይ ከምኡ ክገብር ክኢሉ ዝብል ሕቶ ክነልዕል

READ MORE

ሎሚ እቲ ቁጠባውን ፖለቲካወን ኩሉእንትናዊ ሃብቲ ሃገር ገቢቱ መላኽነቱ ዝኣወጀ፡ ዲክታቶርያዊ መራሒ ጉጅለ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞተ ሰረረ ጋዕገልጠም እበሃል ኣሎ፡፡ ብርግጽ ኢሳይያስ ብጽኑዕ ሓሚሙ ኣብ ከቢድ ሕክምናዊ ክንክን ኣብ ሃገረ ዱባይ ንሓጺር ግዜ  ከም ዝነበረ ውን ተፈሊጡ ኣሎ፡፡ሕማም ገባቲ መራሒ ኢሳይያስ ሕጂ ናብ

READ MORE

ሕልቀትን ህላወን ትንፋስ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ከቢድ ትርጉም የብሉን። እቲ ብሕማም ተኻኢሉ ዝቐነየ ኢሳይያስ፡ ዋላ ብጥበብ ሓካይም እንተዝጻናሕ ’ውን ንኤርትራ ናይ ምምራሕ ተኽእሎኡ ድሮ ሞይቱ፡ ኣብቂዑ እዩ። ንተረኽቲ፡ ምናልባት ታሪኹ የገድሶም ይኸውን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን ውሕስነት መጻኢኡ እዩ ዘገድሶ። እቲ ሕማም ንኢሳይያስ ወሲዱዎ ‘ሎ።

READ MORE

ብኸቢድ ሕማም ከብዲ (Liver)ተጠቒዑ ዘሎ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዱባይ ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምህላዉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ሕማሙ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ደረጅኡ በጺሑ ብምህላዉ፡ ብመድሃኒት ናይ ምሕዋይ ተኽእሎኡ ምህሙን ኮይኑ ስለዘሎ፡ ከብዲ (Liver) ክቕየረሉ (Transplant ክግበረሉ) ጥራይ ከምዘለዎ፡ ቅያር

READ MORE

[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=e0r5FYfX0_o[/youtube] ክቡራት ሰማዕትና፡ ኣብዚ ካብ ስሩዕ መደብና ወጻኢ ኣዳሊናዮ ዘለና ፕሮግራም፡ ልክዕ ከምቲ ካብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ኣትሒዝና ብተደጋጋሚ ግዜ ዘቕረብናልኩም ኣውያት ስቅያት ኤርትራውያን ካብ ሲናይ ኢና ሒዝናልኩም ቀሪብና ዘለና። ጊላነት፡ ዓመጽ፡ ምግሳስስ፡ ምዝመዛ፡ መሸጣ ኵሊት፡ ሞት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብራሻይዳ ሰሃራን በደዊን ሲናይን ደው ኣይበለን።

READ MORE

መራሒ ስርዓት ግህደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብሰንኪ ‘ቲ ኩሉ ዝፈልጦ ናይ ኣልኮላዊ መስተ ኣመሉ ሕዱር ሕማም ኣጥርዩ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ብፍላይ ንሕክምና ናብ ቀጠርን ካልኦት ሃገራት ወጻእን ክመላለስ ከምዝጸንሐ ብተደጋጋሚ ኣብ ዜናታት ተጠቒሱ እዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ብፍላይ ግን፡ ሕማሙ ኣዝዩ ስለዝኸበዶ ብምስጢር ካብ

READ MORE

Reliable demo.archive.assenna.com sources from Asmara indicate that Isaias Afewerki, the unelected leader of Eritrea, is seriously ill. According to the sources, Isaias has recently been to Qatar two times for intensive medical treatment. Many Eritreans inside the country are aware of Isaias’ ill health; however, the government

READ MORE

ብጉልባብ ሃይማኖት ህዝቢ ንምቍጽጻር መሳርሒ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ዝነጥፍ ዘሎ ይፍታሀ ዲሜጥሮስ፡ ነቶም ብውዲት ስርዓት ህግደፍ፡ መንፈሳዊ መዓርግ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ መንጢሎም ዘለዉ ቀሺ ዲዮስቆሮስ ኣኸቲሉ ኣብ ቴልኣቪቭ፡ እስራኤል፡ ኣብ ዝገበሮ ዘይቅዱስ ምብጻሕ ተቓውሞ ከምዘጋጠሞ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ይፍታሀ ዲሜጥሮስ ምስ

READ MORE

ብኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤል ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓጂ ጀሚል ኣማን ኣቶ ክፍለዝጊ ገብረመድህን ኣባላት ባይቶን ዝምራሕ ልኡኽ ብሚያዝያ 16, 2012 ምስ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሰበ-ስልጣናት ኣብ ዋሽንግቶን ተራኺቦም ሰፊሕ ዘተ ኣካይዶም። ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶ ዘካይዶ ዘሎ ንጥፈታት ኣስፊሖም ዘትዮም። ኣብዚ እዋን'ዚ ህዝቢ ኤርትራ

READ MORE

ርጉም ኣንበጣስ ግራትካ በሊዑ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ይበሃል፡፡እዚ ምስላ’ዚ ከምዚ ገጢሙና ዘሎ ተካል ርካብ ምስተረኽበ ኢዩ ዝተባህለ፡፡ ኢሳይያስ ደምና ሰትዩ፡ ስጋና በሊዑ፡ የዕጽምትና ጊሂጹ ገና ገና ጠላሕ ኣይበሎን፡፡ሕጂ ውን ንፍጹም ጥፍኣትና ባዶሽ ሕልምታቱ ከተግብር ኣብ መጋርያ ኲናት ጠቢሱ ከህልቐና ተቐሪቡ ኣሎ፡፡እቲ ዝገርም ከኣ 21 ዓመታት

READ MORE

ካብ ዋሺንግቶን ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ትበርር ነፋሪት ኣላ ዝብል ወረ ካብ ዝሰምዕ ዝሓለፈ እዋን’ኳ እንተ ዘይሓጸረ፡ ኣነስ ቅድሚ ክልተ ሰሙን’የ ባዕለይ ክፍትን ዕድል ዝረኸብኩ። ዝገርመኩም’ዩ! እንዳ ዝናን ባህታን ዝብሉዎ ደኣ እንድዒ’ምበር ንኣይ’ሲ፡  ምናልባት ድሕሪ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ስለዝኾነ ግዲ ኾይኑ፡ ኣብ’ቲ ጉዕዞ ኩሉ ነገር’ዩ

READ MORE

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት፡ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ልዕለኡ ክመጽእ ካብ ዝኽእል ዝኾነ ናይ ሰራዊት ተጻብኦ ንምድሓን ንብሪጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ናይተን ባዕሉ ዝዓለመን ሸውዓተ ክፍለሰራዊታት ኣዛዚ ገይሩዎ ኣሎ። ፍሊጶስ ይኹን ካልኦት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣድላይነቶም ሃሲሱ ደስኪሎም ከምዘለዉ ዘለዉ ‘ውን እቲ

READ MORE

“እዚ ሰብኣይ ባዕሉ ይፈልጥ፡ ገለ ፍታሕ እዃ ከምጽእ ኢዩ“ ክበሃል ስሚዕኩምዶ? ነገሩ ከምቲ ሰበይትስ ሰብኣያ እምበር፡ ሰብኣይ ሰብኣያ ነይትፈልጥ ዝተባህለ ክኸውን ይክእል። ኣብ ፍጹም ምልኪ ኣትዩ ዝረዓደ ኤርትራዊ /ኣውራ’ዃ እቲ ወትሩ ጉንዲ እዝኑ ዝጭልገም ዘሎ በዓል ስልጣን/ ከኣ ሎሚ ስም መላኺኡ ምጽዋዕ ደም ጥዒምዎ እን

READ MORE

ዋሕዚ ነጻ ሓበሬታ ብምንጥጣፍ ህዝቢ ንቕሓት ደሊቡ ንነገራት ብልቦና ክመሚ ብዓቢኡ ኣብ ቃልሲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ሃገርና ኤርትራ ሰፊሕ ተሳታፍነት ክህልዎ ብዓቕምና ኣበርክቶ ንምግባር ከነካይዶ ኣብ ዝጸናሕና ፈተነ፡ ካብቲ ከም ቀንዲ ኣተኵሮና ዝተለምናዮ መኸተ ውልቀምልኪ ሓሓሊፎም ዝኣልዩና ፈተነታት ኣይተሳእኑን። ሎሚ ‘ውን ሓደ ካብ ተመሳሳሊ ኣጋጣሚታት ረኺብና

READ MORE

ሕጂዶ ንበል ኡይ - ተገቲርና ዓውዓው ኩሉ ምስተሐርደ - በብተራ ከም ላም ኩሉ ምስ ተነጽገ - ሃገራዊ ሰላም ብዓሌት ኣውራጃ - ፈላሊኻ ምጥላም ሽግር ናይ ትማሊ - ከይኮነ ፍጹም ሓራም ንጽባሕ ትውልዲ - የፍርሕ ከይላሓም። ትማሊ ዝተዘርአ - ክፉእ ምፍልላይ ሎሚ ንሓፍሶ - ብሕቡእ ከይንርኣይ ጽባሕ ንዝርግሖ - ንሃገራውያን ንጽሃት ስልጣን እዕቢዱ

READ MORE