Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እወ ወዲቖም! እሞ ሕጂ’ኸ ከናፍርካ ጎማጺጽካ ሕትም ሕትምትም ድዩ ንዘይመውት መድሃኒት ስለዘለዎ ፈውሰይ ፈውሰተ-ዓሻ ዕምብረ ሓሶታት ከንከራሩ? ፓይሎት፡ ብመጀመርታ ከምቲ ንኩሉ ብወገነይ ሰናይ ዝምነየሉ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ እንዃዕ ናብ ኩሉ መዳያት እዋን ትን ሳኤ ኣብጸሓካ። ከምኡ ድማ እንዃዕ ናብዛ ናይ ውልቅኻ ፍልይቲ “ሓንቲ መዓልቲ“………..፡ ትብላ ዝነበርካ ዕለት

READ MORE

ብጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 14/04/2012 ተሰቒሉ ኣብ መስቀል መድሃኔ ዓለም ሓራ ኣውጺኡና ከፊሉ ንጹህ ደም ኣደራዕ ጨካናት ተኾርሚጁ ደምዩ በቶም ድፉናት ልቢ ዝዓወሩ እንዳረኣዩ፡ አሎሀ አሎሀ ላማሰበቕታኒ ኮነት ሓንቲ ቃሉ በጃ ክኾነኒ ኣብ ጎልጎታ ኣብ ቀራኒዮስ ተሰቒልካ ስዒርካዮ ኣርዮስ፡ ትንሳኤኻ ኮይኑ ዓሪግካ ንሰማይ ኣግዕዞ ኩልና ንዑ ኢልካና ምሳይ መዓሙቕ ከይንሰጥም ኣብቲ ድቕድቅ ጸላም ትንሳኤ! ሂብካና ዓዲልካና ሰላም፡ ንጹህ ደምካ ካብቲ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብስም ፓይሎት ዝፍለጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብቲ ብስም ስመር ዝፍለጥ ብመንእሰያት ዝተኸፍተ ናይ ፓል ቶክ ኣደራሽ፡ ብድምር ንዓሰርተ ሽሕ ሰብ መደረ ኣስሚዑ፡፡ ኣብዚ ዳርጋ ናይ ሓደ ሰሙን መደረ ልዕሊ 450 እዋናዊ፡ ታሪኻውን ውልቃውን ሕቶታት ንሰማዕቲ መሊሱ፡፡ ኣብዚ ኣብ ታሪኽ ናይ ፓል

READ MORE

ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ (EYGM) ኣብ ውሽጢ ሃገር ተሳታፍነት መንእሰያት ብምብርባር  ብዝገበሮ ዘሎ ናይ ምልዕዓል ተበግሶታት ዝተሻቀለ ስርዓት ህግደፍ፡ ብመንገዲ ሃመማተኤ፡ ናብ መንእሰያት ዘተኮረ ጽዑቕ ናይ ምክልኻል ፖለቲካዊ ጎስጓሳት ከካይድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ንምንቅስቓስ መንእሰያት ንምብርዓን ዝሓለነ ጎስጓስ፡ ድሮ ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ክካየድ ከሎ፡

READ MORE

ብጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)14/04/2012 ዓይኒ ፍትሒ መሰል’ዩ ስማ ነጻነት ይብልዋ ድርብ ድማ ሓርነት ማዕርነት ካብ ፈለማ ብሓደ ሓሳብ ጉባኤ’ዩ ገዝማ። ጎደሎ ዝፈርድ መን ከይስዕቦ ክንዲ ሃሰስ ፍታሕ መላግቦ እሞ እቲ ጉቡእከ ንመን ንህቦ ሓሊዮት ሕልናዩ ነላዝቦ። መምስኮነ ክኸውን ኔርዎ ንዝተሳማማዕናሉ ንደገ ኣይንዝረዎ ሎሚስ ፈጢጡ’በር እቲ በለጽ ዝብልዎ ብውዕል ፈሰስ ንሕሰበሉ፣ ንመንዩ ክርህዎ፧ ስምምዕ ዝጠልም መን ከይስዕቦ ተረሲዑ ድዩ ናይ ዓንተቦ ብርኪ ዕጽፍ

READ MORE

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ክቡራት ደቂ-ኤርትራ! ቅንያቱ ቅንያት ክላይላይሶን ሰጊድ-ሰላምን ብምዃኑ፡ ኩላህና ዜጋታት ድግድጊትና ተቐኒትና ኣብቲ ልብና ዝምርምር ቤተ-ሃይማኖት ተንበርኪኽና ዝመተ ምሕደራ ተቐቢሩ ዝተዳኸመ ቁጠባናን ፖለቲካናን ዝትንሳኣሉ፡ ስዉኣት ሓርበኛታትና ዝድበሱሉ ግዜ ክመጸና ብስም’ቲ ኩሉ እንዳተኻእሎ ምእ ንታና ክብል ነቲ ኩሉ ኣደራዕ ዝተቐበለ ወዲ-ኣምላኽ ብልብን እምነትን ክንምህለል

READ MORE

ዝሰበበ እንጀራ ተነጊፉ - - ተቖርሚሙ ይብላዕ ዝሰበበ ሕንባሻ ከይተተንከፈ - - ይፍርከሽ ይስላዕ ዝሰበበ ሓንጎል ጥልመት - - ተሰኪሙ ይጥላዕ ዝሰበበ ሕልና ብውሽጡ - - ይነቅዝ ይነዝዕ ዝተዋርደ ህዝቢ ተሓቢኡ - - ተሳቒዩ ይነብዕ ሞራሉ ዝተሰብረ መንእሰይ - - ይድሰቕ ብስላዕ ሕሊና ዝሞቶ ኤርትራዊ - - ሃገሩ እዳጠፍእት ይስስዕ ንህርፋን ተገዚኡ ንጭቆና - - እንዳበሎ ፍጊዕ ዓደብኡ እንዳተዘምተ - - ብሓሶት የጣቅዕ። ኣደኻ ተዋሪዳ - ሓፍትኻ ኣይደሓነት ኣቦኽ ተሸቑሪሩ -

READ MORE

ኣብዚ ቅንያት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ንምክያድ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበረ ግዜ ይኹን ቅድሚኡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ይቐጽልዶ ወይስ ኣይቐጽል ዝብል ነጥቢ ብቡዙሓት ዝዝረበሉ ዘሎ ነጥቢ ኮይኑ መብዛሕቶኦም እዚ ሕቶዚ ዘልዕሉ ኣባላት ኪዳን ዘይኮኑ እዮም:: ኣብ ኣብዝሓ ሰልፍታት ምእማን ዝተፈላልየ ዝምድናታት ሰልፍታት ምቕባል ማለት እዩ፤ ኪዳን ከኣ

READ MORE

ፈጻሚ ኣካል ምንቅስቓስ ንደሞክራስንፍትሕን  ኤርትራ(ምደፍኤ)፡  ኣብ  ጽባሕ ምዝዛም ኣኼባ  ማእከላይ  ሽማግለ፡ ማለት ካብ ዕለት6-ሚያዝያ 2012  ኣብ   ናይ ቀትርን ለይትን ሰዓታት ጽዑቕ ኣኼባታት ብምክያድ፡   ኣብ  ኣገደስቲ ዛዕባታት ተመያይጡ ኣገዳሲ መድረኻዊ ውሳኔታት ብምምሕልላፍ ፡ ኣኼብኡ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ ፈጻሚ ኣካል ምደፍኤ፡   ማእከላይ  ሽማግለ  ውድብና  ንዘቐመጦ መድረኻዊ ገምጋማትን፡  ዝሓንጸጾም  ናይ  

READ MORE

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ 31 መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ 10 2012 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ስልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት

READ MORE

ብመሰረት መብጽዓና ባይቶ ኣዋሳ ናበይ ገጹ ዝብል ጽሑፍ ካብ ሎሚ ብተኸታታሊ ከነቕርቦ ኢና፡፡ኣብዚ ደጋጊምና ከነረጋግጾ ንደሊ ንሕና ኣንጻር እዚ ንህዝቢ ረጊጹን ጨፍጪፉን ቀቲሉን ሃገር ዝበታትን ዘሎ ጨፍላቒ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ዝካየድ ሓቀኛ ቃልሲ ምስ ኩሉ ክነደጋገፍ ቁሩባት ኢና፡፡ቀዲምና ውን ኣብ ንጡፍ ስራሓት ቃልሲ ዝጸናሕና ኢና፡፡

READ MORE

ኣብዘን ቀረባ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ መርበብ ሓባራዊ ርክባት ፓልቶክ ሓደ ኦፕረተር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ዝነበረ መንእሰይ፡ ንኹሉ እቲ ኢሰያስ ድሕሪ መጋረጃ ዝገብሮ ዓሚቕ ዝርዝራት ዘለዎ ዘስደምም ሚስጢራት ኣብ ዘቃልዓሉ ዘሎ ህሞት ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ልዕሊ ዓሰርተ ሽሕ ሰባት ይከታተልዎ ከመዘለዉ

READ MORE

ነቲ ብቕንያቱ ኣብቲ ስመር ብዝብል ስም ዝፍለጥ መኣዲ ዘተ ፓልቶክ ንኣካይዳ ስርዓት ህግደፍን ተንኮላት ኢሳያስን ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ክህብ ዝቐነየ ፓይሎት ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝፍለጥ ኣብ ሓደ እዋን ኦፐሬተር/ምልክት ናይ ኢሳያስ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ሽወደን ዝነብር ዘሎ ተጋዳላይ፡ ብጠለብኩም መሰረት: ብዛዕባ ተበክሮኡ

READ MORE

ካብ ዕለት 6 ክሳብ 9 ሚያዝያ ሻሙናይ ምትእኽኻብ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ይካየድ ኣሎ። እዚ ብብዙሕ ምስጢራዉነት እኳ ተታሒዙ እንተጸንሐ፡ ድሒሩ ብማዕከናት ዜና ሽወደን ኢዩ ተቓሊዑ። እቲ ንሽወደናዊ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ንዓሰርተ ሓደ ዓመት ብዘይፍርዲ ኣሲሩ ዘሳቕይ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ንከምዚ ዝኣመሰለ

READ MORE

ንመድረኽ ተቐሪብናዶ? 6 ማዝያ2012 ክቡራትን ክቡራንን፡ ዓበይትን ናእሽትን ደቂ ሃገርይ፡ሒዝናዮ ዘልና መድረኽ ግዜኡን፡ኡዋኑ ተሃዋሲ እናኾነ ይኸይድስለ ዘሎ፡ደምበ ተቓውሞ ድማ ገና ዘይ ዓኾኸ ኮይኑ ይጛዓዝ ብምህላዉ፡ንዝመጸና ከቢድን ተሓላላኽን መድረኽ ንቕረብዶ ኣለና?ወይስ “ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና” ኢና ክንብል። እስከ ንገንዘብ ህሉው ኩነታት ህዝብና ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮነ ኣብ ስደት ከመይ

READ MORE

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 05/04/2012 Norway ዓቃል መንእሰይ ዝደቀሰ መሲሉዎም በል ህዝበይ እንሆ ደቅኻ ተንሲኦም መርድእ ንህግደፍ ብሰራት ንህዝቦም መርሓባ ሓንጎፋይ እልልታ ንቀበሎም ንዓና ፍናን ሕማም ርእሲ ንጸላእቶም እነሆኳ ድሮ ድንን ጉምብሕ ጀሚሮም ተበራበር መንእሰይ ሕነሕዋትካ ፍደ ኣብ በረኻ ሲናይ ንሞት ዝተፈረደ ኣበሳ ዘይብሉ ከም እነስሳ ዝተሓርደ ዘይርሳዕ ታሪኽ ንድሒሩ ዝተወልደ ሓወልቲ ክቕረጾምዩ መሬት ምስረፈደ ኣዕጽምቲ ጀጋኑ ዝተኸፍላ ሃገር ይጻወተ.ላሎ ህግደፍ

READ MORE

ኣምላኽ ድኣ ባዕሉ ኢዱ የምብረሉ እምበር፡ ዓርከይ ሰመረ ከምዚ ሕጂ ከይሃጠመ እንከሎ ነዛ ዘይትተርፍ ናይ ቀውጢ ግዜ ክጓንያ ክብል „“ኣንታ’ዞም ቆልዑ ነገር ከምጽኡልና ኢዮም“ ብማለት ኣብ ልዕሊ ንጥፈታት መንእሰያት ስኽፍታኡ ደረት ኣይነበሮን። ካልእ ኣይኮነን፡ ናይ ፖለቲካ ባዶነት ከይፍጠር ብማለት ጥራይ ኢዩ። እንተኾነ ብኽፍኣት ዝተበገሰ እዃ

READ MORE

ዕዉት ባህላዊ ምሸት ንዝኽሪ ኣቦ ስውኣት ኣብ ሎንደን ሸክ ጀማል ዓብድልቃድር ከቢረ ወዲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረን ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን ዝተረኽብዎ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ብምኽንያት መበል 65 ዝኽሪ መቕተልቲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረ፡ ብሰንበት 1 ሚያዝያ ዕውት ባህላዊ ምሸት ኣካይዱ። መጀመሪያ፡ ኣቦ ወንበር ማሕበር

READ MORE