Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕሱም ሰጓጊ ናብ ግልጽ የብጽሕ!! ብርግጽ!! ኣብታ ብኹቡር መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ሰማእታት ዝተገዘምናያ እንፈትዋ ሃገርና ኤርትራ ፍትሕን ዲሞክራስን እንተ ዝነግስ፡፡ቅዋምን ቅዋማዊ መንግስትን እንተዝትከል፡፡መናእሰያት ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዘመናዊ ናይ ግልያነት ስራሕ እንተዘይ ንቑረን፡፡ንውለቀ ዝናን ትምክሕትን ሓደ መላኺ ሕሉፍ በሰላና እንከይሓየ ዕሸላት መናእሰያት ኣብ ዘይኩዉን ኲናት

READ MORE

“ሽግር ኤርትራ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኤርትራውያን መንእሰያት ሽግር ሃገርና ንምቕንጣጥ አብ ሃገርና ዘሎ ውልቀ ምልካዊ ስርዓት መዛዘሚ ንኽግበረሉ ዝሕግዝ ኮንፈረንስ ንምድላው አብ ምሽብሻብ ንርከብ። እዚ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓቖፈ ኮንፈረንስ ካብ 25-28 ግንቦት አብ ርእሲ ከተማ ሕ.መ.ኣ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ እዩ። ነዚ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነቒሉ

READ MORE

ዝኸበርኪ ሓብትና፣ በዓልቤትኪ ናይዝጊ ክፍሉ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝወረደኪ መሪር ሓዘን ከይኣክል ‘’ንበዓል ነጎዳ ሓዊ ደብሶ’’ ከም ዝበሃል፣ውልቀ-መላኺኢሳይያስ ኣብ ርእሲ’ቲ የማናይ ኢዱ ኮይኑ ዘገልግሎ ዝነበረ ብጻዩ ናይዝጊ፣ኣብታ ዝተወልደላን ንነጻነት ዝተቓለሰላን ዓወት ዝተጎናጸፈላንዓዱ ሓመድ ኣዳም ክይለብስ ሬሳኡ ከይኣቱ ብምኽልካሉ ኣባኽን ኣብ ደቅኽን ወሪዱ ዘሎ ድርብ ሓዘን

READ MORE

ዓለም-ለኻዊ ሓድነት ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ሃገርና በዂሩ ዘሎ ሰብኣዊ መሰል፣ ፍትሕን ደሞክራስን ንምርግጋጽ ማእከል ናይ ዕላምኡ ገይሩ ካብ ዝቃለስ እንሆ ዓመታት ኣቚጺሩ። ነዚ ቅዱስ ዓላማ’ዚ ንምዕዋት ድማ ብሓደ ሸነኽ ኣብ ስደት ዝርከብ ህዝብና ኣብ ምጥርናፍን ናይ ቃልሲ ወኒኡ ክብ ኣብ ምባልን፤ ብኻልእ ሸነኽ ድማ ኣብ

READ MORE

ብቑዕን ተወዳዳሪን ኣገልግሎት ትምህርቲ ብምቕራብ ፍልጠት ዝደለቡን ብትምህርቲ ዝበሰሉን ዜጋታት ብምፍራይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ቁኑዕ ጎደና ምዕባለን ልምዓትን ንክትምርሽ ካብ ዝሕግዝዎ ወሰንቲ ረቋሒታት ሓደ እዩ፡፡ ምኽንያቱ ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ዜጋታት እዩ ካብ ድሕረትን ድንቁርናን ተላቒቑ ምስ ዘመናዊት ዓለም ብማዕረ ክስጉምን ስልጥንቲ ዓለም ኣብ

READ MORE

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ (EYGM ) ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ አብ ውሽጢ ሃገር (EYIM) ዝተሰምየ ጽፉፍ ውዳበ ዘለዎ ምንቅስቓስ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከምዝተመስረተ የበስር::አብ ምትታይ ናይዚ እግሪ ተኽሊ ማሕበር: እጃም ኩልና ደቅ ሃገር ብሓፈሻ: መንእሰያት ድማ ብፍላይ አገዳሲ ምዃኑ ጸቒጥና እናተላበና: እቶም ነዚ ስጉምቲ ወሲዶም

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ ኣምባሳደሩ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ብምልኣኽ፡ ኣብ ማንቸስተር (ዓባይ ብሪጣንያ) ምርጫ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንምክያድ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ኢድ ስለዘእተወ፡ ትማሊ ቀዳም 31 መጋቢት ኣብታ ከተማ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣካላዊ ምትህርራም ዝተሓወሶ ግጭት ስዓቡ እቲ ቆጸራ ንሰለስተ ሰሙን ከምዝተሰጋገረ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ

READ MORE

ሰላም ኩቡራት ኣንበብቲ እዚ ዝስዕብ ሓቀኛ ተረኽቦ ታሪኽ፡ ባዓል ኣነ ከይተወለድና፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝተፈጸመ ኮይኑ። ኣደይ ግምጃን ኣቦይ ባሻይ ሓሰንን ዝባሃሉ ሰብ ሓዳር ነበሩ፡ ኣብ ጉዕዞ ሂወቶም፡ ኣቦይ ባሻይ ሃንደበት ኣብ ልዕሊ ኣደይ ግምጃ ሰበይቶም ካልእ ሓዳስ ሰበይቲ ተመርዓው፡ ኮምኡ መግበሪኦም ድማ ቡቑዕ ምኽንያት ነይሩዎም’ዩ

READ MORE

ሎሚ ዕለት 03/28/2012 ብወግዒ ምንቅስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ላስቬጋስ ተመስሪቱ፡እዚ ብግዝያዊ መጸውዒ ስም ዝተመስረተ ምንቅስቃስ መንእሰያት ስርዓት ህግደፍ ከም ቐዳማይ ጸላኢ ብ ምቅማጥ፡ ነቲ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ኣብ መንእሰያት ኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ንምቅላስ ብሓድነት ከምዝሰርሕ ኣስሚርሉ። ብምቕጻል እቶም መንእሰያት መጀምርታ ብዝኽሪ እቶም

READ MORE

ህግደፍን ሰዓብቱን ናይ ዕግርግር ሓይሊ ኢዮም¨፡፡ እዚ ናይ ራዕድን ሽበራን ኣከያይዳዚ ሎሚ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለምን ኣብ ውሽጢ ኤርትራን እናተሰዓረ ይኸይድ ኣሎ። ከም መቐጸልታ ናይዚ ዲሞክራሲያዊ ምዕብልናታት ድማ ሰንበት ዕለት 12 ለካቲት 2012 ነዚ መሊሱ ዘረጋግጽ ኣጋጣሚ ተኸሲቱ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ መዓልቲ መበል ሻምናይ ዓመት ማሕበር መንእሰያት

READ MORE

ብ.ኣበባ ኣብርሃ፡ ቶሮንቶ ካናዳ 30/03/2012 ሰላምን ቅሳኔትን ዝነገሳ ሕጊ ኣቑማ ዝዓግት ኣበሳ ፍትሒን ቅንዕናን ዝተሓወሳ ክትከውን ሃገርና፣ስኒት ነሐድሳ፡ ኣይክትሓፍሪን ኢኺ እሞ ኣይትፍርሂ ኣይትወላወሊ ኣጆኺ ኣይትግርሒ ነግፈርግ ኣይትበሊ ኣይትማትኢ መጻወቲ ከይትኾኒ፣ ንወኻሪያ ንዝብኢ፡ ኣይክትንውርን ኢኺ እሞ ኣይትሕነኺ ኩሉ ዕጉብዩ ብኣስተዋጽኦኺ ፍርሒ የብቕዕ! ጥራሕ በሊ ኣጆኺ ኩሉ ክስለፍዩ ኣብ ጎንኺ፡ ደቃ ዝሰኣነት ዝዘኽተመት ኣደ ኩሎም ገዲፎማ ቦኽሪ ሕሳስልደ ዝጎሃየት ማህጸን ዝተዓመጸት መርዓት ደብስዋ ሎሚ

READ MORE

ንልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣዋሳ ኢትዮጲያ ዝተመስረተ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ክንዛረብ ኣይደለናን፡፡ሕማቕ ናትካስ ኦሆይ ይብለካ ስለ ዝኾነ ሕመቕና ተሰኪምና ክንጓዓዝ ሰለይ ክንብል ኣብ መስርሕ ጌጋታቱ እናኣለየ ክኸይድ መሪጽናን ሓሲብናን፡፡ እንተኾነ ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ ከም ዝበሃል፡ዝሓባእናዮ ቁሰሊ ገና ካብ መፈለምትኡ ሓሳኹ

READ MORE

A General Evaluation of the Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC) held in Hawassa 21-30 Nov. 2011) by Eritreans for Democracy, Justice and Equality (EDJE) Summary:   The convening of the National Congress marked the culmination of extensive preparations that lasted over a year. The process was based

READ MORE

ኣበሳ ወዲ ሰብ እንከሎ ብህይወት፡ ጸብጺብካ ይግዘት ብዋሕስ ይዕገት፡ ብጭብጢ ይሙገት ብዳኛ ይሕተት።   ድሕሪ ህይወት …ምስ ሰዓበ ሞት፡ ነገር ሰብ የኽትም ንታሪኽ ይኽተት፡ ፍርዲ ሰማይ ይተርፍ ይዕጾ ናይ መሬት፡   …ግና ነስተውዕል…   ኣሎ ትዕዝብቲ ናይዝ’ጊ፡ ንርእዮ ንሰምዖ …መሸንጎጓ ሓለንጊ፡ ሕልናና ንገምግም …“ገ” እናበሉና ተጋጊና ኣይነጋጊ።   ነቢይ ካብ ካሊፎርኒያ 3/25/12

READ MORE

ኣብዚ ቐረባ መዓልታት፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኮርባርያ  ዝተባህለ ዓዲ፡ ሰራዊት ልኢኹ ግፋ ከካይድ ኣብ ዝገበሮ ፈተነ፡ ንሓደ ኣቦ ብጥይት ድሕሪ ምቕታሉ፡ ህዝቢ ኮርባርያ ነዲሩ ነቶም ህግደፍ ክገፉ ዝለኣኾም ኣባላት ሰራዊት ብፋስን ጎዞሞን ከምዝተሳህሎም፡ ነቶም ኣቦ ብጥይት ዝቐተለ ኣባል ሰራዊት ድማ ብኡ ንብኡ

READ MORE

ህግደፋውያን ኣብ መንጎኣም ነቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ። ኤርትራውያን ይትረፍ ክርስትያናት ኣሕዋት፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣስላምን ክርስትያንንውን ብሓደ ተቓሊሶም ብሓደቁራስ እንጌራ ተማቒሎም፣ ክርስትያንበስመ-ኣብኢሉ፣ ኣስላማይብስም- ኣላህ፣ ኢሎም፣ መግቦም ቀዲሶም ፍቕሮም ሓልዮምን ዓመታት ዝጸንሑ እዮም። ህግደፍ ግን ይትረፍ ቁሩብ ናይሃይማኖት ኣፋላላይ ንዘሎካሲ፣ ስጡምሓዳርን ስድራን እንተርእዩ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰላማዊ ሰልፊ ኒደራድ - ፍራንክፎርት 2012 ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት 2012 ካብ ሰዓት 12 ክሳብ ስዓት 15 (3 ድሕሪ ቀትሪ) ዝተመደበ፡ ኢድ ኣእታውነት ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሃይማኖታዊ ትካላት ኤርትራ ዘወግዝ ሰላማዊ ሰልፊ ብጽቡቕ ተኻይዱ። ካብ መዓርፎ ባቡር ምድሪ ኒደራድ-ፍራንክፎርት ተበጊሱ ክሳዕ‘ቲ ኣኼባ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን

READ MORE

V/005/2012: Ethiopia: “Punitive expedition?” I)            TRIPLE SHOCKES OF ERITERIANS WITH NO SHOCK ABSORBER Pro-totalitarian dictatorship Eriteran natives experienced shock after shock in the months of January, February and March of 2012. Just a few days back, after the second shock, a certain website posted information which said that a

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዜናታት ኣሰና ቦኽሪ ወዱ ንመለኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃም ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ልዑል መዝነት ተዋሂብዎ ዝብል ዜና ተዘርጊሑ ነይሩ፡፡እዚ ሓበሬታ’ዚ ቀዲሙ ኣብ ኣእዛና በጺሑ ነይሩ ኢዩ፡፡ኮይኑ ግን ንምእማኑ ፍጹም ኣጸጊሙና፡፡ብቐዳምነት ኢሳይያስ እምብዛ ጨኪኑ እንተጨከነ ኣብ ውሉዱስ ኣይጭክንን ኢዩ ኢልና፡፡ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓላፍነታት ምስኳዕ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ካብ ሜጀር ክሳብ ናይ ኮለኔል ማዓርግ ዘለዎም ፡ ኣብ ሰራዊት ዘገልግሉ ዝነበሩ፡ ኣስታት 300 ማእከሎት ሓለፍቲ ካብ ናይ ስራሕ ቦታኦም ከምዝኣለዮም ምንጭታት ሓቢሮም። ካብዚኣቶም ክንደይ ከምዝተጠየሱ ክንደይ ከኣ ከምዝደስከሉ ዝገልጽ ዝርዝራዊ ኣሃዝ ኣይተረኽበን። ምጥያስ ፍጹም ካብ ስራሕ ምፍናውን ብነብስኻ ምሕዳርን ክኸውን ከሎ፡ ምድስካል

READ MORE

እስከ ክገጥመላ፡ ንኤልሳቤጥ ጭሩም ታ’ነሕዋታ ተውጽኦም፡ ስሒባ ካብ ህጉም ንአሓታ ተናግፈን፡ ካብቲ ጨካን ሕሱም መልእኽታ ጸላዊ’ዩ፡ ልሳና’ውን እሩም ኤልሳ! ዋዕሮ ዶ ክብለኪ፡ ዛግራ ጎይያ ዘይትደክም፡ ሕልኽላኽ ዘየብኩራ ክሳዳ ትመዝዝ፡ ትጥምት ኣዚራ ዘይትቐስን ከይገበረት፡ ኣመት ቁም-ነገራ ምጽሓፍ ዘይስልክያ፡ ዘይነጽፍ ብርዓ ትምሕጸን ተስምዕ፡ ክንደይ’ኳ ‘ድሚዓ ቁልዒ መሰል ግዳያት መላኺ፡ ወሊዓ ንመጋረጃ ፍርሒ፡ ቐንጢጣ በታቲዓ ኣብነታዊት ዜጋ፡ ንኣሕዋት ንኣሓት ጓል

READ MORE

ብዮፍታሄ ዝተመርሐ ጉጅለ ጳጳሳት ኤርትራ ማለት ኣባ ዲዮስቆሮስ፥ ኣባ ማርቆስ፥ ኣባ ሰላማ፥ ኣባ ጴጥሮስን ኣኸቲሉ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፓትርያርክ እስክንድርያ ቅዱስ ፖፕ ሺኖዳ ንምስታፍ ናብ ግብጺ ከም ዝኸደ ተፈሊጡ ኣሎ። ቅድሚ ሕጂውን ዮፍታሄ ንኣባ ዲዮስቆሮስን ኣባ ማርቆስን ሒዙ ብ2005 ዓ.ም ናብ መንበረ ማርቆስ ግብጺ ከይዱ፡

READ MORE