Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከምኡ ዝኣመሰለት ተባሃጊት ሃገር ኮይናትሉስ፡ ንኢዱ ዝጸግባ ከይመሰሎ ኢዩ ንዕዳጋ ዝወረደ። ንሱ ስድራኡ ከይረኣየ ሓያለይ ግዜ ስለዝሓለፈ ዝነበሮ ምስሊ’ውን ከይሃሰሰ ኣይተረፈን።ነቶም ክፋእ ሃገር ዝዛረቡ ክፉኣት ሰባት እናተ ማዓቶም ሓንቲ ምኢቲ ኦይሮ ብብላክ ኣሽሪፉ፡ ምስንእሽቶ ሓብቱ ዕዳጋ ወረደ። ሸመታ ናይ ጸብሐመብሒ ኣይሸፈ ነትን ኦይሮኡ። ደጊሙ ከሽርፍ ብላክ

READ MORE

ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012 ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET NOTH LONDON, ONTARIO.   ንኡስ ሽማግለ ሎንዶንን ከባቢኣን ብደሓን ምጹ!

READ MORE

ብዕለት 12.02.2012፡ ”ኣገዳሲ ሰሚናራት ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኦስሎ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ህግደፍ ኣብ ከተማ ኦስሎ ክፉት ሰሚናር ንህዝቢ ዓዲሞም። ናይቲ ኣኼባ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ ነበራ፡- ህልው ኩነታት ሃገር ብተኽለ መንግስቱ፡ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ፡ ስዊድን ዕደና ኣብ ኤርትራ፡ ብፕሮፌሰር እምባየ ፈሮው፡ ማናጀር ዕደና ኤርትራ ገለ ክፋል ካብቶም

READ MORE

ስምስም ኣለኒ ሰሊጥባ ናበለዩ ዘታለለኒ ወርቂለኒ ብሩርባ ነሓሲባ ናለ ኣዐሹውኒ ህግደፍ ነብሱ ዘይካኣለስ ንዓይ ኩኾነኒ እነሆንዶ ድሮ ተመሊሱ ሓገዝ ይልምነኒ ብጋህዲ ኣጡሚኒ ምባል ኣሕፊርዎሲ ዕሉም ለማኒ ሊኢኹ ወሓለ ኣምባሲ ከይጠፍኡዎ ሰብ ቀርኒ ኣብዑሩ ከጓሲ መሻርኽቱ ድማ እናፈጠ ንህዝቡ ክሃሲ ህግደፍ ዘባህረሮ ዘይተረኽቦ ፈውሲ ህግደፍ ሓቂ ክዛረብዩ ኢልካ ምጽባይ ይሕሸካ ኣትማን ኣራቢሕካ ምፍራይ ህግደፍዶ ሓቂ ዛረብዩ ማሕበረህባይ? ሓንጎልኩም

READ MORE

ምፍራስ ‘ናደው እዝን” ሓርነት ከተማ ኣፍዓበትን፡ ህላወ ሰውራ ኤርትራ ካብ ምውሓስ ሓሊፉ፡ ንሓይልን ናይ ምግባር ተኽእሎን ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ንህዝብና ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘመስከረ ዕዉት ስርሒት ክኸውን ከሎ፡ እቲ ንከተማ ባጽዕ ሓራ ዝገበረ ስርሒት ፈንቅል፡ ባና ሓርነት ኤርትራ ዘበሰረ በርቃዊ ስርሒት እዩ።

READ MORE

ብዕለት 28.01.2012 ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ብክብ ዝበለ ድምቀት ናይ ሓድሽ ዓመት በዓል ኣብዒሉ። እዚ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኖርወይን ካብ ሃገረ ሽወደንን ዝመጹ ኣጋይሽ ዝተጸንበርዎ በዓል’ዚ፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ ናይ መጀመርታን ፍሉይን ኢዩ ኔሩ፡ ከመይ ማሕለኻ ህግደፍ ዝበጠሰ ብምዃኑ። ነጻ ማሕበረሰብ

READ MORE

ህግደፍ በቲ መደናገርን ልዑል ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎን ኢሳያስ እናተመርሐ፡ ካብ ሓደ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ናብ ሓደ ማፊያዊ ጕጅለ ካብ ዝቕየር ንነጀው፡ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ዝከኣል ኣይኮነን። ምናልባሽ ክሳብ 1997 ናብ መንግስቲ ገጹ ክሰጋገር ዝኽእል ውድብ ነይሩ ክንብሎ የምሕረልና ይኸውን። ኢሳያስን ጕጅለኡን ግን

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ከባቢ ጸሮና፡ ኣብ መንጎ ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ውግእ ከምዝተገብረ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ቁጽሮም ዘይተፈልጡ ወተሃደራት ክሞቱ ከለዉ፡ ሰለስተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዝተማረኹ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነቲ ውግእ ዝተኻየደሉ ቦታ ተቖጻጺሩዎ ከምዝነበረ፡ ብርክት ዝበለ ፈኮስቲ ብረታት ‘ውን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዝተመንዝዐ ተፈሊጡ። ብኻልእ

READ MORE

ኣብ ጉዕዞ ንስደት እናሃለዉ፡ ብወተሃደራት ግብጺ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዝነበሩ’ሞ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ናይ ምምላስ ሓደጋ ከንጸላልዎም ዝጸንሐ፡ 42 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ፡ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኸዱ ምንጭታት ሓቢሮም። ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ስደት ብግዴታ ንምዝለሱ ኤርትራውያን ናይ ምእሳርን

READ MORE

ምስ’ዛ ናጽነት ትመጽእ ዘላ ናጽነት ኣብ ዓለም ተራእያ ዘይትፈልጥ’ያ ትብልትምህርቲ መሰል ትምክሕቲ ናይ እንዳ ዝናን ዘሕደረቶ ጽልዋመቸም ንሓዋሩ’ውን መለክዒ ዝርከቦ ኣይመስልን’ዩ። እወ እታ ብቐሊሉ ትጥመትመልክዕ ናይ ናጽነት፡ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ መንጢልካ ዶባት ምሕንጻጽን ባንዴራ ምስቃልን ትመስል ኮይና፡ ካብኡ ዝተወልዱ ዘበሉ ጸላኢ ንኸይምለስ ኣብ ዶብ ንኽውዕሉ

READ MORE

እቲ ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመጽአ ናጽነት ኤርትራ: ብማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ መንእሰያት እዩ ተረጋጊጹ። ኣብ 1998 ስርዓት ህግደፍ ብዘሳወሮ ዶባዊ ኵናት ጠገለ ዘይብሉ ባርዕ ምስተኣጕደ ዝሃለቑ ልዕሊ 20 ሽሕ ሰማእታት ኤርትራ ‘ውን: ዝበዝሑ መንእሰያት እዮም። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ምረት መግዛእትን ደረት ኣልቦ ‘ሃገራዊ ኣገልግሎትን’

READ MORE

ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ዓመታት ጥራሕ፡ ልዕሊ 6300 ኤርትራዉያን ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ኣብ ክፍሊ ኢሚግሬሽን እታ ሃገር፡ ተኸታታሊት ጉዳይ  ኤርትራዉያን ስደተኛታት ወ.ት ክሪስትነ ሽዮርተነስ ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብዕለት 07 ለካቲት፡ ንዕዱማትን ሰበ-ስልጣን እታ ከተማን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ንሳ ኣብ መግለጺኣ ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ጠንቂ ህልዉ

READ MORE

   “…ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘዐወተና ረቛሒታት ምዕቃብ ምስጢር ኢዩ። ስለዚ ምስጢር ክትዕቅቡ ኣለኩም። ኣነን ኢሳይያስን እንፈልጦ ናይ ሳሕል ምስጢር ንህዝቢ ኤርትራ እንተዝንገሮ፣ ብሙሉኡ እዚ ህዝቢ’ዚ ምተጸለለ ነይሩ።” ቃል ናይዝጊ ክፍሉ ሚኒስተር ዜና ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ንኣኼባ ሓለፍቲ እቲ ሚኒስትሪ ካብ ዝበሎ። ሞት ገበነኛታት ህግደፍ ክቕጽል ኢዩ።

READ MORE

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ድሕር’ቲ ካብ 21-30 ሕዳር 2011 ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ዝውዳእ ኣትሒዞም ንህዝቢ መግለጺታት ክንህብ እኳ እንተጸናሕና፡ ንሸውሃትን ህንጢትን ህዝብና ኣዕጋቢ ይኸውን ከምዘይነበረ ግን ብህዝብን ፈተውቲ መራኸቢ ሓበሬታታን ተገንዚብናዮ’ሎና። እዚ ድማ ስራሓትና ብስሉጥን ህዝባውን ብዝኾነ ቅርጻ ንምስራዕ ፈጻሚት ሽማግለን፡ ባይቶን ዞባን

READ MORE

ሓንቲ ካብተን ክቡራት በዓላት ህዝቢ ዜርትራ፡ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታትና ኢያ። ህዝቢና ኣብዛ መዓልቲ’ዚኣ ዓመት መጸ ተኣካኪቡ ሕሉፍ ሓዘኑ ዝገልጸላን ኪዳኑ ኣጽኒዑ ዝድበሰላን ክትኮነሉ ነበረ ትጽቢቱ። ኣብታ ክብርቲ መዓልቲ ኣይሂ ንብዓት ክዛሪ ዝድርኽ ጎስጓስ’ውን ይርአ ኢዩ። እንተኾነ መዓልቲ ሰማእታት ከም ጽንዕቲ ትሕጃ ጅሆ ሓኒቑ ንብዓት ኣዴታት

READ MORE

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍን እሙን ኣገልጋልን ዓርክን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ዝነበረ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሱ ብሕማም ሽኮርያ ይሳቐ ከምዝነበረ ይፍለጥ። ናዝይጊ ክፍሉ ድሕሪ ናጽነት፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ዘገልገለሎም ክፍልታት ከም ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ሚኒስትሪ

READ MORE

ትማሊ ሰንበት 5 ለካቲት፡ ናብቲ ወከልትን ኮራዅርን ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ገለ ብቴክስት ገለ ድማ ብተባራሪ ወረ ተዓዲሞም፡ ‘ላዕለዎት ሓለፍቲ’ ክመጹ ስለዝኾኑ ኣፈርክቡ ተባሂሎም፡ በብኽልተ በብሰለስተ፡ ዝጣራቐሙሉ ኣዳራሽ ጎሰስ ዝብሉ ዝነበሩ ሰባት፡ ብኽልተ እግሮም ዲዮም በርባዕተ መሓውሮም ዝኸዱ ዘለዉ ንምርግጋጽ ኣስተብህሎ የድሊ ነይሩ። ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ ዘመድ

READ MORE

እዚ  ካብ ልባዊ ሓልዮትን ሓቀኛ ባህግን ዝነቐለ ጽሑፍ፡ኣብ ኣንበብቲ ኣጉል ርድኢት ከይፈጥር ቀዲመ ከዘኻኽር እደሊ፡፡እቲ ምንታይ ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ናቱ መጋበርያ ልኡኻትን ባዕልና ኣብ እንፈጥሮም ፈቓቓት ኣትዮም ስጡም ናይ ቃልሲ ሓድነት ንኸይንምስርት ክዘርጉ ከይደቀሱ ከም ዝሓድሩ ክንዝንግዕ ኣይግባእን፡፡ድሮ ውን ብጉልባብ እተን ክልተገጽ ናይ ሓደ ሳንቲም

READ MORE

ከተማ አስመራ ልዕሊ 700 ዓመት ዕድመ ከም ዘለዋ እዩ ዝንገረላ። እዛ ሕጂ እንርእያ ዘለና ዘመናዊት አስመራ ግና ካብ 1890 ዓ.ም እያ ክትህነጽ ጀሚራ። እቲ ናይ ሹዑ አመሓዳሪ ኤርትራ ዝነበረ ኢጣልያዊ ፈርናንዶ ማርቲኒ ምምሕዳሩ ካብ ምጽዋዕ ናብ አስመራ ብምቕያር፤ ንአስመራ ርእሲ ከተማ ናይ ሙሉእ ኤርትራ ጌርዋ።

READ MORE

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ቀዝሒ በረድ ተጻዊሮም፡ ብምስጢራዊ ዕድመ ናይቲ ስርዓት ከይተደናገሩ፡ ብህጹጽ ተወዳዲቦም፡ ዕሱባት ሓለፍቲ ውልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ብሰላሕ መላሕ ሎሚ 5 ለካቲት ኣብ ለንደን ንዘካየዱዎ ናይ ኮራኹሮም

READ MORE

By Hailemriam T. Tesfai                                      February 4, 2012                                                       It is really unfortunate that Mr. Saleh “Gadi”Johar chose such an abrasive title for his article which he may have honestly intended to convey a meaningful and constructive criticism. His recent article written on February 1, 2012 titled

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ስርዓት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ዝርከቦም ወከልቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ለንደን፡ Hamersmith Town Hall ጽባሕ ሰንበት 5 ለካቲት ሰዓት4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣኼባ ደገፍቶም ከካይዱ መዲቦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ብፍላይ ድማ መንእሰያት፡ ብዘጋጥሞ ዘሎ

READ MORE

ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ን14 ዓመት ዝገልገለ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ንስርዓት ህግደፍ ብርሕራሕ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ካብ ቴለቪዥን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ጋዜጠኛ ሰናይ ኣብ 1998 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኵናት ምስ ተባርዐ ካብቶም ፈለማ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። እንሆ ድማ ሕጂ፡ ብሰንኪ ዕመጸጻ ዲክታተርያዊ

READ MORE

ሰላምታ ብምቅዳም ብዕለት 01/24/12/ ካብ ኣባላት ሲቪካዊ ማሕበር ላስቬጋስ ብዝብል ኣብ ላስቬጋስ ሽግር ከምዘሎን ንምእራሙ ከምዝተደክመን ፋይዳ ከምዘይተረክቦን ዝገልጽ መስደመማዊ መግለጺ ኣብ መስከረም ዳት ኮም ተጻሒፉ ኣሎ። ነዚ ዝወጸ ጹሑፍ ድማ መርገጽን ጽሕፉን  ኣባላትን ሲቪክ ላስቭ ቬጋስ ከምዘይኮነ ንፈታዊ ይኩን ጸላኢ ክንገልጽ ንፈቱ። መጀመርያ ካብ ሲቪካዊ ማሕበር

READ MORE