Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመጀመርታ ንሃገርናን ንኩልና ሃገራውያንን ጽቡቕ ምጅማር ጥሉል ዓመት ክገብረልና እምነ! ዓመተ ለውጢ፡ ዓመተጽንዓትን ዓወትን፡ ብሓፈሻ ድማ መሓውርናን መንፈስናን ዝዕቀበሉን ዝረግኣሉን ዓመት ይግበረልና፡ ኣሜን!! ከም ርዱእ ሃገራዊ ቅዋምና መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቃልሲ እንከለና ከም ከብዲ ኢድና ዘጽናዕናዮ ብ“ፕሮገራም“ ዝተ  ሰመየ ጥርኑፉ ዕላማ ቃልስና ዝገለጸ ሰነድ ሰውራ ኢዩ።

READ MORE

ኩሉ ወለዶ ነናቱ ታሪኻዊ እዋናት አለዎ። እቲ ታሪኻዊ እዋን ዘብሎ ናይ ባዕሉ ፍልይ ዝበለ መለክዕን መመዘንን ረቓሒታት ስለዝህልዮ፣ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ብቑሩብ ወይ ከአ ኣዝዩ ፍልይ ዝበለ ተረእዮታት ከመዝግብ ከሎ እዩ። እስኪ ቅድሚ ዕሙቕ ኢልና ምእታውና እቲ ሐደ ወለዶ ዝበሃል ብልሚዲ ስለዝኾነ፣ ናብ ሐደ ብዕድመ

READ MORE

ሓላፊ ወተሃደራዊ መጓዓዝያን ሎጂስትክስን ህግደፍ፡ ከምኡ ‘ውን ናይ ቀረባ ዓርክን ተለኣኣኽን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነበረ ወልዱ ባርያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። ምኽንያት መእሰሪ ወልዱ ባርያ ኣይተፈልጠን። ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፡ ክሳብ ዝምነዎ ንዝተጠቕመሎም እሙናት ኣገልገልቱ ግዜ ሓልዩ ናይ ምእሳር ኣመል ከምዘለዎ ግን ብተደጋጋሚ ተራእዩ እዩ። ወልዱ ባርያ፡

READ MORE

እታ ብህግደፍ ድምጺ ሓቂ እናተባህለት እትጽዋዕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ ናይ 26 ታሕሳስ ሕታማ ዝወጻቶ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ነበር ዝምልከት ዘደንጹ ዜና ንመልከት። ሰሜን ኮርያ፡ ቀቅድሚ ዕረፍቲ መራሒኣ ዝተራእዩ ተኣምራት መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ካልኣይ፡ ቅድሚ ምዕራፉ ኣብ ዝነበረ ሒደት ደቓይቕ፡ ኣብታ ሃገር ‘ወዝቢ’ ክትብሎም ዘየድፍሩ

READ MORE

ኣስመራ! ኣስመራ ኸተማ ናይ ቀደም ስማ ኣፍሪቃዊት ሮማ ርእሺ ኹለን ትርከብ ኣብ ዝባን ጎቦ ተኾዲማ ዘይተድክም ተኾሊላ ዘይትምኖ ተሳዒማ ብጽርየትን ብስርዓትን ንኹላተን ቀዲማ ጸሓይ ንግሆ’ምሲሎም ሸሊሞማ  እቶም ጻዕዳ ገጾም ደቂ ሮማ ኣስመራ ኸተማ። ኣነ ዝደሊ!  ካብ በለዛ መብራህቲ ኣበ’ባሻውል ቡቁልቲ ምስ ሞኽባዕቲ ናይ ካራቨል ስፓጌቲ ናይ’ንዳ ስድስቱ  ኮተለቲ ናይ ሳንታ ፋሚልያ ትምህርቲ ናይ ቤት ገርግሽ ኣትክልቲ ብቦጥ ብኻሮሳ ጽሩይ

READ MORE

ናይ ዝተላኣኹዎ ጸብጻቦም ከቕርቡ ኣያ ኣብ ዚጠለቦ ካቢነ ይእከቡ ሓፋሽ ዘይሰምዖ ምስጢር ተዛሪቡ ምዒዱ የፋንዎም መልእኽቱ ኣንቢቡ! ህዝቢ ከይዕምጽ እንተደኣ ጸጊቡ ውሕስነት መግቢ ኢልኩም ምህርቱ ኣክቡ ብተስፋ ኣንብርዎ እናበልኩም ቀሪቡ ዘዕረምርም ዘማርር እንተተረኺቡ ክርዳድ ኣብቲ ስርናይ ከይፈሪ ዓንቢቡ ሕማም ከየልገበ ቀልጢፍኩም ወሽቡ ብቕጽበት ይመሖ ግዜ ኣይትሃቡ! ኢሉ ይሰዶም ኣያ ብጥብቂ ኣጠንቂቑ ካብ ምስጢር መልእኽቱ ቃልውን ከየምሉቑ ሕማቕ ከይቃላሕ

READ MORE

ንበይናኻ ምዝራብ ጽላለ እዩ፡ ምስ ነብስኻ ምዝራብ ግን ንበይንኻ ምዝራብ ማለት ኣይኮነን። ሰብ ምስ ነብሱ ብዕቆት ክዛረብ ከሎ እዩ ናብ ሓቂ ዝቐረብ። ኣብ ዓሚቝ ክትዕ ምስ ነብስኻ፡ ሓቂ እናፈለጥካ ተጻረርትኻ ከይሕጎሱ ኢልካ ስለህልኽ ምሕሳው፡ ወይ ድማ፡ ሓቅነቱ ብዘየገድስ ቅኑዕነት መርገጺኻ ምውዕዋዕ ቦታ የብሉን። ምስ ነብሱ

READ MORE

ታሕሳስ 11/2011 ዶክተር ጊደዎን ኣባይ ኣብ ቶሮንቶ፣ ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም ኣብ ሳንሆዜ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ከካይዱ እንከለዉ ግሪኻዊ ላምብሮ ዝመርሖ ድማ ኣብ ዊኒንፔግ ብውሑዳት ሰባት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ዶክተር ጊደዎን ኣባይ፣ ማዕቀብ ኣንጻር ኤርትራ ኣብ 1998 ተጠኒሱ ከምኡ ኢሉ ተጻብኦታት ብዝተፈላለየ መልክዓቱ ክቕጽል ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ

READ MORE

መጀመርያ ህዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ኣሓጎሰካ፡ እንቋዕ ከኣ ኣሓጎሰና ክብል እፈቱ። እዚ ዓወት’ዚ ብርግጽ ንውጹዕ ሀዝቢ ኤርትራ ዮሃና ንህግደፋውያን ድማ መርድእ ኢዩ። እወ! ሕጂ’ውን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ እንድሕሪ ተኣኪቡ ከምቲ ጸላእቱ ዝምነይዎ ዘይኮነስ ከይተሰማምዐ ኣይወጽእን ኢዩ። እወ! ንመጀመርያ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣይወክል እምበር ብከፊል ብህዝቢ ዝተመርጸ

READ MORE

ልዋም ሃገረይ!  መዓልቲ  ኪትካእ ብዓመት መንእሰያትኪ ኪውሕዙ ንጥፍኣት ንስደት ዓይነ-ብርክኺ፡ ብዘይካኦም ዘይብልኪ ክብረት። * * * ክሳብ መዓስ  ክትታለሊ ብመልሓስ እኩያት ጠንቂ ሕሰምኪ ፡ ዘውርዱልኪ መዓት  ግርማኺ ዚድውኑ ከም ሕማም መንድዓት፤ ጸላእትኺ የአንጊዶም ፈተውትኺ ዘባርሩ ሃገራውያን ተመሲሎም ተስፋኺ ዘሕርሩ ኣሰሮም ይደምሰስ፡ ተግባሮም ይመሖ ካብ ሱሩ። * * *  በየን በቘሉ  ሰበርቲ ዝበልዑሉ ጻሕሎም ክርዳድ ዚዘርኡ ጻዕዳ እኽሊ

READ MORE

REPORTERS WITHOUT BORDERS 22 DECEMBER 2011 PRESS RELEASE Focus on Africa - Mogadishu and Abidjan are among these 10 places 2011 in figures: 66 journalists killed (16% more than in 2010) 1,044 journalists arrested 1,959 journalists physically attacked or threatened 499 media censored 71 journalists kidnapped 73 journalists fled their country 5 netizens killed 199 bloggers and netizens arrested 62 bloggers and netizens physically attacked 68 countries subject to Internet

READ MORE

እቲ ‘ዓለም ተጻቢኣትና፡ ወርቅና ኣሰንቢዱዋ፡ ክትሕንኩለና ደልያ’ እናበለ ከም ኣመሉ፡ ልቢ ግሩሃት ደገፍቱ ክሰልብ ኣብ ፈቐዶ ወጻኢ ሃገራት ፕሮፖጋንዳዊ ጎስጓስ ከካይድ ዝቐነየ ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ካብቲ ወሪዱዎ ዘሎ ተደራቢ እገዳ ንምምላጥ፡ ደገፍ ህዝቢ ከምዘለዎ ኣምሲሉ ብምርኣይ ንዓለም ከደናግር ዘካይዶ ዘሎ ፈተነ፡ ኣብ ጀዳ

READ MORE

ሰማይ ልዕሊ ህድሞ ነነጢርካ ተ’ትስዕሞ! ወርሒ ምስወጽአት ብቐዳማይ ኣንቃዕሪረ ሰማይ ሰማይ ዝረኣኹዎ ላዕላይ ቀላይ! ይዕንድርሉ ደቂ ጸሓይ ልክዕ ከም’ዞም ኣብታይ ይጓየዩ ላዕላይ ታሕታይ። ናይ’ቶም ከዋኽብቲ ስነስርዓት ምስ’ቲ ንፋስ ዝነበረ ህድኣት ኣቤት ክጽብቕ ኩሕለይቲ መርዓት ኣቤት ክሰፍሕ ሰጥ ዝበለ ቅርዓት። ኣብ’ቲ ቅርዓት ዘሎ ኽብረት ዝረኣኹዋ መሲሉኒ ንናጽነት መዝሙር ልደት እናዘመረት ምስ መላእኽቲ እናነጠረት። ቡን ምስ ዕጣኑ እናደከረት ናይ ሓዲሽ ዓመት ምስተቖነነት ምስ ዝናን-ባህታን ከምዝፈለለት ካብ’ዛ

READ MORE

ኣዋሳ እንተትልወጢ ብዛላ’ምበሳ ምሃለዎዶ ጣዕሳ? ኣዋሳ ናይ ሲዳሞ ኣዋሳ ንኸብካብ ናይ ናጽነት ንንግሳ ምእንቲ ኽትኮንለይ ጥቓ ድግሳ እንተ ዝልውጠኪ ብዛላም’በሳ ምሃለዎዶ ጣዕሳ። ናጸነት ጓል ናቕፋ ብጉልባብ ናይ ባደመ ተጠሊፋ ብእንዳ ዝናን ባህታን ተጓሒፋ ኣብ ሲናይ ተገሪፋ ከም ቆጽሊ ረጊፋ እንተ ረኸበት ካብ ቦዶዊን ዘናግፋ ሃሰስ ትብል ዘላ መንገዲ ተስፋ ኣዋሳ ድያ ነቒላ ክትድግፋ። ናጽነት! ንኽብለኪ ናጽነት ብሓቂ ድየ ብእምነት መምዘኒኺ’ባ ንገርኒ ብኡነት። ዝሓሰብኩዎ ካብ

READ MORE

ኩሉ ከምዝፈልጦ እቲ ብክኢላታትን ዓበይቲ ዓድን ንክልተ ዓመታት ዝኣኽል ግቡእ መጽናዕትታትን ምርምርን ተ ኻይድዎ ኣብ ጉንቦት 23—1997 ዝጸደቐ ቅዋም፡ ዝበዝሐ ዓንቀጻቱ ሃገራውን ንውልቀ-ምልኪ ዘየፍቅድን ምንባሩ ክጥቀስ ይከኣል። ገለ ኣብነታትን ሕመረት ምኽንያት መንጸግትን ድማ ከምዚ ዝስዕቡ ነይሮም፡- ዓ/ጽ 39፡ 1= ፕረሲደንት መራሕ ሃገርን መንግስትን ፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ

READ MORE

ከምዝዝከር ካብ ሕዳር 21 ክሳብ ሕዳር 30/2011 ኤሪትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣዋሳ፡ ርእሰከተማ ናይ ደቡብ ብሄረስባት ክልላዊ መንግስቲ፡  ተኻይዱ። ኣብዚ ታሪኻዊ ጉባኤ ካብዝተሳተፉ ሓደ ብምንባረይ  እዛ ሓጻር ናይ ውልቂ ርእይቶይ ክህብ እፈቱ ። እቲ ዝተኻይደ ጉባኤ እንተስ ክነድምዕ ፡ እንተስ ንኸይነድምዕ፡ ዛዕባታቱን፡

READ MORE