Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!              ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና

READ MORE

ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ካልኣይ ክፋል፥ ትማሊ ቅድሚ ናጽነት፡ ማለት፡ ኣብ ግዜ ደርግ፡ ኣብዛ ሎሚ ዝኣረገ ኣበጀዲድ መሲላ ዘላ ውቅብቲ ከተማና ኣስመራ፡ ዝዓበናን ዝተማሃርናን ደቃ ነስተውዕል እንተሊና፡ ነዚ ሎሚ ንርከቦ ኣይንርከቦ፡ ሪጋ ተሰሪዕና እንጽበዮ ዘለና፡ ስኒ ዝሰብር ባኒ ወዲ ዓከር ህግደፍ፡ ምስቲ ሽዑ ብቁጽሪ ሰብ ዘይኮነ፡ ከም ድሌትና ብቀበሌ

READ MORE

                                      ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነዛ ናይ ዘመነ-ገድሊ ሓርበኛዊት ግጥሚ’ዚኣ ዶ ሰሚዕኩማ ትፈልጡ? እንተሰሚዕኩማ ክትደጋግምዋ ከምትብህጉ እመስለኒ። እንተዘይኮ ነ ከኣ ምንም ኣይተጋገኹምን። መድረኽ ምዕራፍ ስለዘለዎ እቲ ኣሕዋትኩም

READ MORE

ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ንዝጎደሎ መሰላት ንምምላእ ናብርኡ ንምምሕያሽ፣ ወትሩ ዘየቓርጽ ናይ ወለዶታት መስርሕ ቃልሲ ስለዘካይድ ብባህርያቱ ሓደ ኣዩ። ፍልልዩ ናይ ሓንቲ ሃገር ፍሉይ ኩነታትን ዓይነት ስርዓትን ጥራይ እዩ። እቲ ሓደ ብቕዋምን ስርዓተ ሕግን ዝምራሕ፣ ልዕልና ሕጊ ዘንግስ፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ እዩ።  ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ትካላዊ

READ MORE

ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada        ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመት ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊን ባህላውን መዳያት ቁልቁል ትወርድ ኣላ።ጠንቂ ናይዚ ድማ ብሕማም ስልጣን ዝተለኽፈ ኣካይዳ ኢሳያስን ጉጅለኡን ኢዩ፡፡ንኩሉ እቲ ኢሳያስ ዝተኸተሎ ሰራምን ኣዕናውን ኣካይዳ ንጎድኒ ገዲፍና ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዝፈጸሞ ዕንወት ምምልካት ንመጻኢ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ርክብ ብኢሳያስ ኣይውሰድን ዝበሃል

READ MORE

ብደለይቲ ለውጢ ኣብዛ ብመሪር ቃልስን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ናጻ ዝኾነት ኤርትራና ዝኾነ ይኹን ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜታት ኣጋጢሙ ግቡእ መልሲ ኣይወሃቦን ኢዩ። እንተተዋህቦ እውን እቲ ጉዳይ ብቤላ-ቤለው ምስተገማደሐን ሰኣን ግቡእ ሓበሬታ ዝተፈላልየ ትርጉም ተዋሂቡዎ ጸቕጢ ምስፈጠረን ኢዩ። ዜጋታት ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሮም ዝካየድ ይዕበ ይንኣስ ነገራት ኪፈልጡ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ቀዳማይ ክፋል፥ ድያብሎስ መን’ዩ? እንታይ ማለት’ዩኸ? ድያብሎስ ማለት፡ ብቋንቋ ግሪኽ፡ እቲ ዝለዓለ ናይ ክፍኣትን ረሲእነትን መንፈስ ዘሎዎ ፍጡር ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ። ኣብሊስ፣ ሰይጣን፣ ኣኼስ፣ እኩይ፣ ወዘተ. እውን ይጽዋዕ’ዩ። በዚ ኸኣ ኢና ንዝኾነ ክፉእ ግብሪ ዚገብርን ዚሰርሕን ሰብ፡ ብሰይጣን ወይ ብድያብሎስ እንምስሎ። ክሳዕ ሎሚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን፡

READ MORE

 ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ

READ MORE

by Fetsum Abraham I dedicate this article to our athletes in general and the king of VOLATA, Daniel Teklehaimanot in particular for internationally dignifying the Eritrean people with outstanding performance. It so seems like something exciting comes out of the Eritrean experience even at sad conditions of

READ MORE

ACTION By Fetsum Abraham//4/20/2013 In this particular experience, an Afwerkist named Embasorya wrote “Fitsum Abraham has some kind of interest in Tigray. Business? In-laws in Tigray? If I were Fitsum I would immediately think of teaching position at EIT (Mai NefHi) after correcting my attitude towards Eritrea

READ MORE

መስፍን ሓጐስ ኣብ ሬድዮ ሓርነት ቃለመሕትት ከም ዘካየደ በጋጣሚ ኣብ ፌይስቡክ ምስ ረኣኹዎ ግድን ክሰምዖ ኣለኒ ብምባል ተኸታቲለዮ። ከም ሓቂ፡ ብፍላይ ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ብዙሕ ሰብ ብርክት ዝበለ ነቐፌታ ክውሕዞ ስለ ዝጸንሐ፡ ገለ ዝብላዕ ዘረባ የስምዓና ይኸውን ዝብል ግምት ነይሩኒ። ዳርጋ ኣብ ምሉእ

READ MORE

It was with great curiosity that I read an article about EYC on Huff Post Canada yesterday. At first, I thought it was the EYC I know, Eritrean Youth for Change – dedicated group, voice of the voiceless in Eritrea. I admit that I had minor modus-operandi disagreements

READ MORE

ኣማውታ መሓመድ ሓጐስ መሓመድ ሓጐስ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ክነብር ዝጸንሐ ምሁርን በዓል ርእሰማልን ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ብምምላስ፡ ርእሰማሉን ፍልጠቱን ኣብተን ሽዑ ናብ ብሕታዊ ዋኒን ዝሰጋገራ ዝነበራ ፋብሪካታት መንግስቲ ከዋፍር ብምውሳን፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከይበጻሕካ ተደኵና ንእትርከብ ፋብሪካ ኦሞን ሳሙናን ክዕድጋ ክኢሉ።

READ MORE

ብኣሚር ባብክር ዒብዯላ ትርጉም፡ እድሪሳይ ሒወት ንዖልዒለም ትድፈን ትኸውን ሓቂ ግን ኩሉግዚ ኢያ ትበርቕ ራዜሚኺን ( ወንጀልን መቅጻዔቲን ብዶስቶቭስኪ) እዘኣ ናይቲ ዛወረዯኒ ሽግር ኩሉ ዙንታ ኢያ። ሕልናይ ክብሎ ዛዯሊ ምስክርነትን ዙንታን ብ዗ሕ ኢዩ። ዙንታይ ብዙዔባ ኣብ ትሕቲ መሬት ቤት ማእሰርቲ ሰለያ ኤርትራ ንሓዯ ወርሒ ምሉእ ምእሳረይን ምቕጥቃጠይን

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 13 ክፋል ወኪላት ዜና ዞባታትን ናይ ስራሕ ብድሆታቶምን ኣብ ዞባታት ሃገርና ኩለን ሚኒስትሪታት ብደረጃ ጨናፍር ክዉከላ እንከለዋ ሚኒስትሪ ዜና ግን ብደረጃ ሓደ ንኡስ ኣሃዱ እዩ ዝውከል። ኣብያተ ጽሕፈት ናይተን ኣሃዱታት ኣብ ዋና ከተማታት ናይተን ዞባታት ዝቐዉም ኮይኑ ከከም ብዝሒ

READ MORE

By Fetsum Abraham//4/5/2013 From the diary  “The day was Friday February nineteen in 1936 when the infamous General Rodolfo Graziani Governor of Italian East Africa decided to celebrate the birth of the Prince of Naples in Addis Abeba at the ‘Genete Leul palace’ [during the brief Italian

READ MORE

ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ

READ MORE

ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ ኣስተምህሮታቱ ገለ ጥቕስታቱ “ምትእስሳርን ሓድነትን ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣዕኑድ፡፡” ብምባል ማዕረ Three Angle ስIሉ ኣብ ሰለስቲAን ጫፋት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ መንግስቲ፡ የቕምጥ እሞ ነታ ሰለስተ ዝመኣዝና ማዕረ ኣንግል ጠጠው ዘብልዋ እዞም ሰለስተ የዕኑድ እዮም ብምባል እዩ ሓሳቡ ዝገልጽ፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/Three-Angls.pdf"]  

READ MORE