Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ ኣቶ መዋእል መብራህቱ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ኣብ ትሕቲ ሓልዮት ስድራ ቤቱ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ሰነ 17, 2014 ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኡ (09-11-33 06-17-14)  በዓልቲ ቤቱን፡ 3 ደቁን፣ 5 ደቂደቁን ሓዲጉ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንቀዳም ሰነ 21, 2014

READ MORE

ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት                ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ      16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ   በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና ብዝጠለሙ ውልቀ- ሰባት ስልጣን

READ MORE

መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ   ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ  4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቁጠባዊ ጠቅምን ኣለኹ

READ MORE

ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት ሰላም ሃገር ከይባደመት በቲ ጠላም፡     እግዚዮ’ዩ ዘድልዮ እዚ እዋን ተባሂሉ     እግዚዮ ኢሉ ህዝበይ

READ MORE

ጳጳሳት ኤርትራ!   ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም!   ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም   *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ መገዶም ንህዝብን መንግስትን ብጥበብ ምዒዶም!   መዘና ዘይብሎም በላሕቲ ኣቡናት ጉዕዞና መዚኖም ብኹሉ ወገናት ኣላጋጭ ከብቅዕ

READ MORE

ኣርባዕተ ሐዋርያት                           ዕለት 14.06.2014     ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ።     ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና  ክንገብር ሕልና።     ናብ ዓለም  ዘምጻእናዮ የብልናን፡ ካዓለም ንወስዶ እዉን የብልናን፡ ስለምንታይ ድኣ፧ _ ንኽሕድ፣ ንጠልም፣ ንሓዉና፣ ሓፍትናን፡ _ ደቅና ኮይኖም  ቀለብ ዓሳን ኣሞራን፡ _ ምእንቲ

READ MORE

ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ንፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል 2.555 $ ደላር ኣወፊይም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 15 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ክሳቐ ዝጸንሐ መንእሰይ ፓይሎት ደጀን መሕከሚ ዝውዕል 2.555 ደላር ኣወፊዮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዝውዕል 57 ሰባት ነብሲ ወከፎም 100 ደላር

READ MORE

ኤርትራውያን ካናዳውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ ቶረንቶ፡ ንጅግንነት ሰባሪ ካርሸሊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ንምጽንባል ብ8 ሰነ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ባርበኩዩ ርክብ፥ $2000 ዶላር ካናዳ ኣዋጺኦም። እዞም ብትብዓት ፓይሎት ደጀን ዝተመሰጡ ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንቅያ ደጀን መበገሲ ብምግባር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገር ብፍኑው መንገዲ ዘቲዮም። ደጀን

READ MORE

ብዕለት 7-5-2014 ካብ ሃገር ቱርኪ ናብ ሃገር ግሪኽ ስደተኛታት ጽዒና ትጓዓዝ ዚነበረት መርከብ ኣብ ጥቃ ደሰት ሳሞስ ግሪኽ ክትበጽሕ ምስ ቀረበት ብዘጋጠመ ሓደጋ 22 ሰባት ኣደዳ ሞት ኮኑ፣ ካባኣቶም ሓንቲ ኤርትራዊት ስንክልቲ ሓርበኛ ቀዲሽ መብራህቱ ኪዳነ ምስ ጓላ ብሞት ተፈልያትና። ንቤተ ሰብ ብዝወረደና ድርብ መሪር ሓዘን ኣብ ገዛ ብምምጻእ

READ MORE

An open letter to the Government of Germany concerning launching of an affirmative action for German people of colour Dr. Tadios Tesfu   ቅልዕቲ ደብዳቤ ካበ ዶር/ ታድዮስ ተስፉ ንመንግስቲ ጀርመን ንጠለብ ኮታ ንጸለምቲ ኣብ ስራሕ ብዝምልከት፡   እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ጀርመን ዘቅነዔት ምሕጽንታ ብሕጽር

READ MORE

ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር። መስራትን ኣዳላውን መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዶት ኮም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ናይ ሃገርና ኣመልኪቱ መብርሂ ብምሃብ፡ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ፍትሒ ንምምጻእ ኣብ ዝግበር

READ MORE

ክትስኤ! ገና! ምናልባት ንወረ ኢልካ ትድርብየኒ ትኸውን በቲ መሪር ሓሶትካን፡ ጥዉይዋይ ተግባርካን ኣብ ጭቓ ትረግጸኒ፡ ኣብ መሬት ትድህኸኒ እንተኾነ! ኣነ ከም ዶሮና! ተንሲኤ ይበንን!!   ትብዓተይ! ድርቅንቅይ! የጉህየካዶ? ኣጠማምታኻ ስለምንታይ? ጸላም ይእጉዶ? ምኽንያቱ! ኣካይዳይ ኮይኑካ ወናኒት ዘይቲ ማእዶ ምድሪ ቤተይ ጃሕጃሕ ክብል ይረኣየካዶ!!! ከም ወርሕን፡ ጸሓይን ብእምነተይ ተዓጻጻፋይን ብተስፋ ይእምት ይልክዕ ንላዕላይን ክትስኤ ገና!   ትደሊ ትኸውን ክትርኤኒ ክሰባበር ርእሰይውን ከድንን፡

READ MORE

ብዙሓት ትግርኛ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣  እቲ ብድምጺ ኣሰና ዝፍኖ ዘሎ ቃለመጠየቕ ብእንግሊዝ ተተርጕሙ ክዝርግሓሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱና ስለዘለዉ፣ ነቲ ቃለመጠየቓት ክትርጉሙ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ወለንተኛታት በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ንጽውዕ። aseye.asena@googlemail.com ኣሰና ፋንውንዴሽን

READ MORE

ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ብምኽንያት መበል 23 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ብምግባር፡ ንኹሎም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ንቀዳም 24 ጉንበት 2014: መዓልቲ ናጽነት ነብዕለሉ ቦታ ክትመጹ ንዕድም።   ቦታ፡   1227 Montreal Ave, St. Paul MN ሰዓት፡  12 ድሕሪ ቀትሪ   ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ

READ MORE