Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደጀን ሰራሕ ቅያ!   ደጀን ብህጻንካ ኣብ ዝባን ኣደኻ ናብ ሜዳ ኪትወርድ ብዘይምርጫኻ ኣብ ገድልን ገደልን መሮር ዝዓበኻ ናጽነት ምስ መጸት ብጽንዓት ቃልስኻ ኣብ ማሕዩር ኪትበሊ ኣብ ንኡስ ዕድመኻ ኣብ ጸላም ሓዪሮም ኣሳቕዮሙኻ! ጅግና ግን ተባዕ’ዩ ዘይመውት መንፈሱ ካብ ቅዝፈት ዓመጽቲ ከድሕና ንነብሱ ስቓይ ተጻዊሩ ኣስናኑ ነኺሱ ብትብዓት ይወጽእ መቑሖም ፈንጢሱ! እዚ ሰይጣን መላኺ ዚጨከነ ልቡ     ወለዲ ዘምክን

READ MORE

ጽንብል መበል 23 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሎንዶን   ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት መዓልቲ ነጻነት ብሓባር ንምብዓል ምሸታዊ በዓል ኣዳሊና ከም ዘሎና እንዳሓበርና ፤ ኩልኹም ተቃለስትን ደለይቲ ፍትሕን ብሓባር ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም ፣፣ ኣብዚ ምሸት ንመበል 23 ዓመት ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ክውንነት ዘንጸባርቁ

READ MORE

በይ ኤርያ ከምቲ ዝሓለፋ ዓመታት ሕጂውን መሪሕ ተራ ንምጽዋት ነዛ ታሪካዊት ዝኮነት ፈልም 'ስውእ ተዛሪብ' ንምእንጋድ ካብተን መጀምርያ ዝሓተታ ከተማታት ሓንቲ እያ። 'ስውእ ተዛሪብ' ብህብባት ስነጥበባውያን ዝተዋስእዋ ታሪኻዊትን እዋናዊትን ናይ ፋልማይ ፈልም መከራ፡ ገድሊ፡ መስዋእቲ ህዝቢ ኤርትራ ክጥለም ከሎ እተሪኢ አብ ታሪኽ ኤርትራ ድሐሪ ናጽነት ካብ ዝተሰርሓ ፈልምታት

READ MORE

Commemorating World Refugee Day, I Did Not Choose to be a Refugee reflects upon Eritrean artist, Michael Adonai’s journey and experience fleeing his homeland of Eritrea, to his settlement in Melbourne’s western suburbs. Through the exhibition Adonai reflects and pays tribute to the Lampedusa boat tragedy that claimed

READ MORE

ሕድሕድ ምትእምማንን ምክብባርን ዝሰረቱ ድልዱል ህዝባዊ ሓድነት፡ ሕመረት መእለዪ ኩሎም ሽግራት ናይ ደቂ-ሰባት ምዃኑ ዘይካሓድ ሓቂ ኢዩ። ነዚ ኣድማሳዊ ሓቂ’ዚ ብምርዳእን ብምእማንን፡ ኣብ ዝተፈላልዩ ኩርናዓት ናይ ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ብምርግጋጽ ድልዱል ህዝባዊ ሓድነት ኣቢሎም ብዛዕባ ህልዊን መጻእን ህዝባውን ሃገራውን ጉዳያት ንምዝታይ ይኹን መፍትሒ ሓሳባት ንምንዳይ

READ MORE

ብ13 ሓምለ 1881 ዓ.ም.ፈ ኣቡነ ቱቬ ብዓቢ ዓጀባን ዑደትን ነታ ምስሊ እኖና ድንግል ማርያም ባሪኾም ኣብ እዛ ሎሚ ዘላታ ናይ ክብሪ ዙፋና ኣብ ውሽጢ ጓንጓ ኦም ድማ (ዲራ) ዘቀመጥዋ። ካብ ርሑቅ ቦታታትን ብዓሚቊ ባህግታትን ካብ ዚንገዳ ናይ ሃገርና መካነ ንግደታት  ቀዳማይ ቦታ ሒዛ እትርከብ ማርያም ደዓሪት

READ MORE

ነዚ ኣብ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ፣ ኣብ መንእሰያትን ኣዴታትን ቆልዑን ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መከራን መቕዘፍትን ግቡእ ቆላሕታ ረኺቡ ንምድሓኖም ኩሉ ዝምልከቶ ኣህጉራዊ ትካላትን  መንግስታትን ማሕበራትን ንምኩሕኳሕ ብህጹጽ ግዲኦም ንኽገብሩ ዝጠልብ - ዓቢ ሰልፋዊ ጉዕዞ ንድሕነት ህዝቢ - ዓርቢ 23 ግንቦት 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ክካየድ

READ MORE

   ታደሰ ኪዳነ!   ናይቲ መድፍዓጂ ቀዳድ ድርዒ ታንኪ በጦሎኒ ፍትሒ ደሃዩዶ ኣሎኪ? ዋላ ሓደ ይኹን ካብዞም ሰራዊትኪ ጸጸር ካብ ምድርባይ እንተ በዂሩኪ ደሃዩ ግበሪ ኣሰና ቀልጢፍኪ!                ደምበ ደላይ ፍትሒ’ወ ህዝባዊት ኣሰና              ደሃዩዶ ኣሎኪ ናይ ቃልሲ ብጻይና?              ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ድሮ ልደትና              ሕማም ኣውራጃነት ምስ ኣስተምሃረና              ኣዋርሕ ሓሊፉ ካብ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ  ዘስትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን ዘይተወደብኩምን ብዉልቂ ይኹን ብዉክልና ክትሳተፉ ንዕድም :: [gview

READ MORE

ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ ኢና። ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡ ሃገር ብምልእታ ትመውት ከም ዘላ

READ MORE

ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልኩም እናተመነና፣ ብምኽንያት ኣውድኣመት ፋሲካ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለምን ኣብ ኤርትራን ንዘለዉ ቤተሰብኩም፣ ኣዕሩኽትኩም ከምኡ ‘ውን ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ ብራድዮ ኣሰና መልእኽቲ ከተመሓላልፉ እትደልዩ ግዱሳት በቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ተለጢፉ ዘሎ ቁጽሪ ቴለፎን ክትድውሉልና ነዘኻኽረኩም። ራድዮ ኣሰና

READ MORE

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ለውጢ ኣብ ቴለማርክን ከባቢኡን ቅድሚ ዓመት ብወግዒ ዝተመስረተ ማሕበር ኮይኑ፡ ዛጊት ምስ ኩላቶም ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ ብምትሕብባር ቃልሱ ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን። ቃልስና ክዕወት እንተኾይኑ ግን ምስ ውሱናት ተቓለስቲ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ

READ MORE

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት ክልተ ዋዛን ቁውም ነገርን ኩሉ ዘካተተ ኣብ ሰሙን ዚዳሎ ብዮናታን ሃብተ ይሰምዕ ነበርኩ ኤረና ከፊተ! ንሰብን ጥሪትን ዓይነት ከይፈለየት ንኹሉ ብሓባር ድምጹ እናኣቃለሐት ብጥዑም ሙዚቃ እናዘናገዐት ልዕሊ ክልተ ሰዓት ማዕበል ምስ ተጓዕዘት ተሌፎን ጭር ኢላ መርድእ ዝሓዘለት! ኣብ መወዳእታ’ወ መደብ ዝዓጽወሉ ናይ ርድኡና ኣውያት ስልኪ ተደዊሉ ሓውና ኤርትራዊ ጸቢቡዎ ዓቕሉ ብኽያት ምስ

READ MORE

ሓዯራ መንእሰይ፡ ኣባኻን ኣብ እዝጊን ተራኻ ተጻወት ንመሰልን ሕጊን ታሪኽ ሰውራ ዓለም ንኹለን ኩለለን ብዘይ ተሳትፎኻ፡ ፈልከት እኮ የለን፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Petros_mensey_poem.pdf"]

READ MORE

ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብሓፈሻ፡ ብጉዳይ ተራ ናይ ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ከኣ ብፍላይ፡ ንምዝርራብ ን 3 ጉንበት 2014 ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። ሃገርን ህዝብን ናይ ሓባር ከም ምዃኖም መጠን፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ክትርከቡ ብትሕትና ንምሕጸን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Indianapolis_meeting_may.pdf"]

READ MORE

ስነ-ስርዓት  መብራህቲ ሽምዓ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ትማል ዕለት 04/02/2014 ብኽብሪ ኣብ ላስ-ቬጋስ ተዘኺሩ። እቲ ብመብራህቲ ሽምዓን ጸሎትን ብፕሮጀኽተር ዝተሰነየ ስእልታትን ግጥምን  ዝተጀመረ ዝኽሪ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ቐጺሉ ብኣቶ ስብሓት በርሄ ታሪኽ ሂወትን ዝናን እቲ ሓርበኛ ተነቢቡ ገለ ኻብቲ ትሕዝቶ ሓርበኛ ኣሕመድ ናስር ንዓመታት ኣብ ቓሉን

READ MORE

መጸዋዕታ ክፉት ኣኼባ ንኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስዊዝ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ ዘሳትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን 

READ MORE

ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ተሰዊኡ። እዚ ጅግና እዚ ታሪኹ ከም ዝምስክሮ፡ ናጽነትን ሓርነትን ሃገሩን ህዝቡን ንምድላይ 50 ዓመታት ተጋዲሉ። ሞት ዘይተርፍ ጽሕፍቶ ወዲ ሰብ’ኳ እንተኾነ፡ ከም ኣሕመድ ዝኣመሰለ ጅግናስ ፍረ ጻማ ቃልሱ ክርኢ፡ ሞሳ ናይቲ ዝተቃለሰሉ ዓመታት ከስተማቕር ምተገብአ። ኣሕመድ ንቃልሲ ኢሉ ካብ ዝተበገሰላ ዕለት

READ MORE