Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ጎቦታት ጽንዓት” -ሃሎው! ሃለው! ሓለዋ፥ -ሓለዋ ሃለው… መን ክብል? -ንመን ትደሊ ኣለኻ ሓለዋ? -መን ኢኻ ንስኻ? -ንመን ትደሊ… ሓለዋ’የ ዝብለካ ዘለኹ? -ሐደ ካብቶም ጎቦታት ጽንዓት ደልየ ኣለኹ ብህጹጽ፥ -ንምታይ ደሊኻዮም? መን ኢኻ ንስኻ ትዳህይ ዘለኻ? -ዘድለየኒ ጉዳይ ስለዘሎ ቀልጢፍካ ኣራኽበኒ ግዳይ፣ -ስማዕ ናበይ ኢኻ ደዊልካ? ቁጽሪ ወይ ዓዲ ተጋጊኻ ከይትኸውን ኣታ ሓወይ፣ -ኣይተጋገኹን ኣታ ሓወይ፥

READ MORE

ኣለዳ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 01-01-2014 ኣሓና ክወፍራ ወጋሕታ ኣለዳ ሮማዲ ክበልዓ ፋሕ ኢለን አብ ሜዳ ገዛ ይምለሳ እንዳበላ እምባሕ ሰቲኻ ዘይውዳእ ክንሕንፍፎ በራሕ……. (ትብል መዝሙር ነይራትኒ 1975)   ሕጂኸ? ተዓዊትና ንምለስ ዶኾን ንኸውን? ከመይ ዘይንምለስ ምምላስ ተበሉኹምከ!   ከመይ ዘይንምለስ እንዳበልና ዕሰል ስመር ጭሖና ንቃለስ ንመሰል ንኽእሎ’ኮ ኢና ከመይ ዘይንምለስ ኣይ ጀጋኑ እንዲና ደቂ ጥዑም ምለስ ሰብ ኣደራሽ ኢና ሰብ መደበ

READ MORE

ኣዋልድ በጠል እንትን ረአስክን ርፍዓሁ ማሕሙድ ሳልሕ ሓጥር ዘዓት ልብል፡ ጃእር ኢፈትያ ሓጥር ምስዳር ነስእ፡ ጋድር ኢረድያ በጠል ክፋያ ልብል፡ ወቆሉ ወድያ ገያድ ቀንጽ ወመርሕ፡ ስድት እግል ላ’ርህያ እቡክን ሓጥር ቱ፡ በጠል ቱ ወ ገያድ ኣቡክን ቀንጽ እት ፍዕል፡ ኣለቡ ኣትባራድ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Mahmud_W-Ali.pdf"]       ም ቀርእዎ እንዴ ወዴኮ ካትቡ ሀሌኮ።

READ MORE

                                    እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን !!!    ወደ ሰብ ካብ ሃገሩ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሃዲሙ ምስ ወጸአ ናብ ውሑስ ቦታ ንምብጻሕ እዩ ዝህቅን:: እዚ ካአ ብዘይ ምትሕብባር ሰብአውን: ግብረ ሰናይን ማሕበራትን: ተቀማጦ ናይ ከባቢ ማሕበረ ሰብን ዝካአል አይኮነን::      ኤርትራውያን ሰደተኛታት አብ ሱዳን: ኢትዮጵያ: የመን:

READ MORE

Communiqué No. 2, Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) Statement of Clarification Regarding Our Mission. We acknowledge with great appreciation the various encouraging messages of solidarity we have received since we released our first communiqué several months ago. As many of you have expressed in your

READ MORE

Update from ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ North America Event Organizing Committee [ኮሚቴህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገርሰሜንአሜሪካ] As many of you know, the ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ event organizing committee of N.A. [also known as ‘ኮሚቴ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ሰሜን አሜሪካ’] was formed in 2013. This committee, which

READ MORE

ነዚ መልእኽቲ`ዚ ክንልእከልኩም ኮሎና `ውን ዝስመዓና ሓጎስ ወሰን የብሉን ። እትገብርዎ ንጥፈታት ኩሉ ድማ ፣እግዚኣብሔር ኽብረሉን ንስኻትኩም ኣትባረኹሉን ክኸውን፣ጸሎትናን ተስፋናን እዩ። ብዝተረፈ ንዓኻትኩም ክቡራን ኣሕዋትና ነዚ ሓጺር መልእኽቲ ክንጽሕፈልኩም ምክንያት ዝኾነና፣ ማለት ብጹዕ አቡነ መቃርዮስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ዓቃቤ መንበር, ካብ ኣሜርካ ናብ ሃገረ ጀርመን

READ MORE

ከም ዝፈርሐ ከልቢ ኣብ ገዛና ጭራና ኣይንደጉል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኤርትራውያን ኣብ ቀራና መንገዲ ንርከብ ኣሎና። እዚ ድማ ንሕና ኣብ ዓለም ህላወና ንምርግጋጽ ዝኸድናዮም ግዕዞ ዝወረደና በሰላ ክነሕዊ ነዊሕን መሪርን እዩ ነይሩ። ነዚ ግን ከም ሰባት ብዓለም ዝግባኣና መሰል ርእሰ-ውሳነ ዝተነፍገና ክንመልስ፥ ህላወና ድማ ከም ሰባት

READ MORE

ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከም መቐጸልታ ዑዶቱ፡ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኒው-ዮርክን ከባቢኣን ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ እዩ።  ዶክ. ተወልደ ብምኽንያት እቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝነበሮ ቅርበት፡ ንእንታይነትን ዓላማን ህግደፍ ብደቂቕ ክፈልጦ ከም ዝኸኣለ ካብ’ቶም ኣቐድም ኣቢሉ ዘካየዶም ህዝባዊ ኣኼባታት ክንዕዘብ ክኢልና። መልእኽቲ ወዲ-ቫካሮ “ህዝብን

READ MORE

    ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ተላዒሉ ሓፋሽ - ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ

READ MORE

ንሰንበት ዕለት 24 ሕዳር 2013, ኣብ ከተማ  ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣዳሊና ሰለ ዘለና ኣብዚ  ዝስዕብ ቦታን ሳዓትን ተረኺብና ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን  ክንማያየጥ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝኾነ፣ ብህዝቢን ሃገርን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት 24/11/2013 ካብ ሳዓት፣ 5

READ MORE

ሓድሽ ስናዕ፡  ማሕበር ኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ ፡  ንጥፍኣት ስምረት ዝዓለመ ድዩ? ኣብ መደበር ኣሰና ብኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ(EMC) ኢሉ ባዕሉ ዝሰየመ ማሕበር ኣውጺእዎ ዘሎ መግለጺ ዘስደምም ኮይኑ ረኺበዮ፡ ፤ ጽሑፉ ክጅምሮ ከሎ ብጸለመ ስለ ዝጀመሮ መጀመርያ ጉጅለ መንእሰያት ህግደፍ መሲሉኒ ንሓደ ሓደ ሰባት ደዊለ መንነቶም እንተ ሓተትኩ ግን

READ MORE

"መን ምሰመዩኺ ዕሸለይ" ፣ " ባሕሪ ንስኻ 'ውን እዚ ፈዲኻና" ብ ሃብተ ክፍለ፣ "ክንዳኺ 'የ ኣንቲ ወላዲት" ብ ዶር ሳራ ዑቕባይ፣  "ኣውያት ቤተ-ሰብ ሰማእታት ደሴት ላምፐዱዛ" ብ ታደሰ ኪዳነ፣ "ሽምዓ"፣ "ምለሱለይ ህዝበይ" ብ ግርማይ ነጋሽ፣ "ብደምሒት ተወሪራ ሃገር፣ ሕጂኸ እንታይ ይገበር? ብ ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Poems_06-11-2013.pdf"]

READ MORE

ህዝባዊ ኣኼባ (መድረኽ ልዝብ) ንቀዳም ን9 ሕዳር ሰዓት 3፡00 ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ጅምላዊ ህልቂት ይኹን ብመሰረቱ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ሃገሮም ክወጹን ኣብ ስደት ዘጓንፎም ዘሎ ሓደጋታት ምርኩስ ብምግባር ንቀዳም ዕለት 11/9/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። እዚ ኣኼባ'ዚ ነቲ

READ MORE