Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈርሳንድያጎፍሉይኣኼባኣካይዱ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ሳንድያጎ ብዕለት 10/27/13 ኣኼብኡ ብምግባር ኣገደስቲ ነጥብታት ናይ ባይቶ ኣልዒሉ ዘትዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ከምቲ ብህዝቢ ተስፋ ዝተገብረሉ ንተቓውሞ ቓልሲ ብጉቡእ መሪሑ ከም ዘይሰርሐ ዘይካትዕ ገምጋም ተዋህቦ። እቶም ቀንዲ ሽግራት ካኣ ብመሰረቱ ካብ ኣቀዋውምኡ ብኮታ ምኻኑን፡ ኣብ መንጎ

READ MORE

ንፈነወታት ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን በዚ ዝስዕብ መስመር ምክትታለን ይከኣል፣ Satellite    : Nilesat Azimuth      : 8.0 degrees West Frequency    : 11.678 MHz Polarisation : Vertical Symbol rate  : 27500 FEC          : 3/4 Channel name : Radio Assenna/Medrek Service ID: 8100      

READ MORE

ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን ካብ ጽባሕ ዓርቢ 1 ሕዳር ኣትሒዘን፣ ኣብ ‘ናይል ሳት’ መዓልታዊ፣ ናይ 24 ሰዓታት ፈነወ ሳተላይት (ዲሽ) ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ክጅምራ እየን።  ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ፈነወታት  ብ ‘ኦን ላይን ስትሪሚን’ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (demo.archive.assenna.com) ክከታተሉዎ ንዕድም። መዓልታት ፈነወ ናይዘን

READ MORE

ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባር ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንኹንን!  ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ዚ ናይ ላምፐዱሳ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ሓዘንን መልቀስን ይርከብ ኣሎ። ልብኻ ዝትንክፍ ገዓርን ብኽያትን ኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣሕዋት፡ ኣሓትን፡ ቤተሰብን መሓዙትን ናይቶም ዝተጎድኡ ዜጋታትና ኣብ ኩሉ ዓለም ይስማዕ ኣሎ። ደረፍቲ ኤርትራ ግን ኣይግድን! ኣብ ልዕሊ ሬሳ ኣሕዋትኩም ጓይላ ተኺልኩም ክትላሃዩ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ እቲ ብ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ኣሰቃቒ መቕዘፍቲ ናይ 357 ዜጋታትና ንኹልና ኤርትራውያን መሪር ሓዘኑ ገና ኣይወጽኣልናን። እቲ ሓዘን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑዎ ‘ኳ እንተሎ፣ ካብኡ ናብኡ፣ እቶም ተጻዒሮም ዝወለዱ፣ ሓርኮትኮት ኢሎም ዘዕበዩ ወለዶም፣ ዳርጋ ወርሒ መመላእታ ሞቶምን ህላዊኦምን ጠፊኡዎም

READ MORE

ኣጸያፊን ነውራምን ስነ-ምግባር ውከልቲ ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹንን!! ኣብዚ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ኣጋጢሙሉ ዘሎ ዘግናኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከቡ ኣለው። እዚ ህይወት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ፍጻመ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዓለም ኣስካሕኪሑ ይርከብ። ከም በዓል ጣልያን ዝበላ ሃገራት

READ MORE

ሓበሬታ ሽማግለ ረድኤት ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ላምፓዶሳ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ጃምላዊ ህልቂት ምኽንያት ብምግባር ብ10/13/2013 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ ድሕሪ መሪር ሓዘኖም ምግላጽ ብዝቐረበ ኣጀንዳ መሰረት ብዛዕባ ኣድላይነት ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ ዘትዩ። ኣኼበኛ ኣብ

READ MORE

ንኩሉኣብቦስቶንንከባቢኣንዚርከብኤርትራዊ።   ኣብዚ ቅንያት’ዚ : ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጋጢሙ ዘሎ ንክትሰምዖ ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ህልቂት:  ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ተንኪፉ ይርከብ። ግዳይት ናይ’ዚ መቕዘፍቲ’ዚ: (መብዛሕቲኦም) ኣቐዲሞም ንህዝብን ሃገርን ውዕለት ዝፈጸሙ ዜጋታት’ዮም  ነይሮም። ግን’ከ በቲ ኣብ ሃገርና  ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተማሪሮም: ፍትሒ ስኢኖም: ዓለም ከም ዓይኒ- ዑንቂ ጸቢባቶም:

READ MORE

ደለይቲ ለውጢ ዜጋታት ካብ ውሽጥን ወጻእን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በዚ  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ መቕዘፍቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሓትን አሕዋትን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ እዩ።  እቲ  ካብ ማዓሙቕን ገማግምን ባሕሪ ብመንግስቲ ኢጣልያ፡ ብልዑል ሰብኣዊ ክብሪ፡ ተኣኪቡ ዘሎ ሬሳታት አሕዋትና ከኣ ናይ ግድን: ዕትብቱ ናብ ዝተበትከሉ

READ MORE

ህጹጽ ህዝባዊ መጸዋዕታ (ኣኼባ) ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን   ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ጅምላዊ ህልቂት ኤርትራውያን መንእሰያት ምኽንያት ብምግባር ንሰንበት ዕለት 10/13/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። ዕላማ ናይ'ቲ ኣኼባ ከኣ፡ ሕልናና ዘፍቅዶ ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ መጸናንዒ ደበስ ንምውጻእን ናብ ሓዘንተኛታት ዝበጽሓሉ ዝከኣለሉ መንገድን ኣገባብን ንምልዛብ።   ኣስከሬን ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት

READ MORE

ንኹላቶም ነበርቲ ስታቫንገር፡ ሳንድነስ ከምኡውን ከባቢ ስታቫንገር ብሓፈሻ። ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱሳ ንዝሞቱ ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ ነፍስወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ ክርከበልና ብትሕትና ንሓትት። ቦታ፡ ሳንክት ፐትሪ ሺርከ  ክሉብ  ጋታ  6 ዕለት፡ ሰንበት ዕለት 13.10.13 ሰዓት፡ ልክዕ 13፡00 ብደሓን ምጽኡ።

READ MORE

Eritreans residing in Melbourne/Australia will hold a candlelight vigil to pay their last tribute and to commemorate the tragic death of more than 300 Eritreans in Lampedusa/Mediterranean Sea, Eritrean Community in Australia Candlelight Vigil 11 October 2013 / 5:30pm Location: Out side Melbourne Town Hall – City Square

READ MORE

ዝኽሪ  ነቶም  ብሓደጋ  ኣብ  ባሕሪ  ሂወቶም  ዝሰኣኑ  መንእሰያት  ኤርትራውያን  ኣብ  ፍራንክፈርት  ጀርመን ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ  ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን  ከባቢኡን ንርከብ  ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ  ኤርትራዊ 

READ MORE

ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!!   ኣንታ እንታይ ተረኸበ ሎሚ ቕነ ማእከልይ ባሕሪዶ ዘቕበበ በለ ኣነኣነ ንዋርሳይ ወዲ ይካኣሎዶ! ኣማሰነ ዓለም ብዓለሙ ኩነታቱ ኣሕዘነ።   መንእሰይ ሃገረይ ረጋጽ ዓፍራ ዋርሳይ ዝብሉኻ ረኻቢ መከራ ውልድ ምስ በለ ሃገር ተሓሪራ ንዓወት ዘይኮነት ንመከራ ዕድሚኡ ከይሸወት ሓሪራ ናይ ጥልመት ሰፈር መፈንጠራ ሳዋ ትባሃል መደበር ተቖርቑራ ንኹሉ ተደንቑር ብሓበራ ኣደታት ዓለላ ደጊመን ጨደራ ዉላደን

READ MORE

  ንስሓ ተጋዳላይ ኣያታትና ገድሊ ምሂሮምና “ኩንታል በሊዕካ ምጻእ” እናበሉ ሳላ ዘትብዑና… ተዓዊትና ካብ በረኻ ኣቲና ከተማ ንሕና… ዘይከም ኣያታትና ሕድሪ ጠሊምና እሾኽ ምድርቤት ዘሪእና ኣሕዋትና… ደቅና… መለሳ ኣደራዕ ሞት መሪጾም ኣብ ባሕሪ… ኣብ ሲና ሕጅስ ተጣዒሰ ዘኪረ… ስዉኣት ሳሊና ሙዃኑ ኣሚነ እቲኦም ኣንጻር መግዛእቲ እዚኦም ኣንጻር ጭቆና ብሰላም

READ MORE

 መግለጺ ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ ኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ   ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ ብዕለት 4 ነሓሰ 2013 ስሩዕ ኣኼባና ኣካይድና፤ ሓደ ካብቲ ኣገደስቲ ኣጅንዳታትና ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት (ኤሃባዲ) ድ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተወሰደ ስጉምቲ 

READ MORE

ዝኸበርኩም ዜጋታት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ኣደራዕ ንኹልና ብሩህ ኮይኑ ብዛዕብኡ ኩልና ነጋማድሖን ንዛራረበሉን ኩነታት ኢዩ፡፡ሽግር መንእሰያት ብሓፈሻ ኩነታት ራሻይዳን በደዊንን ብፍላይ ነእዛና መሪር ኮይኑ ኣሳቒዩናን የሳቕየናን ኣሎ፡፡እዚ ኩነታት ህርኩታትን ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ትጉሃት ዜጋታትን ነዚ ኩነታት እዚ ብዝኽእልዎ ኣገበብ ይቃለስዎን

READ MORE

MEMORANDUM HANDED OVER TO: Mr. Max Vuyesle Sisulu, Speaker of the National Assembly of South Africa Mrs. Maite Emily Nkoana-Mashabane, Minister of International Relations and Cooperation  18 FEBRUARY 2013  IT IS TIME TO BREAK THE SILENCE  In our country, Eritrea things are going from bad to worse.   THIS IS AN APPEAL

READ MORE

EYSC-Bay Area አብነት አፍሪቃውያን መንእሰያት ተባሂሉ ሽልማት UBUNTU ረኺቡ። እዚ ሽልማት እዚ ዓመታዊ ብፓን አፍሪቃ ማለት (Priority Africa Net work) ዝዳለው ኮይኑ ንህቡባት ማሕበራትን ዉልቀሰባትን ዝወሃብ እዩ። ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ ነዚ ሽልማት ክበቅዕ ዝኸአለ አብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ንኽሰፍን ንዘካይዶ ዘሎ ዘይሕለል ጻዕርን

READ MORE