Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ምህናጽ ኤርትራ፡  መራሕትን መሃርትን፡ ቀየስትን ፈጸምትን፡ ተፋላሰፍትን ተማራመርትን፡ ተኻላኸልቲ ልኡላውነትን፣ ክኾኑ ዝግበኦም ኣሻሓት መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ ደልሃመት ስደት ንዝወርዶም ዘሎ ቀጻሊ ቅዝፈታት ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ኣብ ኤርትራ፡ ቅትለት፡ መዋጸኦ ዘይብሉ ጨካን ማእሰርቲ፡ ማሕዩር፡ ሰብኣዊ ግህሰት፡ ብሓጺሩ፡ ስግር እቲ ጸላም ብርሃን ዘይራኣየሉ ህይወት፡ ቀንድን መሰረታውን

READ MORE

ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምቅዋምን ኣብ ከተማ ሙንሽን ማእከል ሽታኩስ (Stacus) ድምጽና

READ MORE

ደምና ከይሓተካ!   ዕዳኻ'ባ ኪፈል ባሕሪ ከሓሰና ስለኻን ንኣኻን ከምዛ ዘይደመና ከምዘን ደቂ ዛግራ እናተበትንና ዓይንኻ ዓሚትካ እትጥምተና እንታይ እዩ እቲ ጸገም እስከ ንገረና!?   ንስኻ እንከለኻ ደምና ዘስብሓካ *ብጻኦት ክንስደድ ድሕሪት ገዲፍናካ   *ብብዝሒ ትም ኢልካ ትዕዘብ ከምዘይምልከተካ ነቲ መጥፍኢና ዓገብ ዘይምባልካ ግደፍ'ባ ባሕሪ ደምና ከይሓተካ!   ንሃልሃልታ ሓዊ ብዓረር ገጺብና ህይወት ዝበጀና ንኣኻ ዓቂብና ምልኣትካ ዘውሓስና ንጹህ ደምና ኣፍሲስና እናተሰደድና ምልኪ

READ MORE

ድርብ  መሪር  ሓዘን                         ዕለት 25.04.2015 ክሳዉዲ ደቅሰብ ከም መሸላ ክጉናእ ኣራእስ ደቅሰብ ብጥይት ክጋማማዕ የሕዝን ከም ሕሱም የንብዕ ኣእምሮካ የዛናብል..ልብኻ ደም የንዝዕ ገበኖም ክርስትያን ጥራሕ  ስለዝኾኑ ከም ኣባጊዕ  ፋሲካ ብካራ ዘኽስተኑ ጽዩፍ ተግባራቶም ብዓለም ተኾኒኑ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ እንበር.. ናይ ኢዶም ክንደይ  ከይስእኑ ኣብ መሬትን ኣብ ሰማይን .. ሃልሃልታ ጋሃነም ከስሓኑ   ኣብዓዲ ሞት ፡ ኣብስደት ሞት ኣበይ

READ MORE

ንግዳያት ናይ ማእከላይ ባሕርን ነቶም ብኣይስስ (ISIS) ዝፍለጥ ግብረሸብራዊ ዝተቐዘፉ፡ ኢትዮጵያውያንን፡ ኤርትራያውያንን፡፡ ቦታ    ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ሰንተር 590 Shawmut Ave.  Boston , Ma. 02118 ዕለት  ሰንበት ሚያዝያ 26 (Sunday April, 26) 2015 ሰዓት፡ 5፡00 ድ.ቐ. ብደሓን ምጹ፡፡ ኣካያዲት ቦርድ

READ MORE

ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መሳኪን ስደተኛታት ንምዝካር፣ ብኢጣልያውያን ተደናገጽቲ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ ኣብ ሚላኖ፣ ኢጣልያ ን 28 ሚያዝያ ሰዓት 9፣00 ምሸት ክግበር እዩ። ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን እትርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሸሸምዓኹም ሒዝኩም ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ግዳያት ክትዝክሩ ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ቦታ፣ ኣብ ዳርሰና DARSENA ጥቓ PORTA GENOVA  

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ አርያ ማሕበርኩም በይ አርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (በአ-ኤደለ) (ዳዕሮ ነበር) ብስም ማሕበርን ማሕበረሰብ ኤርትርውያንን በዚ ኣብ ማእከላይባሕሪን ሊብያን ዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ህልቂት ዝተሰምዖ ከቢድ ሓዘንን ጓሂን ይገልጽ። ንኹሎም ግዳያት መንግስተ ሰማይ የዋር ሶም፡ መንፈሶም ብሰላም ኣብየማን ኣቦ ይዕረፍ: ፡ ንኹሎም ስድራቤቶምን በተሰቦምን

READ MORE

ብ ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 05/04/2015 ራኢና ብተሞክሮ ዝተጸርበ ብወጽዓ ዝረብረበ ብቃልሱ ዝዓገበ ስለዝኾነ የብሉን ዝድርበ፡ ብሩህ’ዩ ከም ጸሓይ ቀትሪ ሰና’ዩ ደላይ ፍቕሪ ስኒት’ዩ ዕጥቁ ሓቂ ሰንደቑ መሰል’በር ኣይኮነን ጨርቂ፡ ሕድሪዩ መብጽዓ ዘይጥለም ዝኸተመ ብናይደም ጽሑፍ ቀይሕቀለም ሂወት’ዩ ሂወት ክኸፍል ዝዳሎ ንዓመጽ ዝምክት ድሎ ብድሎ ውሒዱዶ ውጹዕ ህዝብና ዝተበደሎ፧ ኣስተውዒሉ ርሑቕ ዝጠመተ ለይትን ቅትሪን ከማዕዱ ተቋመተ ዓወት ወይ ሞት ኢሉ ዝመከተ፡ ራኢና ኪኖ

READ MORE

መጸዋዕታ ንክቡራት ደቅናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን          04-04-2015                                                                      ኣብ ወጻኢ ትነብሩ  መንእሰያት ኤርትራውያን ብምቕዳም ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና  እዚ መልእኽቲ  ኣብ ወጻኢ ትነብሩ ዘሎኹም ኤርትራውያን ክንብል ኰሎና ነቶም በዚ ጨቛኒ ስርዓት ህግደፍ ተታሊልኩምን ፤ተሓቢልኩምን ከም ሪሞት ኮንትሮል ተዘዊርኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ቦታ ዓመታዊ ተዓጺኹም በቲ ግጉይ

READ MORE

ተጋድሎ ዕለት 16.03.2015 ኣራእስና ነኹዔ፡ ማእገርና ተመልጠ እናበልና ክሓይሽ’ዩ ፡ናጽነት ምስመጸ እቲ ዝተመልጠ ተጀለጠ እቲ ዝነኹዔ ተሓንፈጠ ደም እናነብዔ አብ ዓዱ .. ተጨፍለቐ ተረምጠጠ መንእሰይ ዉሕስነት ሲኢኑ ነፈጸ.. ካብ ኢድ ሓለዉቱ እናምለጠ ንሓርነት ከማዕዱ ተመሲጠ ነይነይቲ ሓርነት በለኒ.. ኢዱ እንዳዋጣወጠ ናብ ወርሒ ኪድ ኢሉኒ äዓይኑ እናፍጠጠ   ዝተዳራረበ ጓሂ መጸ መንእሰይ ኣብ በረኻታት መኺኑ.. ከይምርዖ ከይሕጸ ከይርኢ ኩሉ ዝበለጸ ከይበልዕ ከይሰቲ ዝተመርጸ ወዮ ማዓርና ከም ሕሞር’ኣ

READ MORE

ሓደ ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 ናይ ሎሚ’ኳ ጠፊኡና ንግሩ ዘበን ግርምቢጥ ጊዜ ተቐይሩ እጃም ብዙሕ ሓደ ይሃጥረሉ ንሪም ኣኅዋት ሓደ ይኾርዓሉ ጓይላ ሓደ ደሚቝ ሂር ኢሉ ‘ቶም ብዙሓት ይነብዑ የስቈርቍሩ ሕዝቢ ይደንን ንሱ ኣንቃዕሪሩ ኵልኹም ተዓዘብቲኸ ምንታይ ትብሉ? ርኢናኩም ገጽኩም ክትክውሉ ኣቱም ርኣይቲ ምንታይ ትብሉ? ሰሚዕና’በር ኣይረኣናን ትብሉ ኣቱም ሰማዕቲ ምንታይ ትብሉ? ርኢና’በር ኣይሰማዕናን ትብሉ ኣቱም ጸሓፍቲ ምንታይ ትብሉ? ኣይረኣና

READ MORE

Vigil at Hide Park Corner and reflect on the impact of demolishing of buildings in Eritrea: Date: Saturday March 21, 2015 Time: 2 pm Venue: Hyde Park Corner: Senseless and difficult to understand gross human rights violation is stepped up in Eritrea. The Eritreans Government started demolishing residential houses since the beginning

READ MORE

ትምኒት ፍሥሐየ መብራህቱ   ትምኒት’ያ ስማ - ልባ ዘይዓረፈ ብባህሪኣ ንጽባሕ ትትስፈ መታን ክሕሸላ ካብቲ ዚሓለፈ።   ትምኒት ተጸዊዓ ርኅርኅርቲ ኅልና ማሕጸን ወላዲታ ዚወሓዞ ዓይና ዓሚቝ ጥልቁ ቀላይ ባሕሪ ጻና።   ትምኒት’ያ ዝወልደት ተስፋ ክተጥብዎ ሓብሒባ ኣብ ሕቝፋ ክትስስዮ ቆፎኣ ነጊፋ።   ትምኒት በሉ ስማ’ስከ ጸውዑ ብዘይካኣስ ከይዝኽትሙ ቈልዑ ê ተስፋ ጽባሕ ምዃን ከይርስዑ   ጎቦ ልበይ መሬት ከይዓለበ ተመኒየ ተስፋይ ከይጸገበ ሰላም ክብላ ኣብ እግራ

READ MORE

ሕሱም`ዩ `ዚወረራ!   ብድሕሪት ተኲሱ ዝወግእ እንግዳዓ ኣድራጋ ዝሃረመ ካብ  ብሻዓ፣ ካብ ፈለማ ኣደልዲሉ ድርዒ ዝሕባኣሉ መጸግዒ።   ሓርበኛታት፡ ከቋሙቱ ቅድሚት ወራር ጀመረ፡ ካብ ድሕሪት፣ እናጨመተ ንዝሃብረረ ሃገር ኣልቢስዋ ናይ ሓዘን ቋረ።   ወራር፡ ገጽ`ዶ ኣልይዎ መልክዕ? ዓመጽ እንዳኣሉ ደም ዘጉስዕ፣ ስሰዐ ዝማእከሉ ጨካን ወፍሪ ኣረመኔ ባህሪ፡ ቀዛፊ፡ ዓምጣሪ።   ካብ ናይ ራዛ ፕሮጀክት- ዝሻሕከረ ካብ ዳግመ-ወራር- ዝጠንከረ፣ ካብ ምክልኻል ናቕፋ- ዝሓለ ካብ ሰላሕታ ወራር-

READ MORE

ተቓውሞ ፍሥሓየ መብራህቱ © 2003 ቁሙ - ኣቝሙ - ተቓወሙ ብቝምነገር - ንቝምነገር ንሕዝቢ ንሃገር ብዘይ ሻሕጢ - ንለውጢ ንምምሕያሽ - ንምድዕዓስ - ንምጥያስ ብድልየት - ንዕብየት - ንሕውየት ንምህሮ - ንኣእምሮ ንምዕባለ - ንዕንጋለ ኣብ ጽኑዕ መሠረት ቍሙ - ተቓወሙ ጽንዑ - ኣጽንዑ ኣጸናንዑ - ተጸናንዑ ጕየዩ - ተቐዳደሙ - ቀድሙ ድምዑ - ኣድምዑ ንድማዕ - ብድማዕ ንፍዑ -

READ MORE