Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣   ንኩለን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደቀ ኣንስትዮ   ርሑስ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፤ይብል።   ነዚ መዓልቲ ንምኽባር ከኣ ምትእስሳርና ናይ ኣስተምህሮን ምይይጥን ምሸት ኣዳልዮ ኣሎ።   መደብና ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፦   8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ሀ) ምክፋት በዓል ብመራሕ መደብ ለ)ቃል ኣቦ መንበር (ብርሃነ ኪዳነ) ሐ) ኣስተምህሮ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት (ብኤልሳ እዮብ) መ) ኣስተምህሮ ፡ ወጽዓን ቃልስን ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራውያን (ብዮርዳኖስ ኢሳቅ) ሠ) ግጥምን መረዳእታ ብዛዕባ ማዕርነት (ብኣባላት) ረ)ሉሉያት ተቃለስት (ደለይቲ ፍትሒ)ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ድያስፖራ ብመልክዕ ስእሊ (ዳኒኤል) ሰ) ደርፍን ሳዕሲዕትን ሸ) መግቢ   ብደሓን ምጹ!  

READ MORE

አብ ዕለት 22 ለካቲት 2015 ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ዓዲ እንግሊዝ አንጻር አምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ዓዉት ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም። አምባሳደር ስርዓት ህግደፍ አብ ከተማ ሸፊልድ አኼባ ኽገብር ምኻኑ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናይቲ አኼባ ተፈሊጡ። ነበርቲ ሸፊልድ ንስለፍትሒ፤ ንስለህዝቢ ብሓባር ድምጽና ነስምዕ ዝብል ጸዋዒት ምስ አመሓላለፉ ኩለን

READ MORE

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም ዓመታዊ ጉባኤ ይጽውዕ። እዋናዊ ሽማግለ ስልጣና ንጉባኤ ከተረክብ ምዃናን ብኡኡ መሰረት ድማኒ ምርጫ ክግበር ምኻኑን ሓደስቲ ኣባላት ሽማግለ ክምረጹ ምኻኖም ንሕብር። ጉባኤ ዝካየደሉ መዓልቲ ፡ 2015-03-14 ሰዓት፡ 13፡00-19:00 ቦታ፡ ሺስታ ትረፍ ፡ ኖርየ ሳለን ሰላም ን ኹላትኩም እትገብርዎ ዘሎኹም ጻዕሪ ን ደማክራሲያዊ ለውጢ እንዳመስገና፡ እዚ ኣብ ላዕሊ

READ MORE

እኳ ተስፋ   ፍሥሓየ መብራህቱ © copyright 2003 ክንዲ ንፋዕ ክንዲ ተስፋ ክንዲ ኣጽንዕ ክንዲ ተስፋ ክንዲ ‘ገናዕ ክንዲ ተስፋ ቀትሪ ኣውያት ለይቲ ግፋ ሰስሒብካ ናብ “ዓጌፋ” ዒም ዝበለ ብማሕጎፋ ኤርትራናስ ‘ንታይ ለኸፋ ዘይርከባ እኳ ተስፋ።   እምበይተይ ኤረ ብዛዕባኺ ‘ንታይ ይውረ ጸጽቡቕኪ ምስተቐብረ ‘ቲ ሠናይኪ ተባረረ በረኸትኪ ኔው ሰፈረ ‘ተን ጥሪትኪ ኮይነን ዓረ ቅቡጽ ተስፋ ዘይዕረ ‘ቲ ግናይኪ ዓለም ዞረ ወሊድኪ’ምበሪ በዓል ሰሪ እከይ ግብሪ ሠራሕ ነውሪ ጸፋር እግሪ ተዓንቃፋይ ተነቃፋይ።   ፈሊጥኪዶ ብሰንኩዩ ‘ቲ መርገምኪ ዝሓሰመ ‘ቲ

READ MORE

ኣዕዋፍ ዒላዒሮ ብረራ  መርድእ ንገራ ኣደ ጅግና ኣደ ድሩዕ ሓሊፋ በላ ጸበባ መግዛእቲ ዘየሰነፋ ኣርዑት ባዕዲ ክሳዳ ዘይዓጸፋ ኣደይ ጽገ ኣብቂዓ ኪዳና ኣጽኒዓ:: ሽኮ እግሩ ወዳ ክዘልል ድርፎ ርእሲ ዓዲ ክኾልል እናተራእያ ዝሓለፈ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ክድብል ብተስፋ ከተማዕዱ ኣዒንታ ቆሊዓ ሰሃሮ ኣሕሊፋ ነብሳ ተበሊዓ ኣደ ጅግና ተዋሪዳ ክልተሳብ ተራእያ ተጠሊማ መብጽዓ ኣብ ቤታ ተጨውያ:: ብሩህ ወጅሃ

READ MORE

ባህግና ፍሥሐየ መብራህቱ   ሰላም ተባሂልና ብሰልም ክንነብር ሓምሊ ተደሪርና ቀሲንና ክንነብር መሲልና ኣምሲልና ከም ግቡር ከምንቡር ወሊድና ዘሚድና ክንሓዝል ክንሕንግር ነቶ ዝዓረፉ ብኽብሪ ክንቀብር ምርቓ ቀሲምና ታሪኾን ክንዝክር ሰላም’ዩ ባህግና ምስ ዓለም ዚጽንብር።   ሰላም ጸሚእናያ ከም ማይ ምደረ በዳ ዘይክፉል ከፊልና ኣቲና ኣብ ዕዳ ወኒንናያ ኢልና እምብዛ ክንንእዳ ዘሕድራ ስኢና ክትእሪ ኣንቂዳ ቅሳነት በነነት ኣቋራጭ መንገዳ ንስደተይ በለት ሰኣን

READ MORE

ፍረሰላም ሙሴ!   ኣንታ ንኡስ ፍጥረት ፍረ ናይ ናጽነት ጅግና ወዲ ጅግና ብዓል ድርብ ሓሞት ካብ ጉድጓድ ወጺእካ ስዒርካያ ንሞት 'ዕጡቕ'የ' ምባልካ ንወፍሪ ሓርነት ልበይ *ተሸኒሁ ኰሪዐልካ ብኡነት!     *ደስ ኢሉዎ   ብርግጽ ኰሪዑ ደስ ኢሉዎ ልበይ 'ክቃለስ'የ' ምባልካ ነዚ ውጹዕ ህዝበይ ብልሕኻን ትብዓትካን ወኒኑዎ ቀልበይ ናይ ደስታን ሓበንን ዛሪዩ ንብዓተይ ንኣኻ ምውላዳ እዛ ዋዕሮ ሓብተይ ምስጋና ይኹና ጎይታ

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጥፉእ ተቖጠብ ኣይትዛረብ ኩፉእ Tesfamariam Wel. 16/02/2015 Oslo Norway   ገንዘብካ ተጋሒጡ ህዝብኻ ተባሪሩ ህዝቢ ብጥሙዩ ኣብ ስዊዝ ተዓቍሩ ኣለውን ዘይተነግረ ኣብ ጪና ተሃጊሩ ደጋፍ ህግደፍ ጸልሚቱኳሎ ምስጢሩ   ቅበጽ ህግደፋዊ ተስፋ የብልካን ፍልሖ ኣትዩካ ብኸመይ ክትድሕን ክንፊ ዘይብሉ ቁርዲድን ኣንበጣን ዘይምሕሩ ባልዕ ኦሮሞን ደምህትን   ግደፍ ከይትጠዓስ ሕሰብ ኣጸቢቕካ ኣይተቃልሎ ስማዕ ማዕዳ ኣሕዋትካ ሃገር ናይ ኩልናያ ኣይኮነትን ናትካ ተፍቅራ

READ MORE

ካላእ፣ የሃልዎ   በሓቂ ፣ዲየ ኣለኹ  ካላእ የሃልዎ። ናጽነት ክዝመት እንዳ ራአኽዎ፣ ባርነት  ጠጥዑ  ዘይተጸብኽዎ፣ ህዝብና  ክነብዕ  ውሉዱ  ዘክሩ። ኣውያቱ  በዓውታ ከስምዕ ኣምርሩ፣ ዝፈትው   ገንሸል  ትማሊ ከፍሉ፣ እንታይ፣  የዓብስ፣ ቅያ፣ ትማሊ፣  እንተተዘክሩ፣ ኣሎንዶቲ   ቁስሊ  መዓስ  ከ  ቀምሩሩ፣   ትማሊ  እንዳ  በልካ  ኣብ  ትማሊ  ምምባር፣ ከምኡ  ኣይ  ነበረን  ክምከት  ግንባር፣ ዋጋ  ኢዩ  ሓትቱ  ናጽነት  ምትግባር፣ ሎሚ   ክግለጹ

READ MORE

መላኺ   ፍሥሓየ መብራህቱ   ይደርደር ነጋሪት ይነፋሕ መለኸት መልኣኽ ተላኢኹ ሠራዊት ኣምሪሑ ህውከት ተቓሊሑ እቡሽ ወዲ ኣዳም ከም ሕሱም ፈሪሑ ጎይታይ ጎይታይ ይብል ኣኣዳዉ ዘርጊሑ።   ቅዱም ዝኣወጆ ንጹር ቃል መላኺ ህጡር ኃይሉ ብዘይ ሓጹር ይዳሎ ብስቱር ይኣልዮ ብህጡር ይኹን ይኹን ኢሉ ምስ ኣስመዐ ኩሉ ትእዛዝ ምስ ኣዘዘ ሴፉ ምስ መዘዘ ንዝጠራጠር ሰጋእ መጋእ ዝብል በትሪ ሥልጣን ያኢ ኣብ ዝባኑ ሽብልል ከምዛ ቆልዓ ሕዝል።   ዳግም ኣዋጅ ወጸ ንዓቢ ንኡሰ ኣይፋልን ኢሉ ንኡ ዘማዓሸ ቃሉ

READ MORE

ዝኸኣለ ሞት ፈሪሑ ተጸርጊፉ ዓቕሚ ዝሰኣ ድሕሪት ተሪፉ Tesfamariam Wel, 10/02/2015 Norway ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ ምስ ጸገሞ ናነብዐ ከይፈተወ ደም እናጠዓሞ እግሩ ዝመርሖ ዘይብሉ ዝዓደሞ ሃጽ ኢሉ ከደ መሬት ዓዱ ናሰ.ዓሞ   ዕድሉ ክርኢ ከም የሕዋቱ ስደት ኮይና ዕጫ ብጽሒቱ ብህግደፍ ካብ ዝሳቐ ብሂወቱ ዘብሎ ጠፊኡዎ ኣበይሞ ክኣቱ ዓዲ ጓና መሪጹ ዋላ ንሕልፈቱ   በዞም መንእሰይ መን ዘይሓዘነ ብዘይካ ህግደፋዊ ዒባታት

READ MORE

ሃለዋት   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ለይትን መዓልትን እህህታ ካብ ሓው ወድ’ኖ ስቅቕታ ምስ ጓልኖ ሕሜታ ምስ ዓርኪ ጠለም ሕንሕንታ እዚ “ኢለካሎኹ!” ስምዓታ ሕይወትና ተነፊጋ ሩፍታ ካብ ገጽና ሃዲሙ ፈገግታ ካብ ኣስናንና ርሒቑ ፍሽክታ ኣእዛን ግን ጸሚመን ብናይ ጠላዕ ወኻዕታ።   ዘለናዮ ሃለዋት እንተኾነኳ ምሰ’ኅዋት እንተ ጠዓመ’ውን ከም ገዓት ምዃኑዶ ተሪፉ መዓት ወግሐ ጸብሐ ሓዲሽ ለዓት ሕቖና ዝሰብር መንድዓት ሕልፈትዶ ክንብሎ ምጻት ኣድኅነና ፈጣሪ ካብዛ ሕማቕ

READ MORE

ሪም ፍሥሐየ መብራህቱ   ጥሉል ኦም ይዝንብል ኣብ እርጋኑ ዚወድቆ በዓል ነውራም ኣመል መንገዙ ይዓርቆ መንደላይ ኪወዛወዝ የማን ጸጋም ከም ሻምብቆ ቋና ተጠምጢሙ ሰኣን ዚጭፍልቖ ይትረፍ ንረኣዪ ንሰማዒ ይጨንቆ ንመሬት ዓደቦይ ኣነዶ ኪሓምቆ? ሃገር ንመን ቀሪባ ንመንከ ትርሕቆ ሪም የረማርም የብጽሕ ናብ ሕንቆ።   ቆጻር ዓጽመ-ሥጋ ካብ በልኩሞ መስፍናዊ ጽዋ “ወያ እምኒኳ ሓመድ ሱር ዘለዋ ንሓረግ ወለዶይ ንመን ክትህቡዋ?” ወገኑ ዘቃልል ይኽተር

READ MORE

ሕቶ   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ሕቶ’ሎኒ ኣቱም ተሓታቶ ሕቶ’ሎኒ ንበዓል ኵስቶ ሕቶ’ሎኒ ዘይምለሽ ብሕቶ ሕቶ’ሎኒ ኣቱም ተሓታቶ? ቅዋም ሃገር ዘይከሰቶ - ባይቶ ‘ቦታት መን በሓቶ? ሕጊ’ንዳባ መን መጎቶ? ዋሕስ ሕዝቢ መን ዓገቶ? ሠራዊትና መን ኣኽተቶ? ጥሪት ድኻ መን ገበቶ? ደፋር ጎርዞ መን ገዘቶ? መን ከታሪኡ እንዳኡ ዘይኣቶ? መልሲ ሃቡ ኣቱም ተሓታቶ ጎቦ ጎቦ ኣይትንፈሩ ከም ባሬቶ እትው ውጽእ ትብሉ ከም

READ MORE

መኤረምታ እቲ ንዕለት 24-01-2015 ኣብ Frankfurt ብምኽንያት ሓደገኛ ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ካልድ እድሪስ ባህራይ ብግዱሳት ጀርመናውያን ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ተበግሶን፤ ኤርትራውያን ማሕበራትን፤ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 24-01-2015 ክግበር ተመዲቡ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ እቲ ተረኽቦ ምሰቲ ተልእኾ ስለ ዘይተቓደወ ሰላማዊ ሰልፊ ተሰሪዙ ኣሎ። ጊዜኣዊት  ኣዋሃሃዲት    ሽማግለ ተቓውምቲ ሓይልታትን  ህዝባውያን ማሕበራትን 

READ MORE

ሰባር ዕርዲ ራዕዲ!   ቅድሚ ክልተ ዓመት ልክዕ በዛ ዕለት ወዲ ዓሊ ጅግና ገንሸል ናይ ሓርነት ነዝነዝ ምስ ኣበሎ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሸበድበድ ኣትዩዎም ጉጅለ ኣሰለት ህዝብና ክጽበ ራህዋ ምስ ቅሳነት መላኽን ሰዓብቱን ክኣትዉ ኣብ ጻዕረ ሞት ገና ኣሎ የባህርሮም እቲ ናይ ወጥሪ ህሞት!   ኣንታ ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ቅያኻ ዚደግም ተባዕ ብምስኣንና መላኺ ብሕሰም

READ MORE

Open Public Meeting on current Eritrean issues. The London Eritrean Discussion form have organised an open public meeting and all interested Eritreans are welcome   Date: Sunday 25th January 2015  Venue: Initiative for Change Address: 24 Greencoat Place, Victoria, London SW1P 1BE or 1RD www.greencoatplace.org/location Time: 2 pm to 7 pm   Topic for Discussion:   The speakers and

READ MORE

ግራንድ ኦፖኒንግ ኣብ ላስቬጋስ፤ ንዕለት 01/28/15 ናይዚ ወርሒ እዚ ኤርትራውያን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ ግራንድ ኦፒኒንግ(Grand Opennig) ከምዘለዎ ንተቐማጦ ላስቬጋስ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ብመንእሰያትን ዓበይትን ተቐማጦ ላስቬጋስ ዝተከፈተ ድልዱል ኮሚዩኒቲ ንኩሎም ኤርትራውያን ዓመተ 2015 ዓመተ ሰላምን ራህዋን ክትኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ እንዳገልጸ ንዕለት 28 (ሮቡዕ) ዓቢ መኽፈቲ (Grand Opennig)ከምዘለዎ

READ MORE

ወገን ፍሥሐየ መብራህቱ   ሃገርና ኤርትራ ንዀርዓላ ዓዲ ብስጉሚ ትስገር ንእሽቶ ከም ዓውዲ ብዙሕ ዝኣስማትና ደቂ ሓንቲ ከብዲ ሓቢርና ንስሰ ካብ ሓደ መኣዲ ውቁብ ዝባህልና ንጋሻ ኣንጋዲ ባህረትና መግለጺ ዘጥረናዮ ልምዲ ብሓባር ጸሪግና ናይ ሰላም መንገዲ ብደም ሰማዕታትና ኣጠጥዕና ጕንዲ ናይ ዓመታት ሕልሙ ፍልልይ ኪወዲ ሓዊ ኪጠብሰና ደፊኑ ብሞግዲ ነዚ ሽፍታ መሮር ሓራዲ ጎማዲ ንዑ ነጠፍሾ ብኣና ነጋዲ።   ሃገረ-ቃልሲ’ወ ንእሽቶ

READ MORE

“ሓንጎል”   ሓንጎል የብልካን፡ ሓንጎል የብላን/የብሉን ክበሃል ሰሚዕና ንኸውን። በሃላይ/በሃሊት ከአ እቲ ቆፎ ርእስና ባዶ ከምዘሎን፡ እቲ ቀንዲ ኣድላዪ ሕዋሳት ኣካልና ክሰርሕ ዘድልዮ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ክፋል ሰውነትናን ዘንቀሳቅስ ሞተር ካብ ቦኸሮን ጎደሎን፡ ህየውትና ትርጉም ዘይብሉ ምንባር (Under Vegetation State) ምስ ኣተኻ፣ ንሽሙ እስትንፋስ ህይወት ስለዝህልወና ንነብር

READ MORE

ሰለስተ ወሎዶ ኣብ በረኻ                    ዕለት 8.1.2015 ሪኢናዮ’ንዲና  ዋርሳይ ይካኣሎ ተዋሃሂዱን ተሳኒዩን ክራጋረግ ከሎ ናብ ጎይታን ፣ ጊላን ድኣ መን’ዩ ዝቐየሮ፧ እቲ ጠላም ስንኩላት ዝመልዓሰ.. ብጾቱ ዘሕቅቕ ዘሎ ኣብ ዒራዒሮ   ሕጂኸ እንታይ ኢና ክንሰምዕ፧ ዝኮበለለ ሽማግለ ብደቁ ክስላዕ ክሕየር ክዳጎን ክበኪ ክነብዕ ዘርሞ ዘርሞ ቀዉዒ ቅጫ ንከይብላዕ ነቲ ትወን ዝሃበ ኣምላኽ.. ዶኮን መሲልዎ ምሳና ዝቅጻዕ እኽሊ ደርቢኻዶ

READ MORE

ቋንቋ ፍሥሐየ መብራህቱ   ቋንቋ ኢዩ መዛረቢ መላዘቢ መቃረቢ መዋሰቢ መዋለዲ መዛመዲ መካየዲ መጻመዲ መናገዲ መማለዲ መፋቐሪ መካበሪ መናገሪ መፈከሪ መማኸሪ መነጸሪ መዋስኢ መጻብኢ መካትዒ መራትዒ መሞገቲ መነየቲ መፈጸሚ መለበሚ መሳነዩ መዛተዪ መወደሶ መሞገሲ መዋቐሲ መባኣሲ መሸምገሊ መጋላገሊ መሰንገሊ መዓንገሊ መፍለይ ቋንቋ ዘረባ መፍለይ ጸጕሪ ወለባ።   ቋንቋ ኣውጺኦምሉ ንዘረባይ በዓል በሊሕ ቀርኒ

READ MORE