Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተካል መሬት ፍሥሓየ መብራህቱ መሬት ኣላትኒ መሬት ናይ ዓደቦ ቆላኣን ደጋኣን ክሳዕ ጸግዒ ጎቦ ትፈስስ ነበረት ጸባ ምስ ኣጅቦ ትሕፈስ ነበረት ዓዲ ትቕልቦ ዓይኒ ኣውዲቖምላ ኵሎም ሰብ ጎዶቦ ወጸላ ሽዕበታ ስኢኑ ትኳቦ።   ኣላትኒ ክብል ዚውንና መሬት መናበሪ ገዲፋ ኮይና መናገሪት ጎልጎል ዝነበረት ኮነት ጠረር ህረት ድዃ ዝነበረት ተፊኣ ጸጸር ኵረት ኣይትድረት ኣይትጅረፍ ቃድራ ኢልካ ኣይትግደፍ ሓጋይ ኮይኑ ኣትይግረፍ ኣየት ኣትዩ

READ MORE

  ሓው ታደሰ፡ “ስኽፍታ ኣለኒ’ሞ” እኹል ድዩ? ብዙሕ ናይ በላሕቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ጽሑፋት ብምንባብ ተማሂረ ርእይቶ ክህብ ክፍትን’የሞ ኣንበብቲ ትሕዝቶ በኹሪ ጽሑፈይ ክትርድእዎ ተስፋ እገብር። ኣቐዲመ ንሓው ታደሰ ኪዳነ ብናይ ገድሊ ጅግንነቱ ጥራይ ዘይኮነ በቲ ዘቕርቦ መሃርን መሳጢን ጽሑፋት ምስኩሉኹም ጸሓፍቲ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣስዒበ’ውን ታደሰ፡ እቲ

READ MORE

  ብደወል “ዓርቢ ሓረነት’ዛ ልበይ ተሰቕለት! ብደወል “ዓርቢ ሓረነት” እዛ ልበይ ተሰቕለት! ‘ኢድ ጸናሒት ሸናሒት’! ከም ዝተባህለ ብቐዳሞት ናባይ ተመሊሳ ጥልመት ትደናደን ኣላ ክተጽድፈኒ ናብ ደልሃመት ኣብ ሰማይ ዘሎ ጽሕፍቶኻ ዘይተንብብ! እናበለት መርገም ኮይኑ’ሎ ነዚኣ ዝመሃዝኩላ ዕለት ከምታ ንዓመታ ዝጽለል ሎሚ እምኒ ይድርቢ ዝተባህለት ክስዕረኒ ጀሚሩ’ሎ ጽላለ ከልበትበት መዓልታ ቆጺራ ናባይ ትመስል’ያ ዘላ ጥልመት የምበድብዳ ከኣ’ሎ ደወል

READ MORE

ጥርሙዝ ህግደፍ!   እቲ መላኽስ'ኳ ብንግሆኡ ንስልጣን'ዩ ናብ በረኻ ወጺኡ እቶም ዕሱባት ግን ዘለዉ ምሳኡ እዞም ኩሎም ሰማእታት ከምዘየሰውኡ ህዝቢ እናበረሰ ካብ ሃገር ጠፊኡ እንታይ እዩ ዓኒዱዎም ትም ኢሎም ዝሪኡ!?   ረብሓ'ዩ ከይንብሎ ንሽመት ሰሲዖም ይምቊሑ ኣለዉ ስልጣን ተመንዚዖም ሰበ ስልጣን ምልኪ እንታይ ዳእዩ'ሞ ጉዶም ሞቶም ዝጽበዩ ተዓኒዶም!   ኣንታ እንታይ እዩ ጉዱ እንታይ እዩ ብልሓቱ ወዲ ሰብዶ ይዓውር'ዩ ምስ

READ MORE

ለይቲ ፍሥሐየ መብራህቱ እቱ ጸልማት ለይቲ - ሥርዓት ሒዙ ተኸቲሉ ወቕቱ ከዋኽብቲ ሰማይ - ዕንቍ ሽልማቱ ወርሒ ለይቲ ኵትሻ መዳምቕቱ ደመናን ማይን መሳንይቱ ንፋስን ማዕበልን መማኽርቱ ግርማ’ሎዎ ኣኽቢሩ ሰዓቱ:: “ለይቲ ሓራሳት” ማለትሲ እንታይ መሠረቱ? ስቅያት ሕዝብና ኣበይኮን ደረቱ? ዕራርቦ ጸሐይ ይስሕቃ ወኻሩ ዝብኢ ይቐትል ጸላም ተኸዊሉ ጸልማት ተጐልቢቦም ይሰርቁ ጕሓሉ ንተዅላዶ ትብሎ በጊዕ ሓሉ ንወኸርያዶ ትብሎ ማሕስእ ሓሉ ንዝብኢዶ ትብሎ ምራኽ

READ MORE

ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ

READ MORE

Open public debate on current issues: The London (discussion) Facilitators Group presents three prominent speakers to debate on the types of change that our country requires. The speakers will be: 1 - Suleiman Hussein (Cidrie) "The need for a peaceful political reform". 2 - Amanuel Eyassu (Assenna) "What we need

READ MORE

ጽባሕ ፍሥሐየ መብራህቱ ወግሐ ጸብሐ እጽበ: ክጽብቕ ዕድለይ - እንተሓሸለይ ጽባሕ ንሰማይ አንቃዕሪረ - ክርኢ ኮኸብ ጽባሕ ኮኸበይ አንቢበ ክፈልጥ - ዘምጽኣለይ ጽባሕ። ሰባት ክፈርዱ ላዕሊ ላዕሉ - ገለ ይብሉኒ ቅርሱስ ዘይኰነሉ ገለን ይብሉ ሃካይ እንድኣሉ - ገለን ይብሉ ተካል ዚኣመሉ ገልን ይብሉ መርገም ተዓዲሉ - ሕመቖም ሓቢኦም ብኣይ ይዋዓሉ። ኣነ ግና - መሬት ዓሪቡኒ

READ MORE

ዕዉት መስራቲ  ጉባኤ ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna)   ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) - ሽወደን፡ ብሰንበት ዕለት 16/11/2014፡ መስራቲ ጉብኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ በቶም ተበግሱ  ጥርናፈ ኣብ ዝተወስደሉ ኣኼባ ዝቖመት ግዜያዊት ሽማግለ ብእንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ተኸፊቱ። መስራቲ

READ MORE

ነቲ ኣኼብ ብረድዮ ማሕበረ ስቦም ንኹሉ ኤርትዊ ምዄኑ ኣዊጅኦም። ደላይ ፍትሒን ሓደስት ስደተኛታትን ኤርትራውያን ተቀማጦ ዮተቦሪ  እዚ ኣኼባ´ዚ ንኹሉ ዝምልከት ኣኼብ እዩ ብማለት ኣብ ሰዓቱ (ልክዕ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ) ተረኺቡ። እቲ መኤከቢ ቦታ ግን ዓሰርተ ዘይኮኑ ካብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝተኣከቡ ሰባት ዝተደመሮም ሸውዓተ ፖሊስ

READ MORE

ነቒዙ፡ ቆሚሉ፡ ሓሲኹ፡ ቆርዲዱ፡ ሓቢቡ፡ ዓስዩ፡ ሰቢቡ፡ ከሪሱ………. ኣብ ኣካዳሚያዊ ትርጉም’ዃ እንተዘይኣተኹ ግን ብዙሕ ዝዓይነቶም መጸይቲ ኮ ኑ ካልኦት በላዕተኛታት ከም ቁማል፤ ጣንጡ፤ ከርሰ፤ ሓቢ፤ ቁርዲድ ዝኣመሰሉ ከምዘሎ’ውስ እፈልጥ። ንሳቶም ምንም ከይሰርሑ ኣብነብሲ ግዳያቶም ሰፊሮም ደም ኮነ ካልእ ስሩሕ መግቢ እናመዝመዙ ስለዝነብሩ “በላዕተኛታት” ወይ “መ

READ MORE

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቕ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መምበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ  ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ

READ MORE

ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ሕዳር 16, 2014 ጀሚሩ ናይ ረድዮ ፈነወ ከምዝጅምር ንሰማዕቲ ከበስር ይፈቱ። እቲ ናይ ፈነወ መደብ ኣብ LOVE 860AM ዝፍኖ ኮይኑ፡ ነብሲ ወከፍ ሰንበት ካብ ሳዓት 5፡00ድ.ቀ-6፡00ድ.ቀ

READ MORE

ኅልና ፍሥፍሐየ መብራህቱ ኅልና- ተጸኒሳ እትሕረስ ተወሊዳ እትዓቢ ተዀስኵሳ እትፈሪ ከም ዓይኒ-ማይ እትዛሪ ምስ ኣኸለት እትናቢ ብርግጽያ ህያብ ረቢ። ህላዌኣ - ረቃቕ እያ ዘይትርአ ዓቲርካያ ዘይትጭበጥ ስኢንካያ ዘይትቕበጽ ተቐቢራ ዘይተጽቅጥ ርሻን ኮይና ዘተቕበጥብጥ እርንብቲ’ያ ረዛን ቀጥዐ ዘይትውሓጥ ብስስዐ። ብባህረታ- ነእምሮና ዝተመኖ ከም ወርቂ’ያ እትመዝኖ ካብ ልሳንና ዚዛረየ መትረብ እያ ሰልኵ መስኖ ኣብ ልባትና ዝተኣልከ ተዓብዒቡ ዚጠጀአ ዓፍዓፍ ኢሉ ዝገንፈለ መዅባዕቲ’ያ ጸባብ መንፊት ጸጸሚቛ ትዕቅኖ ዕሽነትና ዚበተኖ ትእክቦ ኣብ ማዕከና’ያ ትኸድኖ። ግንከ - ቀናእ እያ ተኣናፊት ረኻሲት’ያ

READ MORE

ዝባን ፍሥሐየ መብራህቱ ዝባን መሰረታ ቈላ ዓንዳ ቍልቍለት ናሕሳ ዓቐበት ክብ ዝበለት ዋላ። በራኽ ጠረር ሰማይ ጠቀስ ጎቦ ግመ ዚሸፈና ግርማ ዚዓሰላ ኣለዋዶ መዳይቦ? ዓቐብ ትልኽ ክሳድ ህትፍ ከተፍ ንደጋ ጽላል ህድሞይ ፀሐይ ኣብ ምድማቓ ጠሊ መሬት ድቋ ተጸሚቛ ዋንጫይ ጭልጥ ከርክብ ዕዳጋ ውረድ ደይብ ክብል ምስ ወዲ ሃገር ዜጋ። ባህጊ ልቢ ሰውሒ ጎልጎል ሻኻ ባህታ ዓይኒ ቀጠልያ ኣዝመራ ዳጕሳ ጣፍ-ሓጋይ ምስ

READ MORE

መልቀስ!!!!!! ድሓን ኩን ዶክተር ተወልደ ወዲ ባካሮ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ወየ!!!ወየ ኣነ!!!!ወየ!!!!ኣነ!!! ሓርበኛ ሃገረይ እምበር ስነ!!!!!! ወየ!!!ኣነ!!!!ወየ ኣነ!!!ሓወይዶ! ሲኢነ!!! እንታይ ተረኹቡ ሎሚ ቕነ ኣይነበርኩን ኣብ ዓዲ ዋይ ኣነ ዋይ ኣነ ምሉቕ ኢሉዶ! ኸደ እዚ ብዓልቅነ እዚ ጅግና!! ፍትሒ ኸምጽእ ዝወጠነ።   ኣንታ ዶክቶር ብዓል ሎጎ ጭዋ ብዓል ዓቢ ታሪኽ ወዲ ድባሩዋ ወዲ እዞም ለባማት ናይ ኩሉም ሎቦዋ ኣብ ማይ ላሓም ሕጊ  ሓገግዋ!! ንኹሉ

READ MORE