Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣቃልቦን ክከላኸሎን ምሕጽንታ ንምቅራብ ንኹሉኹም ኤርትራውያንን ዘኤርትራውያንን ምሳና ከተምስዩ

READ MORE

ህግደፍ ኣሕነቕኒቑ!   ኣብቲ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 53 ዓመት ሳህር (ባሕቲ) መስከረም፡ ኣብ ድሮ ባሕቲ መስከረም ብካድራት ህግደፍ ኣብ ሲነማ ሮማ ዝቐረበ ምርኢት፡ ሓንቲ መልቀስ ሞት ውሽማ ዝዓይነታ ሙዚቃዊት ድራማ ተዓዚበ። እወ፡ መዘምራን ህግደፍ፡ ነዛ 'ህግደፍ' እትብሃል መንጠሊና ካብ መጠን ንላዕሊ ከም ዝፈንፈኑዋን ከም ዝተጸየፉዋን፡ ብኣንጻሩ ድማ

READ MORE

ተዛረቢ መስከረም መስከረም እስከ ተዛረቢ ኣበይ ኣለዉ እቶም ደቂ ህዝቢ ሓንቲ ሕልሞም ኤርትራ ክትዓቢ በጃኺባ ንዒ መልሲ ሃቢ ተወንጂልኩም ኣፍኩም ብዑቡሱ ኩሉ ተገዲዱ ኣንጻርኩም ክሕሱ ሕልንኡ ዝሸጣ ብፍትወት ናይ ነብሱ ንሱ ወንጀለና ተከሳሲ ክነሱ እቲ ከሳሲኩም እቲ ወንጀለኛ ብማዕከናት ዜና ዝመሰለ ሓቀኛ ብጅግንነትኩም ዝመሰለ ሓርበኛ ዕርቃኑ ወጺኡ ምዃኑ ናይ ህዝቢ ደመኛ ወይ ታሪኽ ዘይተናሕሲ በትሪ ኣቃሊዕካዮ ሰራቂ ብቀትሪ ኣጋሊጽካዮ እቲ

READ MORE

    ኣንታ ሓወይ ሰብ ዲኻ ህግደፍ? ሰብ ተኾንካስ ንህዝብኻ ተሰለፍ Tesfamariam W/giorgis 01/09/2014 Oslo Norway ሰብ ተዝኸውነዶ በዚ ሎም መጣቕዐ ሕልና ተዝህልዎ ምስ ህዝቡ ምተሰርዐ ክንዲ ዝድንግጽ ህዝቡ ደም እናነብዐ ጓይላን ኮቦሮን ኣቐዲሙ ህዝቡ ዝረስዐ   እንኳን ሰብ ኣድጊኳ ንዘርኣ ዘይትጭክን ህግደፍ ኩፉእዩ ግን ኣይከም ሎምዘበንን ጸሊም ታሪኽ ገዲፎም ናይ ዘለኣም ሓዘን ኣብ ሓንጎልና ተሰሪጹ ዘመዝገብካዮ ገበን   ተገብረ ጌና

READ MORE

ወድና ሰገን ክብርኣብ፣ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ክብርኣብ ተኽለግዮርጊስን፣ ካብ ኣዲኡ ወሮ. ኣስመረት ሓጎስን፣ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካሊፎርንያ፣ መስከረም 5, 1991 ተወሊዱ፣ ድሮ በዓል 23 ዓመት ዕድሚኡ ከኣ ብድንገታዊ ሞት ነሓሰ 28, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዓሪፉ። ንረቡዕ 03 መስከረም 2014 ሰዓት 10፡00 ቅ፡ቀ ኣብ ኪዳነ

READ MORE

ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት!   እዞም ደቂ ህዝቢ፥   'ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምሉእ ሓርነት' ንኹሉ ገምጊሞም ዘለናዮ ኩነት ኤርትራ ምስ ህዝባ ንኽትረክብ ድሕነት ዋጋ ከም ዘድሊ ክቡር መስዋእትነት፡ *ከተያ ክረክብ መግዛእቲ ባርነት          *መዕጸዊ፡ መዛዘሚ ኩልና ክንጥርነፍ ኣብ ጽላል ሓድነት ይጽውዑ ኣለዉ ከብቅዕ ምልክነት!   *ሃጥር ብምስኣኑ ደማሒ ዚቕንጽል   *ጅግና እንሆ ጥፍኣትና ብዕጽፊ ይቕጽል ኣብ ሑጻ ንቕበር ኣብ ባሕሪ ንጥሕል ብዙሓት ክነብዑ ውሑዳት ንዕልል፡ ኣብ ሓደ

READ MORE

  ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል Tesfamariame W/giorgis 17/08/2014 Oslo Norway ህግደፋውያን ተማዒዶም ዘይሰምዑ መርከብ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ ተሰምዑ ንሓዘን ናብ ደስታ ቀይሮም ዝስዕስዑ ዎኖም ዝልዓሎም ህዝቦም እናጠፍኡ   ህግደፍ ተንኮለኛ ኣርዮስ ተካል ግብሪ ኣብ ክልተ ደምበ ገሚዑና ኣትዩናቁሪ ሓደ ወገን ተባዕ ብህዝቡ ተስቆርቋሪ ትሓደ ወገን ድማ ፈሽኳል መቀባጠሪ   ኣቲ ወርቂ ሕልማ ደረቕ ኣቻዮ ማህጸና ድህልቲ ውቃቤ ጋኒን

READ MORE

እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብዘተፈላለየ መልክዕ መጋበርያ

READ MORE