Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መሶብ ፍትሒ!   እዛ መሶብ ፍትሒ *ሊሰዩም ኣሰና           *ኣስተምህሮታት ዚወሃበሉ ፍሉይ ኣዳራሽ እዛ ደብተር ኩሉ’ወ ገላጺት ሓሳብና እዛ ልሳን ውጹዓት እተድምጽ ቃልና እዛ ሜዳ ቃልሲ ሰውራ ሓርነትና ኣጽዋር ከይጎድላ ዋልታ መኸተና          እጃምና ከነወፊ ከም ዓቕሚ ጁባና ሕድሪ ትብል ኣላ ናይ ቃልሲ ደጀንና!   ሃየ በሉ ኣሕዋት ሻማ ሻማ ንበል ድምጽና ቀጻሊ ከንጎድጉድ ብማዕበል ሓደራ ውፉያት ሎሚ ሓቦ ንበል ምልኪ

READ MORE

ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ብዙሓት ኤርትራውያን፣ ቅድሚ ወርሒ ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ምስ ዝተበገሰት ጃልባ ናይ ዝነበሩ ስደተኛታት ቤተሰቦም ደሃይ ከምዘይረኸቡ ብምጥቃስ ሻቕሎቶም ክገልጹልና ቐንዮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ሓበሬታ ዘለዎ፣ ሰብ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓዲ ጥልያን እትርከቡ ግዱሳት ነቲ ጉዳይ ተኸታተሊኩም ጭቡጥ

READ MORE

BRING THEM HOME! (ንገዛኦም ምለሱዎም!)   ዚብል ብዓቢ ሆሄያት (ፊደላት) ዚተጻሕፈ ጽሑፍ ኣብ ኩሉ ምንቅስቓሳተይ ምስ ነበብኩን ምስ ሰማዕኩን’የ ነዛ እትስዕብ ጽሕፍቲ ንክውርቕ ተገዲደ።   ጉዳይ ናይዞም ኣብዚ ዝሓለፈ መበል 29 ሰሙን ናይ ዓመተ 2014 ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ብሮኬት ተወቒዖም ምስ ነፋሪቶም ናብ መሬት ወዲቖም ዝሃለቑ 298 ሰባት፡ ንዓለምና

READ MORE

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014 Ministers and officials of the Government of the State of Eritrea; Members of the Diplomatic Corps; Fellow Americans; U.S.

READ MORE

ህዝብና ከይንውጽዕ ምስ ሓራዲና አይንሳዕስዕ Tesfamariame W/giorgis 25/07/2014/Norway ጓይላ ንጓይላ ኮይና ተሪፋ ህግደፍ ዘይምሕር ሕማም ጸላኢና ይጎነፍ ንኣዳም ገረሞ ስንፍና ናይ ህግደፍ ሬሳ ረጊጾም ናብ ጓይላ ሃንደፍደፍ   ኣቲ ከውሒ ልባ ንጽጉም ዘይትሓሊ ደቃ ዘጥፍአት ትነብዕ ንሰኺ ትኳሓሊ ኣየሕፍረክን ምስ ደቂደቅኺ ክትዕውሊ መሕፈረኪኳ ምስ ሕጻና ቆልዑ ክትዘሊ   ዕድሚኤን በሊዑ ህግደፍ ዘጎበጠን ዕለተን ዝወደቐ ተጠቒሙ ዝደርበየን ነብሰን ዘተዓሻሽዋ ቅብኣት ተለኽየን ቆናጁ ክመስላ

READ MORE

ሕልፎት ቦሎኛ ባዕለይ ክሓፍረልኩም               ብ መስፍን ባህልቢ  ተራእይኩምድዩዝላወይዕንደራ ሬሳኣሕዋትኩምዶኣይኮነንእዚኩምራ እንታይመምጽኢኹምንቦሎኛ ክትሕተቱይግባእብሕጊብዳኛ ሕልፎትዶተላኢኽኩምወራድመርዓ ዶስቅዱስዮሃንስጥምቀትቆልዓ ብትእዛዝእዩኰይኑእንዳህግደፍጓይላ ይዋእክን እባ ብኣዋጅ ትዕልላ ሕሊናኹም ዝሸጥኩም ብዓል መስከብ ቦሎኛ እንተበሎም ኵድም ኣብዛ መርከብ ግዳያት ላምፓዱዛ ከይለበሱ ሓመድ ኣዳም ሬሳ ተጐዝጕዝኩም ትስዕስዑ ጭፍራ ነውራም እዚ ፈርዖን ሓለቓተዃሉ ኣዚዝኩም ቦሎኛክትድብሉ ሬሳ ኣሕዋትኩም ሓሪምዎ ሓመድ ዓደቦ ብዓል ሰንፈላል ተራእይኩም ሎጋው ስቦ ዘይሓተትኩምግን “ስለምንታይ “ ኢሳያስዝበላስኵላእሺጐይታይ ልሳንህዝቢዶ ኣይነበርኩምንኣብሳሕል ከም ምእዙዝ ከልቢ ኣብ ዘእተወኩም ምጥሓል እንታይደለሕፍረትእንታይደለጋዶ ጀጋኑዶኣይነበርኩምንኣብማዓሚዶ ስለ

READ MORE

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation                             För demokratiutveckling   Call for protest Operation Occupy ”HGDFS Festival In Stockholm”   The Swedish- Eritrean partnership for Democracy/ SESADU calls all concerned Eritreans to a huge rally protesting the” Festival” that elongates the Eritrean people’s suffering under the brtual regime. The PFDJs Festival that will be held

READ MORE

ሰብ ኣብዛ ዓለም ነባሪ ኣይኮነን። ኩሉ በብጽሕፍቶኡ ይሓልፍ ኢዩ። እገለ ዓሪፉ ኣብ ዝበሃለሉ እዋን ግን፡ ገለ ታሪኽ ወይ ውዕሎ ንምዝካር፣ ዝን ምባል ልሙድ ኢዩ። ቅድሚ ሒደት ሳምንታት መርድእ እቲ ሃገራዊ መልህቅ ኤርትራውነት ዝነበረ ነፍስ-ሄር መዋእል መብራህቱ ተሰሚዑ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/A-habtemaryam_Mewael.pdf"]  

READ MORE

ኣቱም መጣቓዕቲ *ኣተና ዘይብልኩም   *ሓሳብ፡ ዕላማ ነዚ ውፉይ ዜጋ ኮማንዶ ሓርነትኩም በታ ክንቲት ደርሆ መሽረፈት ኣቢልኩም ምስራሕ ክትከልኡዎ ስሙ እናኣጸለምኩም ሰላም ዘይትቡዎ እንታይ እዩ ጌሩኩም!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Mesinas_Asena_14.pdf"]  

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ሳልሳይ ዳግመ-ርኽክብ ገዳይም ተጋደልቲ  ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ። ኣብ ከተማ ኣትላንታ (ጆርጂያ)፡ ካብ ሰነ 27 ክሳብ 29 2014፡ ሳልሳይ ዓመታዊ ርኽክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሳላሲሉ።  ውህሉል ናይ ሓባር ተመኩሮታት ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍ ንምስናድን ብመንጽር ዝተፋላለየ ኣረኣእያታትን ተመኩሮታትን  ንምድህሳስን ትርጉም ንምሃብን ዝዕላማኡ ዳግመ- ርኽክብ፡ እዚ

READ MORE

ዘፋነኻዮ ጋሻ ኣይመለስካ! ጉድ ረኺባ ቦሎኛ ደንጹዋ’ሎ ደንጺዩዋ ዘፈነዎቶ ጋሻ ብሑጋ ተመሊሱዋ ሰብ ምርጋጽ ዝለመደ ኣብ ሳዋ   ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን ቀዳሞት ‘ዘፋነኻዮ ጋሻ ኣይመለስካ! ምባሎም ስለ ዝፈለጡ’ዮም ከም ዘስዕብ ጥፍኣት ህዝባዊ ግንባር ከሎ ዝገደፋ ቦሎኛ ብኽብረት ህግደፍ ምስ ኮነ ንቦሎኛ ምልስ ምባሉ ብድፍረት ወይ ዕብዳን ኢዩ ወይ ንዕቀት ሕስረት’ዩ ታሪኻዊ ውርደት ናይ ጥዕና

READ MORE

  ህግደፋውያን ጉዶም ፈሊሑ ካብ ዝድግፎም ዝቛወም በዚሑ Tesfamariam W/Giorgis 05/07/2014 Norway ኣንታ ናይ ሎም ዘመንሲ ንበይናያ ከካብ ዘላቶ ተኣኪባ ፍትሒ ደልያ ተቓውሞ ከርኢ ኣብ ቦሎኛ ኢታልያ ዓገብ ሬሳ ረጊጽክን ክብለን ንዝላሃያ   ኣውራ ዘሐጎስና ዘሎ ናይ ሎም ዘመን ዓበይቲ ዓዲ ዝተኻፈሉ ምስ ሙሁራን ተበራቢሮም ህዝብን ሃገርን ንምድሓን እዚ ምልክት ውድቀትዩ ንህግደፋውያን   ብድያቆናት በቕሽሽቲ ብሸኻት ተዓጂቡ ህዝቢ ጥልያን ናይ ሕልና

READ MORE

ቅንያት ‘ሃገር ጥራይ ትሃሉ’።                   05-07-14፡ ከምቲ ናይቲ ጨጓር ከልቢ፡ ወያ ‘ኣላትና’ እንብላ ሃገርና ምህላዋን ዘይምህላዋን ካብ እንስከፈላ ሓያለይ’ዃ እንተሓለፈ፡ እንሆ ድማ ሎ ሚ ደረጃኡ ብዘየገድስ ኩሉ ኣባል ህግደፍ ኣውራ ድማ ሰበ-ስልጣናትን ኣለዉ ዝበሃሉ ስነ-ጥበበኛታትን ብእግሪ ኣያ ዑቕባይ ንንግደት ቦ ለኛ ክጽንበሩዎ እንተተኣዘዙ ግደፍ ከምቲ ቀደሙ “ሳላ’ዚኦም

READ MORE

  ብሓቆም ድዮም ዞም ኣሕዋትና ፈስቲቫል ከብዕሉ ናብ ቦሎኛ ንግደት ዓያሹ ሃገር ዘበላሹ Tesfamariam W/giorgis 25/06/2014 ህግደፍ ኢዶም ዘርጊሖም ክጽበዩ ቀደም መሲሉወም ገንዘብ ክኣርዩ እንተረኸቡ ገለ የዋሃት ዘይሰልቸዩ ወይቅር ዝበሎም መንነቶም ዘየጻረዩ   ኣብ ቦለኛ ኣብ ዳስ ህግድፍ እትካፈሉ ሓደገኛ ምዃኑ ብረቂቕ  ኣስተውዕልሉ ግዜ ኣኺሉ ዓማጽን ሓቀኛን ዝፈላለየሉ ትንገሩሎኹም ኣይሰማዕናን ከይትብሉ   ህግደፍሲ ኮነ ኢሉዩ ብህዝቡ ዝጣላዕ ንዓኹም ሒዙ ንበዓል ሓንጎሎም ነቓዕ ኣጽኒዑ

READ MORE

መልቀስ ንመምህር መዋእል መብራህቱ!!!!!!   ወየ!! ኣነነ!!!!!  ወየ ኣነ!!!!!! ወየ!! ኣነ!!!!!!! ኣብ ካሊፎርንያ!!! ኣይጥዑምን ወረ ኣብ ሳንድያጎ!! ኣይጠዓመን ወረ ኣብ ኣመሪካ ተረኽበ ሓዘን ዝመረረ ኣንታ መንእዩ? መርድእ ዘበሰረ መምህር ናይ መማህር ዓሪፉ ሓደረ።   ኣንታ! እንታይ ተረኽበ ሎሚ ቕነ መምህር መዋእል! ከይዱ ወርሒ ሰነ ሓረስታይ ዓድና ዝዘርኣሉ ረኸበ ሰኣነ ኣይጥዑምን  ወረ ናይ ለንቀነ መምህር ጽዒሩ ንፍትሒ ከይቃዘነ።   መምህር መዋእል ተስፋ

READ MORE

ኢሳይያስ ንባዕሉ ክኸይድ ኣለዎ ዓዲ ወርሒ!   ዲክታቶር ኢሳይያስ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ተሓቲቱ ኣብ`ቲ ቅኑዕ መልሲ ኣብ ክንዲ ዝኣቱ ንዕኡ ሰጊሩ ካብ ኣርእስቱ ናብ ካልእ መዓዝን ቀይሩ ኣንፈቱ ነዊሕ ተጓዒዙ ከም ዕቡድ ሃውቲቱ፣   እቲ ዝነበረ ክውን ሕቶ ኣብ`ዛ ሃገር ስርዓት ዲሞክራሲ ንኽተኣታቶ ዝብል ወኸሰ`ዩ ብእኡ ዘይፍቶ፡   ንሱ ዝሃቦ ቃል ብኣሽካዕላል ዲሞክራሲ ዝደሊ እንተ`ልዩ ይኺድ ዓዲ ወርሒ`ዩ ዝብል።   ናይዛ

READ MORE

“ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተሞተ’ኳ፡ ብሕይወት ክነብር እዩ” (ወን. ዮሓ. 11፡ 25)። ክቡራትን ክቡራንን ፈተውቲ፡ ብሞት ኣዚና እንፈትዎ ኃውና፡ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ፡ ዝተሰምዓና ሓዘን መሪር እዩ። ፍቁር ገብረዝጊ፡ ብ 1951 ዓ/ም/ግ (1959 ዓ/ፈ) ኣብ ዓደንጎፎም (ጽንዓደግለ) ተወሊዱ፡ ብ 3 ግንቦት 2006 ዓ/ም/ግ (11/05/2014 ዓ/ፈ)

READ MORE

ንዝኽሪ ክቡር  ሐርበኛ አቶ መዋእል መብራህቱ ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መንግስታት አሜሪካ (ሳን ድየጎ) 20 ሰነ 2014   አቶ መዋእል መብራህቱ ካብ ዕድመ ንእስነቶም አትሒዞም፣ አብቲ ምእንቲ ኤርትራ ዝተኻየደ ነጻነታዊን ሐርነታዊን መሪር ፖለቲካዊን ብረታዊን ተጋድሎ፣ ናይ ነዊሕ ዘበናት ሐርበኛ ተቓላሳይ ነበሩ። ብኽእለቶምን ብቕዓት ቅልጥፍናኦምን ዝልለዩ በሊሕ፣ አብ ጊዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ

READ MORE

ምኽርኹም ሃቡና!   ከምቲ ንቡር ቀብሪ፡ ወግዒ ዘይረኸብኩም ሬሳኹም ዓጂብና ዘየፋነናኩም፡ ኣብ ጎቦን ስንጭሮን ኣብ ኩሉ ዘለኹም ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም መላኽን ሰዓብቱን ጠሊሞም ሕድርኹም መከራ ኣጽጊቦሞ ብሕሰም ህዝብኹም!   ብመሬትን ባሕርን ህዝቢ እናኣባረሩ ካብ ሕድሪ ራኢኹም ሓንቲ ከይተግበሩ ሬሳኹም ረጊጾም ደፊሮም ንኽብሩ እዞም ጠለምቲ ሕድሪ ምንም ከይሓፈሩ ዕውት ስርሒትኩም ውቃው ክዝክሩ ኣረቂ ምስ ዊስኪ ሰትዮም ክዕንድሩ ኣብ ሳሕል ሓዲሮም

READ MORE

ህግደፋዊ ሰብ ድዩ ብዕራይ ዋላ ንጥፍኣቱ ዝብሉ ሕራይ Tesfamariam W/giorgis 19/06/2014 ህዝብኻ እና ሃለቐስ ናብ ጓይላ ብጥልሉ ሬሳ ተጓሒፉ ኣብ ዒላ ተራእዩኳ ድዩ ኣብ ልዕሊኡ ዝላ ወለዲ ተሰምዓስ እንታየን ክብላ   ኣንቱም ጨካናት ጥሪት ህግደፍ ሕማም ተላገብ ጉልሓይ መንደፍ ደስታ ዝስምዖም ህዝብና ክቕዘፍ ንግዜኡ ተላገጹ ላክሳብ ዝሓልፍ   ፍርሕን ራዕድን ጭካኔን ከይ ነገሱ ከይ ሳዕረረ ምስ ህዘብኹም ተመለሱ ግዜ እንተወሲዱ ኣይርከብንዩ

READ MORE