Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Reporters Without Borders (www.rsf.org) Press release 23 September 2014 ERITREA Swedish prosecutor abandons journalist imprisoned in Eritrea The prosecutor has declined to pursue the case of a journalist with Eritrean and Swedish citizenship held in Eritrea since 2001 Reporters Without Borders is appalled that the Swedish judicial authorities are abandoning Dawit

READ MORE

እቶም ሊብያውያንን ኤርትራውያንን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት፣ ናብተን ውሕስነት ዘይብለን ሰሙናዊ ካብ ክባቢ ትሩብሊ ተላዒለን ናብ ደሴት ላምቤዱዛ ዝጉዓዛ ጀላቡ ንኽሳፈሩ ኣቐዲሞም  1,200 ዩሮ (1,200 ፓውንድ) ክኸፍሉ ከምዝሓቱዎም ኢዩ ዝንገር።   ጋዜጣ ኮሪረ ዴላ ሴራ ዝተመልከቶም ጸብጻባት ቤት ፍርዲ ከምዝሕብሩዎ፣ እቶም ሻቡ ክኸፍሉ ዘይክኣሉ ድሒሮም ክኸፍሉ ከምዝኽእሉ ኢዩ

READ MORE

18 ባሕረኛታት ኤርትራ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ብሓንቲ ጃልባ የመን ድሕሪ ምስጋር ኣብ’ታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ በኸምዚ ዝኣመሰለ ጥርኑፍ ኣገባብ ናብ የመን ኮነ ስዑዲ ዓረብ ኢዶም ክህቡ ሎሚ ናይ መጀመርያ ኣይኮነን። ብዘይካ ‘ቶም በብወርሑ መሳርዕ ሓይልታት ምክልኻል ራሕሪሖም ናብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ቐረባ መዓልታት ጀሚሩ መውጽኢ ቪዛ ምሃብ ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት እቲ ስጉምቲ ስለምንታይ ከምዝተወስደ ቁርጺ ምኽንያት 'ኳ እንተዘይሃቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ሕብረተሰብና እናዓበየ ምስ ዝመጽእ ዘሎ መንጸግቲ መምርሒታት ናይቲ ስርዓት ዝተኣሳሰረ ክኸውን ከምዝእል ኣሚቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም፣ እቶም ኣብ

READ MORE

ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር  ጽምብል ባሕቲ መስከረም ብዓቢ ድምቀት ተባዒሉ   ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር  ዝዳለዎ  ድሙቕ ጽምብል መበል 53 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ  ኣብ ከተማ ማንቸሰተር ተባዒሉ። እዚ ብዙሓት መንእሰያትን ኣቦታትን ኣዴታትን ደለይቲ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብዓል ብዉዕውዕ መንፈስ  በቀዳም 06-09-2014

READ MORE

ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ስዋኣት ንትከለላ’ባ ስርዓት   ህዝቢ ኤርትራ              ዕለት 04.09.2014   ሓቢርካ’ባ ስራሕ ስንኻ ንኸሶ ፡ ሓቦ ስነቕ ሓሞትካ ኣይተፍስሶ፡ ናይ ተንኮለኛታት ፍሕሶ፡ንዓ በጣጥሶ፡ ንረዚን ታሪኽካ መሊስካ ኣሓድሶ ።   ህዝቢ ኤርትራ   እንተተፋላለና ንመን ኢዩ ዝጥዕሞ፡ ንጸላኢና ኢዩ፡ ዉሕጅ ንብዓትና ይለከሞ፡ ምስ ፈለጥናዮ ንምንታይ ንጽመሞ ፧ ናህና ነገርስ ንኣዳም ገረሞ ።   ህዝቢ ኤርትራ   ንሽግር ንብኽያት ኣይትልመድ፡ ናይ ሕድሕድ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ኣደስኪሉዎም ንዝጸንሐ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር መሓሪ ሰለሙን፣ ፈለማ ኣብ ክራይ ኣባይቲ ዝሰርሕ ዝነበረ ወዲ ርእሶም ከምኡ ‘ውን ንተስፋንኪኤል “ሸሪፎ” ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ከምዝኣሰሮም ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እዞም ግዳያት ኮይኖም ዘለዉ ተጋደልቲ ብመላኺ ኢሳይያስ ንነዊሕ ዓመታት ደስኪሎም ዝጸንሑ

READ MORE

 AFP/  DONGOLA (Sudan)  - Hundreds of exhausted illegal migrants reached the safety of a northern Sudanese town Saturday after 10 people died when human traffickers abandoned them in the desert. A convoy of trucks escorted by armed security forces delivered the migrants to Dongola after a journey of hundreds

READ MORE

UPDATE: ብዛዕባ ‘ታ ብ 28 ሰነ 2014 ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ደሃይ ኣጥፊኣ ዘላ ጃልባ። ኣብ’ዚ ሳልስቲ፣ መርድእ ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ሊስታ ደሃይ ዘጥፍኡ ኤርትራውያን፣ ተመዝጊቡ ዝነበረ ሓምደ ዩኤል ከም ኣሰር ናይታ ካብ 28 ሰነ ኣትሒዛ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝወረሐት፣ ኣፈናዊ ሓበሬታ ሂብናኩም ኔርና። እንተኾነ፣ ሓምደ

READ MORE

ቆንስል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ሚስተር ጆን ሁቨር ብምኽንያት መበል 238 ዓመታዊ ዝኽሪ ናጽነት ኣመሪካ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዋደዶ ዲፕሎመሰኛታትን ዳርጋ ኹሎም ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ዝተረኽቡሉ እንትዶት ታሪኽን ተመክሮን ኣመሪካ ተወኪሱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም መጋበርያ ምልኪ ኮይኖም ዘለዉ

READ MORE

ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት አዝዩ ሓያል ዝኸነ ስርቅን ክትራንን ምዕማጽ ደቂ አንስትዮን አብዚ እዋን አብ ዝኸፍኣ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ካብተን አዚዩ ስርቅን ክትራንን ዓመጽን ብሰፊሑ ዝርኣየለን ዘለዋ ከተማታት አስመራ፡ ከረን፡ ባጽዕ፤ ዓዲ ቐይሕ፡ መንደፈራ፤ ተሰነይ ባረንቱን ይረከብኦ። አብዚ ሕጂ እዋን አብ

READ MORE