Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባል ባይቶ ኣመሪካ Ed Royce ኣብ ልዕሊ ኣሸባብን ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ደገፍቱን ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ።

Ed እቲ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣሸባብ ከይለኸፈና ኸሎ፡ ኣብ ልዕሊኡ ጸቕጢ እናተገብረ ምዕረ-ማዕሪኡ፡ እተን ዝደጋገፋኦ ሃገራት ‘ውን ክግጠማ ኣለወን፡ ድሕሪ ምባል ከኣ፡ ‘ብዛዕባ’ቲ  ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትጻወቶ ዘላ መዕነዊ ተራ ጭቡጥ መረዳእታ ኣለና’ ኢሉ። ኤርትራ ከም ሓብሓቢት ግብረሽበራ ክትርቋሕ ከምዘለዋ ‘ውን ኣገንዚቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT