Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Eritrea Orthodox Church ex-leader expelled for ‘heresy’ – BBC

In an unprecedented move, Eritrean bishops in the Orthodox church have expelled their former patriarch, Abune Antonios. Antonios, who was the head of the church until 2006, was accused of heresy in a statement signed by

In an unprecedented move, Eritrean bishops in the Orthodox church have expelled their former patriarch, Abune Antonios.

Antonios, who was the head of the church until 2006, was accused of heresy in a statement signed by a group of top bishops.

He has for a long time been a critic of the government and was deposed and put under house arrest 13 years ago.

His followers accuse the government of interfering in church affairs.

Read More: Eritrea Orthodox Church ex-leader expelled for ‘heresy’

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Admin July 20, 2019

    This was orchestrated by the PFDJ leaders. Hence, the Eritrean people must stand firm and united to resolutely resist the junta’s yet another egregious intrusion into the ecclesiastical affairs of the orthodox church. The defense of our faith and church today becomes the duty of every Eritrean citizen.

  • Danilo July 20, 2019

    ” ሰይኮታ ” ሰይጣን!!! ብሕመቅ ኣመንቲ
    ዓለም ኣይገደፈ ሸኻት፡ ኣቅሽሽቲ
    ብዘይ ሕጊ ብዘይ ፍርዲ።
    ካን !!! ? እምቤኣር ኣብዚ ተባጺሕና
    ወርሒ ለይቶ እንተዝህሉ ወየ ምበለልና
    እንታይ ድ-ኣሞ ብደውና ካብ ሞትና።

  • ERI MEDIA July 21, 2019

    እዋእ እቲ ነገር ኣብ ጥርዙዶ በጺሑ ሓቀይ ? እንታይ እዩ ድኣ እቲ መፍትሒ ?

  • Khaled July 21, 2019

    I feel His Holiness’ life is in danger.
    May God protect him.

  • መፍቀሬ ኢየሱስ July 21, 2019

    How sarcastic!

    The godless diabolical government condemning His Holiness Abune Antonios in God’s house matters.

    The godless clique took 13 years to find a questionable excuse to demote a holy father of the Orthodox Church.
    We were complaining about his house arrest. Now it is even worse!
    .
    What will be the next topic is anyone’s guess.

    In the last weeks we complained about the closure of hospitals and clinics run by the Catholic Church

    May God save Eritreans from this endless mess and misery.

  • ስለ ፍትሒ July 22, 2019

    ሕፍረት ዘይፈልጥ ነውራም ስርዓት ዝኸተቦም ሕልናኦም ዝሸጡ ናይ ሓሶት ጳጳሳት ዘሕለፍዎ ውሳኔ ብምድሪ ይኹን ብሰማይ ውጉዝ እዩ ዝኸውን።
    እዛ ኣመንታ ዝጠለሙዋ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ጠቕሊላ ክትዓኑ እዩ ድልየት ናይዚ ርኹስ ስርዓት።
    ባህሉን እምነቱን ዘጥፈአ ሕብረተስብ ንምፍጣር ከይደቀሱ ን28 ዓመት ዝሰርሑ ሃይማኖት ዘይብሎም ፖለቲከኛታት ህግደፍ፡ ኣብ ኣጋ ዕርበቶም ኩሉ ክፉእ ዝበለ ካብ ምፍጻም ድሕር ኣይክብሉን እዮም።
    እዚ ኹሉ ዝሓለፈ ዓመታት ንኣቦና ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ፡ መጀመርያ ብምፍርራሕ ተጋግየ ንኸብሉዎም ፈቲኖም ምስተቐብጾም፡ ድሒሮም ከኣ ብሸምገልቲ ጌርካ ብምሽሓጥ ኣታሊሎም ተጋግየ፡ ወይ ኣጋግዮምኒ ኢሎም ከፈርሙዎም’ሞ፡ ብድሕሪኡ ነቲ ዝፈረምሉ ወረቐት ከም መርትዖ ተጠቒሞም እዛ ሕጂ ዝብሉዋ ዘለው ጸለመ መናፍቕነት ተጠቒሞም፡ ካብ መንበሮም ኣልዒልናዮም ኣለና ብምባል ቅያሮም ካብቶም ካድረታት ናይ ሓሶት ጳጳሳት ክሸሙ እዩ ኔሩ ሓሳቦም።
    ናብ መንበሮም ክመልስዎም ከምዘይኮኑ ርዱእ እዩ ኔሩ። ኣይብቑዕን ቢሎም ንዝሰጎጉዎም ፓትርያርክ ብምንታይ ምኽንያት ከምዝመልስዎም ጨኒቑዎም ከምዝኾነ ርዱእ እዩ። ኣብ ሓሶት ምጽናዕ ኣማራጺ ስለዝመስሎም። ይቕሬታ ተጋጊና ጸኒሕና ዝብል ኣብ መዝገበ ቃላት ናይ ጉጅለ ህግደፍ ስለዘይርከብ።
    እዞም ጠላማት ናይ ሓሶት መጋበርያ ዝኾኑ ጳጳሳት ከኣ በቲ ዝተዋህቦም ትእዛዝ ክኸዱ ስለዝተነግሮም መገላበጢ የብሎምን። ሓሰውቲ ሃዋርያት ምዃኖም መዓልታዊ ዝገላበጥ ቃላቶም ህያው ምስክር እዩ።
    ኣቦና ይትረፍዶ መናፍቕ ምዃን ናብ ምስልምና ሃይማኖት ቀይረ እንተበሉ ቤተ ክርስትያን ቤት ማእሰርቲ ኣለዋ ድዩ? ካብ ኣባልነታ ክትሰጉግ ድኣምበር ንሰብ ብስጋ(ኣካል) ክትእስር መን ስልጣን ሂቡዋ።
    ሕጊ ኣብዘይብሉ ሃገር ዘይስማዕ ነገር ስለዘየልቦ ዘርምም ተግባር እዩ። ሕጂ ከኣ እናመሳመሱ ንኽሞቱሎም እዩ ትጽቢቶም፡ ብህይወት ከለው ካልእ ፓትርያርክ እንተመሪጾም ማሕበር ኦርየንታል ቤተ ክርስትያን ከምዘይቅበሉዎም ኣዳዕዲዖም ይፈልጡ እዮም።

    ኣንቱም ናይ ሓሶት ሃዋርያት፡
    ክቡር ኣቦና ኣብ ኢድኩም ከለው እንተሞይቶም ደሞም ኣብ ኢድኩም ከምዝኸውን ክትዝንግዑ የብልኩምን።
    ወረ ክንደይ ትጭክኑ ነውራማት ሰባት እኹም፡ ንወዲ 90 ዓመት ፈላሲ ክሳብ ክንድዚ ትገፍዑ።
    ብምድርን ብሰማይን ኩኑናት ምዃንኩም ኣይትዘንግዑ።
    ዋላ ብኣካል ብሞት እንተተፈልዩ ምስቶም ዝሓለፉ ናይ ክርስትና ሰማእታት ስሞም ተመዝጊቡ፡ ናይ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ዓለም ቤተ ክርስትያናት ንዘልኣለም ክዝክርኦም፡ ብስሞም ቤተ ክርስትያናት ክንሰርሕ ምዃና ዘይተርፍ እዩ።

    ሰላም ንሃገርናን ንህዝብናን ካብ ኣምላኽና ንጽበ።

Post a Reply to Admin Cancel Reply