Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Eritreische Volksverein e.V. ኣገዳሲ ሰሚናር ኣብ ሽቱትጋርት

Eritreische Volksverein e.V. ኣገዳሲ ሰሚናር ኣብ ሽቱትጋርት  ምስ 1. ጉንተር ሽሮደር ( Gunther Schröder ) ተመራማሪ ስነ ታሪኽን ምኩር ክኢላን ካብ ከተማ ፍራንክፈርት 2. መንእሰይ (ተመሃራይ ሕክምና) ቢንያም ክፍላይ ( Binyam Kiflai ) ኣባል ኤስ. ፐ. ደ ፓርቲ ካብ ከተማ

Eritreische Volksverein e.V. ኣገዳሲ ሰሚናር ኣብ ሽቱትጋርት

 ምስ

1. ጉንተር ሽሮደር ( Gunther Schröder )

ተመራማሪ ስነ ታሪኽን ምኩር ክኢላን ካብ ከተማ ፍራንክፈርት

2. መንእሰይ (ተመሃራይ ሕክምና) ቢንያም ክፍላይ ( Binyam Kiflai )

ኣባል ኤስ. ፐ. ደ ፓርቲ ካብ ከተማ ሃኖቨር

 ኣርእስቲ

መሰል ወዲ ሰብ ኣብ ኤርትራን ናብራ ስደትን ፡

ቦታ

Katholisches Pfarramt St. Georg

Heilbronner Str. 135

70191 Stuttgart-Mitte

      ዕለት ፡      ቀዳም  12.11.2011   

ዛዕባታት

ሰዓት

14.00 – 14.30     መእተዊ

14.30 – 16.00     መደረ ጉንተር ሽሮደር

ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታትን መሰል ወድ ሰብን ኣብ ኤርትራ

16.30 – 17.00 ሕቶን መልስን ምስ ጉንተር ሽሮደር

17.00 – 17.30 ዕረፍቲ

17.30 – 19.30 መደረ መንእሰይ ብንያም ክፍላይ

ብዛዕባ ፍሉይ ሽግር ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት

ኣብ ጀርመን

19.30 – 20.00      ሕቶን መልስን ምስ መንእሰይ ብንያም ክፍላይ

    20.00 – 22.00 ምይይጥ

ብደሓን ምጹ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT