Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሆቴል ኢንተርኮንቲነንታል ስራሕ ዓጽዩ ሰራሕተኛታት ተፋንዮም

wegእቲ ብስም ስማዊ ሰብ ብርኪ ዝውነን ዝበሃል ዝነበረ ደሓረይ ግና እቲ ሓቀኛ  ዋንነቱ ናይ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ { ህግደፍ} ዋንነቱ ዝተረጋገጸ ትካል ስርሑ ደው ኣቢሉ ካብ ዝዕጾ ክልተ ሰሙን ገሩ ኣሎ። ሰራሕተኛታት እቲ ሆተል ድማ ኩላቶም ብ መሰረት ኮንትራክት ተቖጺሮም ብምንባሮም ብሙሉኦም ካብ ስራሕ  ከም ዝተፋነዉ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT