ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ሓረስቶት ዝዘመቱዎ ኣእካል ኣብ ዕዳጋ ይሸጡ።

ስርዓት ህግደፍ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ መሰረት ናብ ከተማታት ክኣቱ ኸሎ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተመንዘዐ 5 ኤነትረ ዝዓቐኑ ናይ ሓረስቶት ኣእካል፡ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ኣስመራ፡ መደበር፡ ከምእተሸጠ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT