Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተቐማጦ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ እትርከብ ዓዲ ብጥርኑፍ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኹለንትናዊ ተጻባኦታት ኣፍሺለ ኢሉ ይጀሃር።

is ተቐማጦ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ እትርከብ ዓዲ ቆልዓ ሰበይትን ሰብኡትን ንብረቶም ጠርኒፎም ብስቱር ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ተቐማጦ ናይታ ዓዲ ነዚ ዓቕሊ-ጽበታዊ ስጉምቲ ‘ዚ ዝወሰዱ ብጥምየትን ሕሱም ጸቕጢ ስርዓት ህግደፍን ተገዲዶም ከምዝኾኑ እቶም ምንጭታት የረድኡ።

ብተመሳሳሊ መንገዲ፡ ተቐማጦ ከባቢ መንደፈራን ዓዲ ቐይሕን በቲ ወሪዱዎም  ዘሎ ጥምየትን ሕሰም መነባብሮን ዝርእዩዎ ስኢኖም ነቲ ስርዓት ጭንቀቶም ምስ ገለጹሉ፡ ‘ናብ ጋሽ ባርካ ከባቢ ጎልጅን ገርሰትን ኬድኩም ሓሪስኩም ብልዑ’ ስለዝበሎም ዝገዓዙ ብዙሓት ስድራቤታት ከምዘለዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ‘ሎ። Amb

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT