Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ዉዕዉዕ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

Frankfurtጻማ ፍረቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨውዩ ናብ ጉጅለኣዊ ረብሓታቱ ንዘውዓለ ጉጅለ ህግደፍ ዝኹንን:ፍትሒ ዲሞክራሲን  ሰብኣዊ መሰልን ዝጠልብ  ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ28 ለካቲት  ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ተካዪዱ::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT