Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ በንዚን ንህዝቢ ምዕዳል ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ፡ ናፍታ ኸኣ ፈጺሙ ከምዘየልቦ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

fiatከም ውጽኢት ናይዚ ስጉምቲ ‘ዚ፡ እቲ ስርዓት ሰራዊት ኣዋፊሩ ንኹለን ናይ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት፡ ማለት ኮድ 4 ናእሽቱን ዓበይትን መካይን ድሮ ኣኪቡወን ከምዘሎ እቲ ሓበሬታ የረድእ። ካብዚ ቐጺሉ ነተን ብኮድ 3 ዝንቀሳቐሳ፡ ናይ ትካላት ተሽከርከርቲ ኣብ መፈተሺ ንቝጣታት ደው ብምባል ክእክብን ጀሚሩ ምህላዉ ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT