Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ማንጁስ) ዝሃብተመ ጀነራል ከምዝኾነ ተረጋጊጹ።

Dolar

ኣብቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይ 2001 ንላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንኣዘዘቲ ሰራዊት ዘመሓላለፎ  “ምስ ዝመስለኩም ኣካል ተሓባቢርኩም ቁጠባዊ ትሕዝቶኹም ኣደልድሉ“ ዝብል ስቱር መምርሒ ብምምርኳስ፡ ንውልቃዊ ረብሕኡ ዝተወናጨፈን ድልዱል ሃብቲ ዘኻዕበተን፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ወታሃደራዊ መራሕቲ ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ከምዝኾነ ምንጭታት ካብ ኣሰመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT