Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውሉደ ክህነት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ንውሳኔ ምውራስን ምብራስን ገዳማት ኣትሪሮም ይቃወሙ

bizen

ን 22 ገዳማት ኦርቶሮክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምስናይ ቅርስታተን ንምውራስን ናብ ወተሃደራዊ መዓስከር ንምቕያርን ኣብ መስርሕ ዝርከብ ውሳኔ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ካብ ውሉደክህነት ቤተክርስትያን ማለት ካብ ኣቐሽሽትን ኣመሓደርቲ ገዳማትን ዲያቆናትን ሰፊሕ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT