Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣመሪካ መንግስቲ ኤርትራ ን ‘ታሚል ታይገርስ’ ናይ ሲሪላንካ ቀጥታዊ ወተሃደርዊ ሓገዝ ይገብር ከምዝነበረ ኤሽያን ትሪቡን ይገልጽ።

SLናይ ባይቶ ኣመሪካ (ሰነት) ኮሚተ ወጻኢ ዝምድናታት ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ብኣመሪካን መንግስቲ ሲሪላንካን ከም ‘ግብረሽበራዊ ውድብ’ ዝጥቀስ ‘ታሚል ታይገርስ’ ቀጥታዊ ወተሃደርዊ ሓገዝ ይገብር ከምዝነበረ ከምዘቃለዐ ኤሽያን ትሪቡን ዝተህለ መርበብ ሓበሬታ ይገልጽ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT