Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ።

Carson

ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኮይኑ ብፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝተመዘ ጆኒ ካርሰን ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ዝምድና ከተማሓይሽ ትደሊ እንተደኣ ኮይና ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT