Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓገብ ኤሪ-ቲቪ፡ ዓገብ ሻባይት፡ መዓስ ኮን ኢኽን ናይ ህዝቢ ትኾና?

ብ23 ሰነ ኣብ ገምገም ባሕሪ ህንዲ ደንደን ተባህለት ናይ ኤርትራ መርከብ ጠሊቓ ዝብል ሓበሬታ ኣብ ኣሰና ዳት ኮም ምስ ኣንበብና ብዙሕ ጕሂና። መጀምርታ ሃለዋት ናይቶም ባሕረኛታትና ደሓር ድማ እታ ንብረት ናይ ኤርትራ ከንቱ ምጥፍኣ ተሰሚዑና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT