Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናብ ኣቡን ዲዮስቆሮስ መንበረ-ፓትርያርክ – ሓደ ኦርቶዶክሳዊ ካብ ኣስመራ

disኣቐዲመ ብስም ‘ቲ ኹሉ ዝኽእል እዚኣቢሄር ኣምላኽ ሰላምታ ከቕርበልኩም ፍቐዱልይ። መስቀልኩም ክሳለም ዝፈቅድ ግን ኣይኮንኩን። ከምኡ ብምባለይ ምናልባት ጸረ-መስቀል ከምዝኾንኩ ክመስለኩም ይኽእል እዩ። ኣነ ግን ኣብ መሰረት መስቀል ጸኒዐ ዝዓበኹ ኦርቶዶክሳዊ እየ። ሕጂ ‘ውን ኣብዚ እምነት’ዚ ጸኒዐ እርከብ ኣለኹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT