Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደም ስዉኣት ሰጊሩ ዝመጸ መን? ናይ ኢሰያስ መጋበርያኸ መን?

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ባዕዳዊ መግዛእቲ ስደት ካብ ዝጅምር ፍርቂ ዘመን ሓሊፉ ኣሎ። እቲ ነቦሓጎታትና ዝቐዘፈ ወፍሪ ትሩቡሊ ኣብ ጸብጻብ እንተ ኣእቲናዮ ድማ ዳርጋ ናብ ሓደ ዘመን ይጽጋዕ። ስደት መሪር ምዃኑ ንማንም ሰብ ብሩህ ስለ ዝኾነ ብዛዕባኡ ብዙሕ እንተ ተዛረብኩ መደረ’ዩ ክኸውን። ስለዚ፣ ብቐጥታ ናብቲ ዘገድሰኒ ጉዳይ ክኣቱ’የ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT