Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ ሎሚ ኣብ ገምገም ወደብ ማንጋሎር ጥሒላ

Rescue“ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ፡ ሎሚ 23 ሰነ ካብ ወደብ ማንጋሎር (ህንዲ) 300 ሜትሮ ካብ ገምገም ባሕሪ ርሒቓ ድሕሪ ምጥሓላ ክልተ መርከበኛታት ክመቱ ኸለዉ 12 ከምዝቖሰሉ  መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT