ቅልዕቲ ደብዳበ ንመሪሕነትን ኣባላትን ተጋድሎ ሓርነት አርትራ ሰውራዊ ባይቶ

ከም ኣረዳድኣይ እዚ ሎሚ ዝህነጽ ዘሎ ፓርቲ ንዑ ምሳይ ጥራሕ ተወደቡ ዝብልዩ ኢለ ኣይግምትን። ኣነ ውድበይ
ኣቐሚጠ ምስ ህዝቢ ክብገስ ወሲነ ኣሎኹ ክብል ከሎ ከኣ ካብቲ መግለጺታቱ ተበጊሰ ካልኦት ውድባትውን ከምቲ ናቱ
ከገብሩ ዝጸልእን ዝቃወምን  ኣይመስለንን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT