Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተስኣላ ንንግስቲ !

ngstiንግስተይ’ ‘ንዝብላ ብእምነት ብማሕላ
ብረሃጽ ገዲፉ ብደም ዘገልገላ
‘ንጉሰይ’ ደኣ’ምበር ኣይትብሎን ‘ያ ጊላ
ልባ ኣይርስዖን ነብሱ ‘ተጎደላ
ብሳላት ብመቕደስ ብጸሎት ምህለላ
ኣምላኻ ትገብሮ ናይ መንፈስ ኣኽሊላ።

ngstiንግስተይ’ ‘ንዝብላ ብእምነት ብማሕላ
ብረሃጽ ገዲፉ ብደም ዘገልገላ
‘ንጉሰይ’ ደኣ’ምበር ኣይትብሎን ‘ያ ጊላ
ልባ ኣይርስዖን ነብሱ ‘ተጎደላ
ብሳላት ብመቕደስ ብጸሎት ምህለላ
ኣምላኻ ትገብሮ ናይ መንፈስ ኣኽሊላ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT