Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣርኩብ ንመንኮርኮር ተቓውሞ

ዝሓሰሞ እምበር መን ኣሎ’ዩ ዝጣዓሞ
በብሓደ ሰብ ውሓደ ቀደም ኢሎሞ
ሕጂ ግን በቢ ኣሽሓት ሃገር ገዲፎሞ
ዲክታይትር የጽንተና’ሎ ንዑ ንቐድሞ

ዝሓሰሞ እምበር መን ኣሎ’ዩ ዝጣዓሞ
በብሓደ ሰብ ውሓደ ቀደም ኢሎሞ
ሕጂ ግን በቢ ኣሽሓት ሃገር ገዲፎሞ
ዲክታይትር የጽንተና’ሎ ንዑ ንቐድሞ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT