Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቪዛ

ሚኒስተረ ደኣ እንታይ ረኸበኩም
እስኹም ትኽእሉ ቪዛ ተኸልኪልኩም
ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ’ዶ ክብሉ ሰሚዕኩም
በጃ ጌርክሞ ዘርእሰናይ ወድኹም::

ሚኒስተረ ደኣ እንታይ ረኸበኩም
እስኹም ትኽእሉ ቪዛ ተኸልኪልኩም
ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ’ዶ ክብሉ ሰሚዕኩም
በጃ ጌርክሞ ዘርእሰናይ ወድኹም::

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT