Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እሙን ኣውቲስታ ስብሓት ኤፍረም ቀታሊኡ ብዘይተፈለጠ ኣብ ጽርግያ ቁሸት ተሰጢሑ ጸኒሑ።

ሽሕ እኳ ኣውቲስታ ወዲ ኤፍረም ዕጫ ናይቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ኣውቲስታ ‘ሳልሕ’ ይበጽሖ ከምዝኾነ  ይፍለጥ እንተ ነበረ፡ እንሆ ክቡር ሓውና ንሱ በዘይፈልጦ ጉዳይ፡ ጥራሕ ተለኣኣኺ ብምዃኑ ሚስጢራት ንምድምሳስ ፡ ግዳይ ዓመጽቲ ኮይኑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT