Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

FF1ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ነቲ ወትሩ ብህግደፍ ዝካየድ ደሞክራሲያውን ሃገራውን ተስፋ ዝንበ ኮነ ኣስተዋጽኦ ዘይውንን፣ ብዘይካ መአከቢ ገንዘብን ዝጎደላ ሳንዱቅ ህግደፍ መምልኣኢ እንተዘይዀይኑ ካልእ ፋይዳ ዘይብሉ ኣበርክቶ ኣልቦ ዝኾነ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT