Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

International Crisis Group ዝብሃል ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ኤርትራ ንኣሸባብ ከምእትሕግዝ ንዝቐረበ ክሲ ክነጽጎ ምፍታኑ ተኣማንነት ከምዘይብሉ ተዓዘብቲ ገሊጾም።

AndebrhanInternational Crisis Group ዝብሃል ነጻ ምዃኑ ዝገልጽ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ከም ግብረ-መልሲ ናይቲ ብኣባል ባይቶ ኣመሪካ ዝቐረበ ንኤርትራ ናብ ምዝገብ ግብረሽበራ ክትኣቱ ዝምሕጸን ጻውዒት ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ ነቲ ኤርትራ ንኣሸባብ ከምእትሕግዝ ዝቐረበ ክሲ ክነጽጎ  ከምዝፈተነ ድምጺ ኣመሪካ ጠቒሳ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT