Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

JUNE 22-24, 2018 ELF REUNION – ዕላማ ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. እንታይ`ዩ?

ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ምፍጣር ዓቢ እጃም ዘበርከቱ፡ እዚ ታሪኽ እዚ ክስራሕ ዝተዓዘቡ፡ ብዛዕባ እዚ ታሪኽ እዚ ዝግደሱ ውን ኩሎም ብግቡእ፡ ብዝተጸንዔ፡ ብጥርኑፍ፡ ብዝተማለኤ ኣብ ምዕቓብ፡ ኣብ ምዝርጋሕ ናብ ኩሉ ወሎዶታት ዝተሓላለፍ ብቁዕ

ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ምፍጣር ዓቢ እጃም ዘበርከቱ፡ እዚ ታሪኽ እዚ ክስራሕ ዝተዓዘቡ፡ ብዛዕባ እዚ ታሪኽ እዚ ዝግደሱ ውን ኩሎም ብግቡእ፡ ብዝተጸንዔ፡ ብጥርኑፍ፡ ብዝተማለኤ ኣብ ምዕቓብ፡ ኣብ ምዝርጋሕ ናብ ኩሉ ወሎዶታት ዝተሓላለፍ ብቁዕ ኣፋዊ ይኹን ዝተሓትመ ሰነዳዊ ታሪኽ ኣብ ምውህላልን ምቕራብን ዝሕግዝ ጥጡሕ ባይታ ዘመድምድ`ዩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • aman March 28, 2018

    They honestly need to check the expiry date on each one of them. If they do that they will be surprised to see that non of them have any shelf life left. They need to vacate the platform.

    • k.tewolde March 30, 2018

      How about their opposite counterparts,are they preserved with formalin? just wondering.

  • k.tewolde March 29, 2018

    Keep the memories alive and pass it on to your offsprings. It is the best gift you can give them besides your unconditional love.

  • Haqi March 30, 2018

    ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብዙሃት ቅኑዓት ተራ ተጋደልቲ ከም ዝነበሩ ምፍላጥ ይግባእ። ይኹን እምበር ካብ ሱር መሰረታ ጀብሃ ብቅያዳ ኣል ዓማ ጀሚርካ ፤ ታሪኻ ዝምቡዕ መራህታ ድማ ሓሰውትን ምስሉያትን እዮም። በዓል እድሪስ ዓብደላን ብጾቱን መራሕታን ቀጠፍቲ እዮም።
    ብዙሓት ናይ ጀብሃ ነበር ፣ ብዛዕባ ጀብኣ ታሪኻ ያኢ ተባሂሉ ዝጸሓፍ ኣዝዩ እተጋነነን እተቓመመን ሓንቲ እኳ ጌጋ ዘይብሉ ዳርጋ ብጻዕዳ ኖራ እተለቕለቐ ስለዝመስል ብዙሕ ሰብ ከንብቦ ወይ ክሰምዖ ድሌት የብሉን።
    ብዛዕባ ኣብ ጀብሃ እተፈጸሙ ቅንጸላታት ፣ ብልሽውና፣ ስመማ፣ ዝሙት፣ ስርቂ፣ ቅትለት ኣብ በሄረ ኩናማ ፣ ብዛዕባ ፋሉል ፣ ደምበላስ ቆሃይን ፣ ግፋ ክርስትያን ሓረስቶትን ህልቂት ኣብ ኩናት ባረንቱን፣ ክትራን ዝምታን ብሰራዊት ጀብሃ፣ ጃሱስ እናበልካ ዝተቐትሉ ዘጋታት፣ ምንጻግን ምንዳድን ቋንታትት ኤርትራ ትግረ ትግርኛ ወዘተ ኣብ መጽሓፍቲ ታሪኽ ናይ ጀብሃ የለዉን።
    ብዛዕባ ቅትለት ኪዳን ክፍሉ፣ ትኩእ ይሕደጎ ፣ መልኣከ ተኽለ ሓንቲ እኳ ኣይዛረቡን። ብዛዕባ ኢሳያስን ሻዕብያን እሞ ኣፎም ሞተረ ናይ ኤነ ትረ እዩ ፤ ዕረፍቲ የብሎምን።

    • k.tewolde March 30, 2018

      Haqi
      MARCH 30, 2018
      “ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብዙሃት ቅኑዓት ተራ ተጋደልቲ ከም ዝነበሩ ምፍላጥ ይግባእ።” A breakthrough. It depends who is telling the story,ELF is an Eritrean phenomenon,it is an Eritrean story,it is not the story of individuals,it is where the current tyrant started his revolutionary baby talk and eventually became fluent in his authoritarian language.Lets get it right.Lets tell the story in its entirety.Lets not deny the Eritrean people to tell their own story.It is not an Egyptian,Italian or Turkish story,it was played and carved by the Eritrean people,it is an Eritrean story!!! and let the good people who were there make it as the bedside story for their children, let them get together and reflect on their experience.There is nothing wrong with that,

Post a Reply to k.tewolde Cancel Reply