Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

New Year’s Eve Party in the Bay Area by Eritrean Youth for Change (EYC)/ ዕድመ ትልሂት ድሮ ሓድሽ ዓመት፡ ብ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ በይ-ኤርያ

እቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ እዋን ሓጎስ ኮነ ሽግር ብሓድነትን ምትሕብባርን ክነብር ጽኑዕ እምነት ዘለዎ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ከም መርኣያ ናይዚ ሰናይ ትምኒትዚ ንሓድሽ ዓመት 2010 ኩሉና ኤርትራውያን ብሓባር ክንጽምብሎ ምእንቲ ሁቡባት ሙዚቀኛታትን ድምጻውያንን ብምዳም  ዓቢ ለይታዊ ትልሂት ንድሮ ሓድሽ ዓመት ኣዳልዩ ‘ሎ። 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT