Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢትዮጵያ ንባድመ፡ “ንኤርትራ ክትገድፈላ ወሲና'” ተባሂሉ።

ባድመኢትዮጵያ፡ ነታ ቀንዲ ሰበብ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ዝጸንሐት ባድመ ንኤርትራ ክትሓድገላ ከምዝተሰማመዐት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበረ ካብ ኣሾሸይትድ ፕረስ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና ዝረኸብናዮ ዜና ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT