Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ሙሴ በኪት December 5, 2018

    ብመጀመርያ ናይታ ኣዝዬ ዝፈትዋ ህግያ ትግሬ ( not Tigrayat but a Tigre language )”” ትግራይት”” ዘይኮነስ ብትግሬ ናይ ሬድዮ መደብ ብምጅማሩ ኣዝዬ ከም እተሓጎስኩ ይገልጽ :: ህግያ (not Higa) ትግሬ , ትግርንያ( ኛ),እምሓርንያ( ኛ ) ዓረበይና ( ኛ) እብራይስጢ ,ኣርማይክ ,ግእዝ ,ኡጋሪስት ,ኣሕዋት ናይ ሰማውያን ህግያታት ( languages) ይበሃላ :: “ሂጋ ” እቲ ዘርባ ክኸውን ከሎ ” ህግያ ” ሽም ናይቲ ቁዋንቃ : እዩ:: ንኣብነት ” እንደ ድጋማ ለሂጋካ እብ ህግያ ትግሬ:? እስቲ እታ ዘረባኻ ድገሞ ብቁዋንቃ ትግሬ?:
    እቲ ዜና ዘንብብ ሓው እዜን ዝስዕባ ቃላት ክትእርመን ሓደራ ይብል:: 1/ ኣክባር ( not bernamj) ዜና ወይ ድማኒ ” ተውሀንብ ይብሃል እዩ :: ዜና ትግሬ እዩ ትግርንያ እውን እዩ :: ” ላጅኢን” ኣብ ክንዲ ምባል : ” ዓለች” ኤርትሩዩን ኣብ ክንዲ ምባል ውላድ ኤርትራ :: ሸበከት ኣብ ክንዲ ምባል እብ ” ገበይ” ከምኡውን እንተርነት ኣብ ክንዲ ምባል ” ሸሌቅ ” ምባል እዩ እቲ ጽሩይ ትግሬ ::እዚ ዎ ደሓን::

  • ሙሴ በኪት December 5, 2018

    መኤረምታ : Tigrayt ( not Tigrayat) እታ ዘረባኻ ” እቲ ዘረባኻ: ተባሂሉ ይነበብ::

  • negat1100@yahoo.com February 23, 2019

    Good to have radio by Tigre
    Thank you Amaneal

POST A COMMENT