መስፍን ሓጎስ መን እዩ?

wefri በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን።

መስፍን ሓጎስ መን እዩ?

wefri በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን።

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ።