ሰላም  ! ሰላም በሉለይ ኩቡራት ኣሕዋት ደቂ ሃገር ኢርትራውያን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ብፍላይ ድማ ነቶም ኩሉ ዓይነት ሓሳረ መከራ ኪኢሎም ይሓልፍ ደኾን እንዳበሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሓቦ ተዓጢቆም ዝነብሩ ኩቡራት ኢርትራውያን ሕጅውን ሰላም በሉለይ

ኣቶ ክሻ ግን መደርኡ ብምቕጻል: እስኽን ተውድቐኦ ዘለኽን ዓቐን እንቃቕሖ ስለዝደቐቐ ምስ ናይ ዓለም ክወዳደር ስለዘይከኣለ ዓቐኑ ንኸተዕብየኦ ተወሲኑ ኣሎ……