ባዓል ኣደይ ሰንበት ኣሽንባይ ሰብ ማይባድ እኳ ዝዓርፍ ክብላ ይሰምዕ ኔረ። እዛ ዝሓለፈት ሰንበት ሓምለ 12 ግና እይግድን ምናልባት ማይባድ ዓርፉ ይኸዉን ‘ምበር ኣባላት ማሕበር መንእሰያት ንለውጥስ ኣይዓረፉን። ተባዕን ቆራጽን መኸተ ወሲዶም ንህዝቢ ቤይ ኤርያ ጸባ ኣስትዮሞ።

ብዓል ኣደይ ሰንበት ኣሽንባይ ሰብ ማይባድ እኳ ዝዓርፍ ክብላ ይሰምዕ ኔረ። እዛ ዝሓለፈት ሰንበት ሓምለ 12 ግና እይግድን ምናልባት ማይባድ ዓርፉ ይኸዉን ‘ምበር ኣባላት ማሕበር መንእሰያት ንለውጥስ ኣይዓረፉን። ተባዕን ቆራጽን መኸተ ወሲዶም ንህዝቢ ቤይ ኤርያ ጸባ ኣስትዮሞ።

ኣብ ሞሎኽሶይቶ ተድኵኑ ዝነበረ መዓስከር ስለያ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ፥ -ሓይልታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ(ግሃድኤ)