norwayመጸዋዕታ ንሰለማዊ ሰልፊ ፡ንኩሉ ጉዱስ ኤረትራዊ፣  ነዞም አብ ሲናይ ሊብያን ሰሃራን፣  አብ ከቢድ ናይ ሂወት ሐደጋ  ወዲቆም ዘለዉ ኤረትራውያን፣  ዝምልከት ሰለማዊ ሰልፊ፣  አብ ኖርወይ ኦስሎ፣  ንዕለት 17 .3.2011 ሰዓት 16:30-18:30 አብ ቂዲሚት  Stortinget.

Swedenኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ሽወደን ኣብዚ ተጸዊዑ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ዓድና/ኤርትራ/ ክነግስን ክኸብርን ሓቢርኩም ምሳና ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ።