ከምዚ መመሊስኩም ከም ከብቲ መጉስዕ ትመልሱ ምኳንኩም እንተንፈልጥ፡ ሳላ ሕሉፍ ታሪኽኩም፡ ብህዝቢ ኤርትራን፡
ኩሎም ሓርበኛታትን “ ዕሉላት “ ስለዝኾንኩም፡ ስምኩም ምጥቃስ፡ ብርግጽ መርብሓና እምበር፡ ኣይምኸሰርናሉን፡ ግን
ብስም ኣቦ መንበርኩም ክንሰምየኩም፡ ውርዙው ጌርና ስለዝረአናዮ ኢዩ።